ATV: ትዕዝብቲ ኣሰና፡ ፖለቲካዊ ፕሮፖጋንዳን ህዝባዊ ዲፕሎማስን እንክጋጨዉ! Sunday, 17 Feb 2019 https://www.youtube.com/watch?v=r2mKxA6NCao&t=1s February 17, 2019 10:52 pmassenna414016Views SHARE
ዮሓንስ February 18, 2019
እየ መስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ። እንታይ ኮን ክንርኢ ኢና ምቕናይ ጽቡቕ እዩ። ደሓን ንጸበ ድኣ ፍሽለትን ሕስራንን እዚ ውልቀ መላኺ ገና ክንርኢ ኢና።
Yohannes February 18, 2019
This guy called Zemach, he is really acting like a prostitute.
look at him, he acts exactly like BIRI GAHBA! Typical LEKBAT
Berhane Haile February 18, 2019
ካብዚ ዝኸፍእ ውርደትን ሕስረትን የሎን። ህግደፍ ኣእኪሉ እዩ። ኣብ ዓዶም ከይዱ ኸኣ ጻ በሎ ደሪፉሎም።
Wedi Hagher February 19, 2019
ኢሰያስ ምስ ትግራይ ጺልኢ ዘሎዎ ክመስል ዝደልየሉ ምኽንያት ፥ መስሪሕ ሰላም ትግራይ እንተ ተሓዊሳቶ ፥ ብድሕሪኡ ንህዝቢ ኤሪትራ መቆጻጸሪ ዝጥቀመሉ ህልኽ ፥ ጽልኢ ፥ ዉግእ ፥ ኩሉ መመኽነይታት ክጭረሽ እዩ ።
እሰያስ ብዘይ ጸላኢ ከመይ ገይሩ ክነብር ?
እስከ እዛ ናይ ወያነ ነገር ትጽናሓለይ ፥ እዩ ዝብል ዘሎ።