ይገርመናሎ! ጁባ(Juba)! መኣድኻ ገዲፍካስ ልቑማጾ!
እወ ሕጂ ከኣ ብዝያዳ ይገርመናሎ! ካብቶም ገበርቲ እከይ ህግደፍ ተኸዊልና እንተበልናስ፣ ኣብዚ ክልተ ሰለስተ መዓልቲ ብዓል የማነ ገብርኣብዶ፣ ብዓል ሓጎስ ኪሻዶ፣ ብዓል ማንጁስዶ፣ ብዓል ጠዓመ (መቐለ)ዶ ኣብዚ ከተማ ጁባ ኣትዮም፣ ምስ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪየር ማርዲት ካልኦትን ኣብ ሆተላት ከወደኽድኹ ይረኣዮ ኣለዉ።