Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Assenna: London Conference – Building grassroots Based Eritrean Community – By Dr Sirak Berhe – Part 1

https://www.youtube.com/watch?v=AW6qX08Tfko&feature=youtu.be Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:

Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • ስብሃት September 11, 2017

    ጽንሰ ሀሳብ ኣጋዕዛውያን ኣብ መንነትን ክብርታትን ትግርኛ ተዛራባይ ዝሠረተ ስለዝኮነ ይማሀር አይማሀር ተቀባሊነቱ ይባራዕ’ሎ፡፡ ኣብ ክልተ ተፈንፂሁ ሀያል ልዕልናኡ ከምዘያረጋግጽ ተረዲኡ ኣብ ዙርያ ኣጋዐዛዊነት ያአስል’ሎ፡፡ ኣጋዐዛዊነት ንምርግጋጽ– ሸርሂ ዐምሀራይ ይንፀገ፣ ሕግጋት መግዛዕት ሕ/ሀ አ/ህ ይስረዝ ብኡ ኣቢሉ ፖለቲካ ሻዕብያን ወያነን ይብሊ፡፡ ዝኮነ ይኩን ሀይሊ ኣብ ቅድሚት ውህደት ኣጋዕዝያን ጠጠው ክብል ኣይክዕልን፡፡ እዚ 10-ሚልዮን ዝቁፀር ሕዝቢ- ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኣጢቁ፣ ኣግራባት ብምንክብካብ ሀብቲ ተፈጥሮ ናብ 17 ክፍለ ዘመነ ከምዝነበሮ መሊሱ፣ ኣብ ሀምላዊትን ኢንዱስትራዊትን ሀገረ ኣጋዕዝያን ክነብር ዝሀቀነዩ፡፡ መንነት አያታቶም ዝደርበዩ ነውራማት ዕባያት አስመራ ክህደሱን ሕምብርታም አምሃራይ ዝሠረቆ መሬት ካምልስን ምኳኑ ይማፃባዕ ፡፡

Post a Reply to ስብሃት Cancel Reply