Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ ኣእጋርን። 5ይ ክፋል

800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ  ኣእጋርን።  5ይ ክፋል፡                02-04-14፡ “ጠንቂ ስዕረት ወራሪ ግዝኣት ጣልያን ኣብ ውግእ ዓደድዋ እንታይ ነበረ? ኣብቲ ዓወት ኣስተዋጽኦ ደቂ-ኤርትራን ዓስቦምንከ እንታይ ነበረ? ‘ጥልመት’ዶ ኢልኩም ሓቀይ”! ኢለ ንዘበገስኩዎ ሓሳባት፡ “ዓወት ዓድዋን ግዳያቱን”

800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ  ኣእጋርን።  5ይ ክፋል፡                02-04-14፡

“ጠንቂ ስዕረት ወራሪ ግዝኣት ጣልያን ኣብ ውግእ ዓደድዋ እንታይ ነበረ? ኣብቲ ዓወት ኣስተዋጽኦ ደቂ-ኤርትራን ዓስቦምንከ እንታይ ነበረ? ‘ጥልመት’ዶ ኢልኩም ሓቀይ”! ኢለ ንዘበገስኩዎ ሓሳባት፡ “ዓወት ዓድዋን ግዳያቱን” ብዝብል ኣርእስቲ ኢና ንኣር ባዕተ ክፋላት ሓጸርቲ ታሪኽ ነጋውስ ኢቲዮጲያ ን ውዲታቶምን ክንከታተል ዝጸናሕና። መቐጸል ትኡ ድማ እንሆ።

ብቐዳምነት ህዝቢ ኤርትራ ዋላ’ዃ ካብ ጥንቱ እ ንተተበራረዩሉን እንተተሻረኹሉን ንወረርቱ ኣሜ ን ኢሉ ተቐቢሉ ከምዘይፈልጥ ምፍላጥን ምእማ ንን መሰረት ሓቀኛ ታሪኽ ኢዩ።ካብ ትገርም ሓን   ትን ኣውራን ነገር፡ ሃገርና ከምቀንዲ ስትራተጂካ ዊት (ብኣቀማምጣኣ፡ ቁጠባኣን ባሕራን) መጠን ኩሎም ገዛእትን ልኡኻቶምን ከም ቱርኪ፡ማህዲ ግብጺ፡ እንግሊዝ፡ ጣልያንን ኢቲዮጲያን፡ ነናቶ ም ረብሓ ወጢጥዎም’ዃ እንተመጹ ዝበዝሐ ግ ዜ ኣብክንዲ ነንሕድሕዶም ዝዋግኡ ኣንጻር ናይ ቲ ዝምክት ወዲሃገር ክሰምሩ ምርኣይ ልሙድ  ምንባሩ ኢዩ። እታ ንርእሳ ኣብ ትሕቲ እንግሊዝ ዝነበረት ግብጺ ንሱዳን ብምስላዅ ክልቲኦም ድማ ብሽፋን ሃይማኖት ንመ በገሲ ፈለግ ኣባይ ክቆጻጸሩ ስለዝተዋደዩ ኣፍደገ መእተዊቶም ከኣ ኤርትራ ብምዃና ህዝብና ቀንዲ ግዳይ ገይረሞ ነበሩ። ኣማ ስያኡ ብመሰረት ናይ 1884 ናይ በርሊን ውዕል ወራሪ ጣልያን ምስተቐልቀለ፡ ደቂ መታሕት ኣንጻር ናይቶም ዘሸግርዎም ዝነ በሩ ማህዲስት፡ ግብጽን መሰልቶምን፡ ደቂ ከበሳ ድማ ኣንጻር ናይ ኢቲዮጲያ ወረርቲ ንምምካት ክቕበሉዎ ግድን ነበረ። ጣል ያን ድማ ክሳብ ዝደላደል ክቱር ክመባጻዕ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ሓደ ጥሪ 1890 ኤርትራ ከምሃገር ካብ ዝቐርጻ ንዳሓር ከምቲ ዝኣተዎ መብጻዓ ዘይኮነስ ከምግዝኣቱ ምስኣወጀ፡ ኤርትራዊ ወዲቆላ ከበሳ በቢዘለዎ ክቃለስ ንበረኻኡ ተመርቀፈ።

ምናልባሽ “ኣብዝጥዕም ቦታን ግዜን፡ ንጸላኢ ብጥይቱ ብብረቱ፡ ደጀን ሰውራ ባርካን ሳሕልን”፡ ዝዓይነቱ ወተሃደራዊ ጥበብን ዛንታን ድሒርና ሰሚዕናዮ ክንከውን ንኽእል። ብተወሳኺ ሰውራ ኤርትራ ካብ መስከረም ሓደ 1961 ምጅማሩ ነድምቖ ንኸ ውን። ሰረቱ ግብ ጽኑሕ ኢዩ። ከምኡ እንተኾይኑ ሰውራ መዓስ ኣበይከ ተጀመረ? ቀዳሞት ተጋደልቲኸ እኒመን ኢዮም? ወዘ ተ ክመጸኒ እንድዩ፡ ብተወሳኺ ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ ካብቅድም ከምዓስከር ጥልያን፡ ራእሲ ወልደሚካኤል ድማ ምስተኣሰ ረ ዝሞተ ዝመስሎ ስለዘሎ ዝፈለጥኩዎ ክምልስ ኣብቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ የራኽበና። ንሎሚ ግን ኣሕጺረ ጥራይ ክትንክፎ።

ዓለም ናብ ርእሰማላዊ ፖለቲካ ዝተሰጋገረትሉ እዋን ድሕሪ ካልኣይ መፋርቕ 19 ክፍለ-ዘመን ምዃኑ ንሰማማዕ ንኸውን። እ ዚ ማለት ድሕሪ 1850 ዓ.ም ምዃኑ ኢዩ። ምስ ምምጻእ ርእሰ-ማልነት ድማ ነበረ ሃገራዊ ዶባት ዝተሳእለ። ‘ቅድሚኡ መሬት ወይ ዓለም ኣይነበረትን’ ኣይበልኩን። እታ ቅድሚኡ ዝነበረት ዓለም ‘መስፍንነት’ ከምትበሃል እምነቱ ገዲፍና ተማሂርናያን ተ ማሂርኩማን ኢኹም። ኣብቲ ዝቐነየ ታሪኽ መስፍናዊ ወራራት እምባኣር መሳፍንቲ ሃገርና’ውን ተሳተፍቲ ምንባሮም ዝሕባእ ኣይኮነን። እንተኾነስ ሓባራዊ ገዛኢ ስለዘስምሮም ዝነበረ፡ ኣንጻሩ ዝተገብረ ቃልሲ ጎሊሑ ክርአ ክኢሉ ኢዩ።

ሃገርና ብሓደ ጥሪ 1890 ከምሃገር ድሕሪ ምቛማ ተጻብኦ ገዛእቲ ንምኹላፍ ድማ ሃገራውያን ተቓለስቲ ብ1892 ሰውራ ከም ዝጀመሩ፡ ደጀኖም’ውን ከምሓልሓል-ቦጎስ፡ ጎልጎል መጋርሕ፡ ከም ሓባብ ዓጋምቡሳ ዓጋማዳ ዝኣመሰሉ ፍሉጣት ዕርዲ ተቓ ለስቲ ከምዝነበሩ ታሪኽ ይምህረና። መታን ከይነውሓና ድማ ናይ ክልተ ሓርበኛታት ጥራይ ከምኣብነት ክንጠቕስ ኢና።

ደጃዝማች ባሕታ ሓጎስ ሓደ ካብ ተቓለስቲ ምንባሩ ኣብዝኽሪ ኩሉ ዜጋ ዘሎ ኢዩ። ንሱ ከምቶም ኩሎም ተጋደልቲ ኣብያ ወ ረርቲ ኢቲዮጲያ ክምክት ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 1875 ንእምባየ ኣርኣያ ወዲ ራእሲ ኣርኣያ ምስቀተለ’ዩ ህቡብነት ክረክብ ዝኻአ ለ። ራእሲ ኣሉላ ንዝገበሩሉ ፈተና መጻወድያ በናጢሱ ድማ ብ1880 ኣብ ከረን ምስ ግብጻውያን ወተሃደራዊ ስምምዕ ገበረ። ብ1885 ጣልያን ንግባጻውያን ኣብዝተካኣትሉ እዋን ድማ ብተስፋ ምስኦም ተኣሳሰረ። ጀነራል ባራቲየሪ ከኣ  ከምኣማሓዳሪ ኣከለ-ጉዛይ መዘዞ። ንሱ ኣብ ዓዱ (ሰገንለይቲ) ኣትዩ ህዝቢ ካብ ወረርቲ ተናጊፉ ነብሱ ባዕሉ ከምዘማሓድር እናኣተስፈወ ብ 1889 ሃገራዊ ሰራዊቱ ሃነጸ። ኣብ 1893 ድማ ምስ ጥልያን ኮይኑ ኣብ ኣቑርደት ኣንጻር ማህዲ ውግእ ገጠመ። እንተኾነ ነገር ገዛእቲ ኮይኑ ስራሖም ስለዘይገደፉ ክማረርን ከንጸርጽርን ድሕሪ ምጽናሕ መለሳን መዋጽኦ ከምዘይብላ ኣጣሊሉ ኢድካ ምሃ ብ’ውን ስለዘይወረሰ ከምቀደሙ ንናጽነቱ ኣብታ ተቓውሞኡ ተደርገመ።

ኣብ 1894 ሃጼ መነሊክ ንጣልያን ክወግኡ ይዳለዉ ከምዘለዉ ዝብል ናይ ተስፋ ወረ ተሰምዐ። ስለዚ ምትእኽኻብ ተቓለስት ን ምምስራት ሓድሽ ግምባርን (ግምባር ሓበሻ) ኣገዳሲ ታራ ሓዘ። ስለዚ ባህታ ምስብጾቱ ምስቲ ኣብ 1889 ሃጼ ዮሃንስ ካብ ማእሰርቲ ንዝፈትሑዎ ራእሲ ወልደሚካኤል ተራኺቦም ክመኽሩ መሪጾም ከዱ። ራእሲ ወልደሚካኤል ካብቲ ፍትሒ ጠሊ ሙ ‘ዕድመይ ይፍታሕካ’ ዝበየነ ውሳነ ተጋሩ ማእሰርቲ እምባ ስላሰ ምስተፈትሐ፡ ካብ ነቲ ዝጠለሞ ሃጼ የውሃንስ ወይ ድማ ንጣልያን ምግልጋልስ ኣብስደት ምጥፋእ መሪጹ ኣብ ኣኹሱም ተቐሚጡ ነበረ። ውሳነኡ ልክዕ ከምዝነበረ ብነብሱ ይፍለጠኒ ኣሎ። ከመይሲ ዋላ’ዃ ንዓዱ ክኸይድ እንተተፈቕደሉ ደርሆ ኣንዊሕካ ምእሳራ ድማ ሽዑን ብተጋሩን እንድያ ተጀሚራ ተመ ሊሱስ ዘይቅፉድ’ዩ’ሞ እንታይከ ክገብር ኢሉ? ብተወሳኺ ንሱ ሓንሳብ ከምኣምበሳ ዝጓዘመሉ መሬት ሃገሩ ከም ማንም ብሽ ልብ ግልብ ክምለሶስ ወየን ብሩንዶ ዘልመደን ወኻሩኸ እንታይ ክብሎኦ? እሞ ተፈቲሑ ኣብ ኣኹሱም ምቕማጡ ኣይኣበሰን ። ኣውራ ድማ ኣብ መጀመርታ ወርሒ መስከረም 1879 ዝተፈጸመ ጥልመት ኣብ መጀመርታ ወርሒ መጋቢት 1896 ፍሉይ እምነት ከፈጥር ከምዘይኽእል’ዃ እንተተረድአ ብፍቕሪ ሃገሩ ተዘኒቡ ብማንታ እምነት ኮንዶኾን ብማለት ምስደጃዝማች ባህ ታን ካልኦት ተቓለስትን ሓቢሮም ናብ ንጉስ መነሊክ ብምቕራብ ብሓባር ክሰርሑ ከምዝደልዩ ሓበሩ።

ሃጼ መነሊክ ንርእሶም ሓይሎም ከደልድሉ ይቃለሱ ስለዝነበሩ ንጠለብ ኤርትራውያን ብዘይቅድመ-ኩነትን ብሙሉእ ሓጎስን ዝተቐበልዎ መሰሉ። እቲ ቀንዲ መብጽዓ ሓንትስ ጥልያን ይሳዓር’ምበር ካብ ገጽ ምድሪ ኢቲዮጲያ ጥራይ ዘይኮነስ  እንኮላይ ካብ ገጽ ምድሪ ኤርትራ ከጥፍእዎ ኢቲዮጲያ ክሳብ መወዳእታ ክትሕግዞም ተሰማምዑ። መሬት ትግራይ ድማ ከም መጠርነ ፊኦምን ደጀኖምን ክጥቀሙሉ ተሰማምዑ’ሞ ወያ ገርሂ ልቢ እምበኣር  መሊሳ ኣብ መጻወድያ ማሸላን ማሕላን ተጸምደት።

ሹማምንቲ ኤርትራ ብተስፋ ናብ ሃገሮም ተመልሱ። ደጊያት ባህታ ሓጎስ ድማ ፍናን ሰራዊቶም ብሙሉእ ሞራልን ሓሞትን ደበስዎ። እዚ እናኾነ ገዛኢ ጥልያን’ውን ዝኸውን ዝነበረ ስለዘይተሰወሮ ብ17 ታሕሳስ 1894 ንሜጀር ቶሲሊ ምስ 1500 ወተ ሃደራትን 2 ዓበይቲ ብረትን ኣዕጢቑ ለኣኾ። እንተኾነስ ሰገንለይቲ ብዘይተጻብኦ ተደርገማ። ለካ ባህታ ሓጎስ ኣቐዲሙ ዝመ ጾ ስለዝፈለጠ ኢዩ ወፊሩ ዝነበረ።

ንጽባሒቱ ዕለት 18፡ ሜጀር ቶሲሊ ባህታ ናበይ ከምዘብል ስለዘይሰሓተ ትኽ ኢሉ ንሓላይ ሓለፈ። ደጊያት ባህታ ድማ ድሮ ነታ ኣብኡ ዝነበረት ነቑጣ ከዋልኣ ጸንሖ። ደጊያት ምስ ሰራዊቱ ንዓጋማዳኡ ከንቆልቁል፡ ንእምባሴራኡ ክስቀል እናኸኣለ ኣይ መረጾን። እሞ ከምቃሉ ምስህዝቡ ወናኒ ናጻነቱን ሃገሩን ክኸውን ምስቲ ሓድሽ ዝመጸ ሰራዊት ከይተረፈ ብድፍረትን ቆራጽነ ትን ተሓናነቐ። መዓልቲ ሕልፈት ኮይና ድማ ተወጊኡ ተራዕርዐ። ኣይደንጎየን’ውን ብኡንቡኡ ካብዛ ዓለም ተፋነወ።ኣቐዲሙ  ንሰራዊቱ ብዛዕባ ተታሒዙ ዝነበረ መደብን ውዕልን ኣስኒቕዎም ብምጽንሑ ከኣ ንሳቶም መራሒኦም ብስዉር ቀቢሮም ዝያዳ ብምሕራን ብሙሉኦም ናብ ትግራይ ሰገሩ።

ወዮም ረኻብጸገም ራእሲ ብሞት ደጊያት ተኾምተሩ። ግናኸ ዝተታሕዘ መደብ ክትግቡሩ ቆሪጾም ስለዝተላዕሉ ምስ ወተሃደ ራት ደጊያትን ከምኡ ድማ ካልኦት ከምእኒ ኣበራን ኣውዓሎምን (መንነት ናይዞም ክልተ ንምፍላጥ ከምዕዮገዛኹም ውሰድዎ) ምእንቲ ናይ ሓባር ዓላማ ክብሉ ንዓወት ዓድዋ ክስየፉላ ኣውዓሉ። እቲ ወረ ድማ ብኡንቡኡ ኣብ ዓሳክር ጥልያን ዝነበሩ ኤ ርትራውያን ሙሉእ ተቐባልነት ረኸበ። ንኣብነት እቲ ብ1840 ኣብ ጸዓዘጋ ዝተወልደ ኣበራ ሃይሉ ብ1891 ጣልያን ‘ክሽፍት ኢዩ’ ብዝብል ጥርጠራ ክማርኾ ንካፒተን ባቲኒ’ዃ እንተልኣኾ፡ ደጊያት ኣበራ ንካፒተን ቀቲሉ ኣብ በረኻታት ሃገሩ ክምክት ድሕሪ ምጽናሕ፡ ወረ በዓል ባህታን ራእስን ምስሰምዐ፡ ወተሃደራቱ ጠርኒፉ ኣብ ውግእ ዓድዋ ብምስላፍ (ከሺ ኣማራ…… ኣ ይትረስዑ) ታሪኽ ሰርሐ።

ብተወሳኺ ክዝከር ዝግብኦ ውዕለት ናይቲ ብጀነራል ባሪያተሪ ታአማንነት ዘጥረየ ድሒሩ ብ(ዳብል ኤጀንት) ዝተሰምየ ሰላይ ናይ ክልቲኦም ወገናት ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ባሻይ ኣውዓሎም ሓረጎት ኢዩ። ንሱ ብጀነራል ባራትየሪ ጥራይ ዘይኮነስ ብራእ ሲ ኣሉላ’ ውን እሙን ነበረ። ባሻይ ኣብቲ ክልቲኦም ወገናት ተፋጢጦሙሉ ዝነበሩ ግምባር ዓድዋ፡ ኣብቲ ብ’ሕሹኽሹኽ’ ዝ ፍለጥ ላሕዂ ሓበሬታ ዕዙዝ ተራ ስለዝተጻወተ ከምእኒ ራእሲ ስብሃቱን ደጊያት ሓጎስ ተፈሪን ምስብዙሓት ወተሃደራቶምን ኣጽዋርን ካብ ወገን ጣልያን ናብ ሰራዊት ኢቲዮጲያ ብሰላም ክሕወሱ ዘኽኣለ ተባዕ ባሻይ ነበረ። ቀጺሉ ‘ንጉስ መነሊክ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ክሃድሙ ቴንዳኦም ይጠቓልሉ ከምዘለዉ’ ዝብል መንደልሓቒ ሓበሬታ ሓሽሎኸ’ሞ፡ ንጉስ ድማ ነገ ራቱ ተረዲኦም ሓቂ ክመስል ምእንቲ ካብቲ ኣብ በሪኽ ጎቦ ኪዳነ-ምህረት ተዘርጊሑ ዝነበረ ቴንዳታቶም ብግብሪ ስለዝዓጻጸ ፉ ጀነራልት ፈረንጂ ሰራዊት ኢቲዮጲያ ይሃድም ከምዘሎ ኣሚኖም ብዘይእኹል መጽናዕትን ምድላዋትን ወጋሕታ ዕለት ሓደ መጋቢት 1896 ውግእ ዓድዋ ባዕላቶም ተረቢጾም ጀመርዎ።

ኣብ መዓልቲ ምዝልዓፍ 1600 መሓውር የራኽበና።

ጎሰፋ፡

 

 

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
47 COMMENTS
  • Dala ksha April 3, 2014

    I know a few tewelige and tegaru plus mahber andnet will not like what you are writing but don’t worry just keep writing.

  • Dala ksha April 3, 2014

    Don’t forget Raisi suim the son of nugus yohanes was the one who orders the killing of the captured Eritreans. He said(don’t show me the banda finish them )bandochin atasyin ezaw chersilin:this is what he said.

    • Wedi Hagher April 3, 2014

      During the battle of Adwa, Eritreans were defecting to the Ethiopian side with their guns and vital intelligence information about the Italian military deployment, and made the victory possible. A very famous such case was that of Awalom (who became known as Awalom Adwa). He led the Italian army into an ambush and crossed to the Ethiopian side. Despite all sacrifices made by ordinary Eritrean to help their Ethiopian brothers, the latter have been much worse than fascist Italians. They killed and maimed thousands of poor Eritrean peasants for being Askaris. And yet there are those rootless guys who like to blame Eritreans for anything under the sun.

    • FORTO April 3, 2014

      He was right. Deg aderege. They came with enemy to kill ethiopians. What els do you expect him to say.

      • ahmed saleh April 3, 2014

        Forto
        ” deg aderege” means he did good to kill the war
        prisoner Eritreans.
        Now slowly we start to see the truth revealed.

        • Suleiman Salim April 6, 2014

          Forto is not Eritrean.

  • Wedi Hagher April 3, 2014

    According to some colonial documents, when Italians came, Bahata Segheneiti was a student with French Jesuit missionaries somewhere near Massawa. The Italians were suspicious of French presence. When he came back to his native Segheneiti area, he was not happy with the way the Italians were behaving with the people. Some say they used to take young ladies to use them as sex slaves. So he resisted the Italians after coming back from a trip to Sahel (may be to Rora). What he did exactly there is sketchy. He was pursued by an Italian force headed by certain Vanchetti. His force was defeated and he died in battle field.

  • sossy April 3, 2014

    Now I know that we Eritreans were bootlikers of the Egyptians for centries and am ashamed to know that. In your writing you are vindicating this and am proud of the Tegaru who are our next kin but who always dealt for their right.

  • abraham April 3, 2014

    Godefa it is very nice history,b/c the young generation we have to know what our grandfathers contribution done fore our country.keep it……

  • Tarik April 3, 2014

    kibur tsehafi tarik do kibleka,rgtsegna eye neza tarik nimegemerta gize ab gobot sahil kuwenka zetemeharkaya ika timesil aytihazeley dea mber Eritra zibl hager italiani deameber Nay lomi Eritreawiyan kemzeyseyemuwa kulina nifelto guday eyu chibtitat inteliuka keani nimehar? atsehahifaka tarik nab nbur ninmlas keykones neti zeanewe tarik hizbi tiwiskelun kemzeleka tirah eyu zirideani kabti zehfi kemti niska mesiluka keykones zihashen kemti niska tigeltson aykonen tarikna hizbi habesha newi zikone tarik zelewo hizbi silezikone asteil.keti agelalitsaka natna tarik rezinin hiliklakin silezikone.
    Tarik dirset aykonen italiani beti zetemekuna eritreawineta nisikatkum fluyat ikum tarikum ade aykonen zibeluna keyaklena niseka kea kitwisikelna? mela megzaeti bi sireat HGDEF temehayshu edme menawihi koyniwo nihan kinbil tarikna aresiomina,nisika keani ato godefa wey gosefa kitwisikelna?
    astewilu yehwatey

  • bitew ahferom April 3, 2014

    ኣቦና ጎደፋ ፣
    የቐንየልና።ከምዚ ዝኣመሰለ ታሪኽ ሰሚዕናን ርኢናን ኣይንፈልጥን።ብጸላኢትና ኢትዮጵያ ይኹን ብፈረንጂ ጽሓፍቲ ዘይተገልጸ ሕቡእ ታሪኽና ብምግላጽካ ምስጋናና ወሰን የብሉን። ገዛእቲ ንዕ ኦም ብዝጥዕሞምን ንእስራ ኤልን ኣሜሪካን ብዘርብሕ ኣገባብ ኤርትራና ኣካል ኢትዮጵያ ከም ዝነበረት ብዙሓት ሓሰውቲ ጽሓፍቲ ታሪኽ ኣታሊሎምና። ነዞም ሓደሽቲ ትውልዲ ስለ ዘንቃሕካና ሃገራዊ ሰላምታና ተቐበል።

  • bitew ahferom April 3, 2014

    ነዚ ንብዙሕ እዋን ሓቢኤዮ ሱቕ ኢለ ዝነበርኩ ታሪኽ ክገልጾ ዝደፋፍኣኒ ሓቀኛ ታሪኽ ኣቦና ኣቶ ጎደፋ እዩ።

    ሕጂውን ኢሳያስን ወያነን ይጻወቱልና እዮም ዘለዉ።ክልቲ ኦም ደቂ ዓድዋ ካል ኣይ ውግእ ዓድዋ ኣብ ባድመ ብምስጢር ምሂዞም እሞ ሓይሊ ኤርትራ ከም ዝስዓር ውዲት ፈጢሮም ከም ዝገበርዎ ኣይትጣራጠሩኒ።ኣብቲ ጊዜ ውግእ ባድመ ኢሳያስ ንወያነ ስትራተጂና ኣሕሊፉ ሂቡ ዘስዓረና እቲ ዝዓበየ ውዲቶም ጉዳይ ኤርትራ ኣቕሂምካን ተስፋ ኣቝሪጽካን ቶባ ሕጅስ ዋላ ምስ ትግራይ ይሕሸና ተባሂሉ ኤርትራ ኣካል ክልል ትግራይ ኮይና ተቖሪና ንኽትናብር እዩ።ኢሳያስ ኣብ ጊዜ ውግእ ባድመ ሓይሊ ስለያና ሰማንያ ካብ ሚእቲ ኣቕሂምዎ ኔሩ።ነቶም ሰጊሮም ንስለያ ዝኸዱ ኣሃስዱታትና ድማ ምስ ተደወላ ንወያነ ቦት ኦም ዝሕብራ ሴሉላራት(ሞባይላት) ብምሃብ ኣትሒዝዎም።ነቶም ኣይፋል ዝበሉ ኤርትራውያን ድማ ጊዜ ተጸብዩ ኣሲርዎምን ቀቲልዎምን።ሓይሊ ኢትዮጵያ ብእስራኤልን ኣሜሪካን ኢሳያስን ስትራተጂታትና ተሳኢሉ ምስ ተዋህቦም ነታ ልሕልሕቲ ቦታ ፈሊጦም ኣጥቂዖምና።ደቂ ትግራይ ዝመበቆሎም ኮሮኔላት እውን ናይ ኢሳያስ መሳርሒ ብምዃን ሰላሕታ ስርሒት ትግራይ ትግርኚ ብዝብል ስም እትጽዋዕ ፍልይቲ ሓይልኚ ጌሮም ከም ንጽፋዕ ጌሮምና።ዓሰብ ገስዲፍናሎም ንውጻእ ዝብል ትእዛዝ ኢሳያስ እምቢ ኢሎም ድፍዖም ዘጽንዑ ሓይልታት በብሓደ ለይተ ለይትሪ እናሓነቖም እዩ።ኣነ ዝፈልጦ ታሪኽ እየ ዝነግረኩም ዘለኽዑ።እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።ብሃገር ክጻወት ዝደለየ ድማ ይቐልድ።
    እዚ ኩሉ ከይኣኽሎ ድማ ንህዝብና ናብ ራሻይዳን በደዊንን እናሸጠ ብሓይሊ ናብ ኤርትራ ንዝተመልሱ ኤርትራን ቀታሊት ኢትዮጵያ ድማ መድሓኒት ኮይኖም ከም ኩዕሶ ይጻወቱልና ኣለዉ።
    ኢትዮጵያ ማለት ወያነ ናይ ኣውነ ምንታይ ጻድቕ ተረኺባ እያ ነዞም ትማሊ ወሪራትና ዝተዋጋእናያ ሃገር ከለና ኤርትራ ኣትዮም ካብ ዝቕተሉስ ንሕና ንቕበሎም ኢላ ተምህሮምን ተስርሖምን ዘላ።ብዝዓበየ መሬትናን ህዝብናን ባሕርናን ምስ ኢሳያስ ዘመዳ ተማሳጢራ ከም ትረኽቦ ስለ እትኣምን እዩ። ምኽንያቱ ዳርጋ ሱሳ ካብ ሚእቲ ዝኸውን ህዝብና ምስ ኢትዮጵያ ምሓሸና ዝዓይነቱ ላንጋ ላንጋ መርገጽ እናሓዘ እዩ።ህዝብና ለኽባጥ ስለ ዝኾነ ኣይኮነን፣ግን ደቁ ንበደዊን እናሸጡ ኣዋልዱ ኣብ ድፋዕ እናባላሸዉ፣ኢትዮጵያ ድማ መድሓኒት ኮይና ይኣዪ ተድሕነና ኣላ ፧ወይ ጉድ ።ኣየ ጸወታ።ነቲ ጠቕላላ ዕላም ኡ ዝገልጽ ድማ ቁሩብ ኣዋርሕ ይገብር ብዘይ ኢትዮጵያ ክትነብሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም ኢሉና።ሓውና ኢትዮጵያ ኢያ ብዘይ ብኣና ክትነብር ዘይትኽእል።ምስ ቃጣር ተማሳጢርካ ኢትዮጵያ ወደብና ዓሰብ ክትጥቀመሉ ከም ዝጀመረት ንፈልጦ ኢና።ህዝብና ንወያነን ኢሳያስን ንምጥፋእ ንኽተት ወይ ሃገርን ክብረትን ዘይብልና ክንተርፍ ኢና።

    • Suleiman Salim April 6, 2014

      ቢተው ካን ከምኣ ኢልካ ኣሎኻ? እዚ በፈፍ-በፈፍ መዓስ ኢኻ ትገድፎ? ዶራን ኣይትኹን።

  • Dala ksha April 3, 2014

    Brother bitew
    what you write is the truth,unfortunately most of us are idiots , it takes us so long to understand it.

  • Dala ksha April 3, 2014

    By the time we all understand what is going on it will be to late to reverse it.because there to many nusu nihna idiots out there.

    • ahmed saleh April 3, 2014

      If we concentrate our energy solely to
      give priority to our nation best interest things might look different .
      Weyane or Ethiopia have their pride
      and we have our own too unless we open a door to outsiders interference .

      • Bokre April 3, 2014

        ahmed writes,
        “Weyane or Ethiopia have their pride
        and we have our own too unless we open a door to outsiders interference”

        What pride?!
        Is burning your own languages of Tigre Tigrinya and denying primary respect to Eritrean heritage, identity and long history a pride?
        Is pretending to be more Arab than the Arab in borrowed identity a pride?
        Is selling Eritreans to Arab slavery and neglecting them rot and lose their body organs a pride?

        Where in the world is burning your own language, heritage and identity a pride?
        Where are proud people who sell their own to Arab slavery and keep quite while their boys and girls are raped by savage Arabs?
        Only in Eritrea is such heinous crime considered “pride”!

        • ahmed saleh April 4, 2014

          Bokre
          Your kinds tried tirelessly to put our moral down to loose hope from our country . You missed the point of Eritrean
          history how our people survived generation after generation with all hardship , injustices and oppression from
          white colony to black colony and to our kind second phase of colonial practices . In the past Eritreans fought
          hard to preserve they identity , their tradition , their culture with pride and we have the will to do the same .
          Regardless our pride is in tact and that is why you are present in Eritreans resistance forum . I care less about
          your origin but after following your comments for long time my inner instinct always suspect your intentions .
          Anyway lets share this word of wisdom which says ;
          WHILE A FOOL DEPENDS ON HIS WISDOM TO MAKE MISTAKES , A WISE MAN LEARNS FROM THE FOOL’S MISTAKE .

POST A COMMENT