Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ ኣእጋርን። 5ይ ክፋል

800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ  ኣእጋርን።  5ይ ክፋል፡                02-04-14፡ “ጠንቂ ስዕረት ወራሪ ግዝኣት ጣልያን ኣብ ውግእ ዓደድዋ እንታይ ነበረ? ኣብቲ ዓወት ኣስተዋጽኦ ደቂ-ኤርትራን ዓስቦምንከ እንታይ ነበረ? ‘ጥልመት’ዶ ኢልኩም ሓቀይ”! ኢለ ንዘበገስኩዎ ሓሳባት፡ “ዓወት ዓድዋን ግዳያቱን”

800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ  ኣእጋርን።  5ይ ክፋል፡                02-04-14፡

“ጠንቂ ስዕረት ወራሪ ግዝኣት ጣልያን ኣብ ውግእ ዓደድዋ እንታይ ነበረ? ኣብቲ ዓወት ኣስተዋጽኦ ደቂ-ኤርትራን ዓስቦምንከ እንታይ ነበረ? ‘ጥልመት’ዶ ኢልኩም ሓቀይ”! ኢለ ንዘበገስኩዎ ሓሳባት፡ “ዓወት ዓድዋን ግዳያቱን” ብዝብል ኣርእስቲ ኢና ንኣር ባዕተ ክፋላት ሓጸርቲ ታሪኽ ነጋውስ ኢቲዮጲያ ን ውዲታቶምን ክንከታተል ዝጸናሕና። መቐጸል ትኡ ድማ እንሆ።

ብቐዳምነት ህዝቢ ኤርትራ ዋላ’ዃ ካብ ጥንቱ እ ንተተበራረዩሉን እንተተሻረኹሉን ንወረርቱ ኣሜ ን ኢሉ ተቐቢሉ ከምዘይፈልጥ ምፍላጥን ምእማ ንን መሰረት ሓቀኛ ታሪኽ ኢዩ።ካብ ትገርም ሓን   ትን ኣውራን ነገር፡ ሃገርና ከምቀንዲ ስትራተጂካ ዊት (ብኣቀማምጣኣ፡ ቁጠባኣን ባሕራን) መጠን ኩሎም ገዛእትን ልኡኻቶምን ከም ቱርኪ፡ማህዲ ግብጺ፡ እንግሊዝ፡ ጣልያንን ኢቲዮጲያን፡ ነናቶ ም ረብሓ ወጢጥዎም’ዃ እንተመጹ ዝበዝሐ ግ ዜ ኣብክንዲ ነንሕድሕዶም ዝዋግኡ ኣንጻር ናይ ቲ ዝምክት ወዲሃገር ክሰምሩ ምርኣይ ልሙድ  ምንባሩ ኢዩ። እታ ንርእሳ ኣብ ትሕቲ እንግሊዝ ዝነበረት ግብጺ ንሱዳን ብምስላዅ ክልቲኦም ድማ ብሽፋን ሃይማኖት ንመ በገሲ ፈለግ ኣባይ ክቆጻጸሩ ስለዝተዋደዩ ኣፍደገ መእተዊቶም ከኣ ኤርትራ ብምዃና ህዝብና ቀንዲ ግዳይ ገይረሞ ነበሩ። ኣማ ስያኡ ብመሰረት ናይ 1884 ናይ በርሊን ውዕል ወራሪ ጣልያን ምስተቐልቀለ፡ ደቂ መታሕት ኣንጻር ናይቶም ዘሸግርዎም ዝነ በሩ ማህዲስት፡ ግብጽን መሰልቶምን፡ ደቂ ከበሳ ድማ ኣንጻር ናይ ኢቲዮጲያ ወረርቲ ንምምካት ክቕበሉዎ ግድን ነበረ። ጣል ያን ድማ ክሳብ ዝደላደል ክቱር ክመባጻዕ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ሓደ ጥሪ 1890 ኤርትራ ከምሃገር ካብ ዝቐርጻ ንዳሓር ከምቲ ዝኣተዎ መብጻዓ ዘይኮነስ ከምግዝኣቱ ምስኣወጀ፡ ኤርትራዊ ወዲቆላ ከበሳ በቢዘለዎ ክቃለስ ንበረኻኡ ተመርቀፈ።

ምናልባሽ “ኣብዝጥዕም ቦታን ግዜን፡ ንጸላኢ ብጥይቱ ብብረቱ፡ ደጀን ሰውራ ባርካን ሳሕልን”፡ ዝዓይነቱ ወተሃደራዊ ጥበብን ዛንታን ድሒርና ሰሚዕናዮ ክንከውን ንኽእል። ብተወሳኺ ሰውራ ኤርትራ ካብ መስከረም ሓደ 1961 ምጅማሩ ነድምቖ ንኸ ውን። ሰረቱ ግብ ጽኑሕ ኢዩ። ከምኡ እንተኾይኑ ሰውራ መዓስ ኣበይከ ተጀመረ? ቀዳሞት ተጋደልቲኸ እኒመን ኢዮም? ወዘ ተ ክመጸኒ እንድዩ፡ ብተወሳኺ ደጃዝማች ባህታ ሓጎስ ካብቅድም ከምዓስከር ጥልያን፡ ራእሲ ወልደሚካኤል ድማ ምስተኣሰ ረ ዝሞተ ዝመስሎ ስለዘሎ ዝፈለጥኩዎ ክምልስ ኣብቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ የራኽበና። ንሎሚ ግን ኣሕጺረ ጥራይ ክትንክፎ።

ዓለም ናብ ርእሰማላዊ ፖለቲካ ዝተሰጋገረትሉ እዋን ድሕሪ ካልኣይ መፋርቕ 19 ክፍለ-ዘመን ምዃኑ ንሰማማዕ ንኸውን። እ ዚ ማለት ድሕሪ 1850 ዓ.ም ምዃኑ ኢዩ። ምስ ምምጻእ ርእሰ-ማልነት ድማ ነበረ ሃገራዊ ዶባት ዝተሳእለ። ‘ቅድሚኡ መሬት ወይ ዓለም ኣይነበረትን’ ኣይበልኩን። እታ ቅድሚኡ ዝነበረት ዓለም ‘መስፍንነት’ ከምትበሃል እምነቱ ገዲፍና ተማሂርናያን ተ ማሂርኩማን ኢኹም። ኣብቲ ዝቐነየ ታሪኽ መስፍናዊ ወራራት እምባኣር መሳፍንቲ ሃገርና’ውን ተሳተፍቲ ምንባሮም ዝሕባእ ኣይኮነን። እንተኾነስ ሓባራዊ ገዛኢ ስለዘስምሮም ዝነበረ፡ ኣንጻሩ ዝተገብረ ቃልሲ ጎሊሑ ክርአ ክኢሉ ኢዩ።

ሃገርና ብሓደ ጥሪ 1890 ከምሃገር ድሕሪ ምቛማ ተጻብኦ ገዛእቲ ንምኹላፍ ድማ ሃገራውያን ተቓለስቲ ብ1892 ሰውራ ከም ዝጀመሩ፡ ደጀኖም’ውን ከምሓልሓል-ቦጎስ፡ ጎልጎል መጋርሕ፡ ከም ሓባብ ዓጋምቡሳ ዓጋማዳ ዝኣመሰሉ ፍሉጣት ዕርዲ ተቓ ለስቲ ከምዝነበሩ ታሪኽ ይምህረና። መታን ከይነውሓና ድማ ናይ ክልተ ሓርበኛታት ጥራይ ከምኣብነት ክንጠቕስ ኢና።

ደጃዝማች ባሕታ ሓጎስ ሓደ ካብ ተቓለስቲ ምንባሩ ኣብዝኽሪ ኩሉ ዜጋ ዘሎ ኢዩ። ንሱ ከምቶም ኩሎም ተጋደልቲ ኣብያ ወ ረርቲ ኢቲዮጲያ ክምክት ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 1875 ንእምባየ ኣርኣያ ወዲ ራእሲ ኣርኣያ ምስቀተለ’ዩ ህቡብነት ክረክብ ዝኻአ ለ። ራእሲ ኣሉላ ንዝገበሩሉ ፈተና መጻወድያ በናጢሱ ድማ ብ1880 ኣብ ከረን ምስ ግብጻውያን ወተሃደራዊ ስምምዕ ገበረ። ብ1885 ጣልያን ንግባጻውያን ኣብዝተካኣትሉ እዋን ድማ ብተስፋ ምስኦም ተኣሳሰረ። ጀነራል ባራቲየሪ ከኣ  ከምኣማሓዳሪ ኣከለ-ጉዛይ መዘዞ። ንሱ ኣብ ዓዱ (ሰገንለይቲ) ኣትዩ ህዝቢ ካብ ወረርቲ ተናጊፉ ነብሱ ባዕሉ ከምዘማሓድር እናኣተስፈወ ብ 1889 ሃገራዊ ሰራዊቱ ሃነጸ። ኣብ 1893 ድማ ምስ ጥልያን ኮይኑ ኣብ ኣቑርደት ኣንጻር ማህዲ ውግእ ገጠመ። እንተኾነ ነገር ገዛእቲ ኮይኑ ስራሖም ስለዘይገደፉ ክማረርን ከንጸርጽርን ድሕሪ ምጽናሕ መለሳን መዋጽኦ ከምዘይብላ ኣጣሊሉ ኢድካ ምሃ ብ’ውን ስለዘይወረሰ ከምቀደሙ ንናጽነቱ ኣብታ ተቓውሞኡ ተደርገመ።

ኣብ 1894 ሃጼ መነሊክ ንጣልያን ክወግኡ ይዳለዉ ከምዘለዉ ዝብል ናይ ተስፋ ወረ ተሰምዐ። ስለዚ ምትእኽኻብ ተቓለስት ን ምምስራት ሓድሽ ግምባርን (ግምባር ሓበሻ) ኣገዳሲ ታራ ሓዘ። ስለዚ ባህታ ምስብጾቱ ምስቲ ኣብ 1889 ሃጼ ዮሃንስ ካብ ማእሰርቲ ንዝፈትሑዎ ራእሲ ወልደሚካኤል ተራኺቦም ክመኽሩ መሪጾም ከዱ። ራእሲ ወልደሚካኤል ካብቲ ፍትሒ ጠሊ ሙ ‘ዕድመይ ይፍታሕካ’ ዝበየነ ውሳነ ተጋሩ ማእሰርቲ እምባ ስላሰ ምስተፈትሐ፡ ካብ ነቲ ዝጠለሞ ሃጼ የውሃንስ ወይ ድማ ንጣልያን ምግልጋልስ ኣብስደት ምጥፋእ መሪጹ ኣብ ኣኹሱም ተቐሚጡ ነበረ። ውሳነኡ ልክዕ ከምዝነበረ ብነብሱ ይፍለጠኒ ኣሎ። ከመይሲ ዋላ’ዃ ንዓዱ ክኸይድ እንተተፈቕደሉ ደርሆ ኣንዊሕካ ምእሳራ ድማ ሽዑን ብተጋሩን እንድያ ተጀሚራ ተመ ሊሱስ ዘይቅፉድ’ዩ’ሞ እንታይከ ክገብር ኢሉ? ብተወሳኺ ንሱ ሓንሳብ ከምኣምበሳ ዝጓዘመሉ መሬት ሃገሩ ከም ማንም ብሽ ልብ ግልብ ክምለሶስ ወየን ብሩንዶ ዘልመደን ወኻሩኸ እንታይ ክብሎኦ? እሞ ተፈቲሑ ኣብ ኣኹሱም ምቕማጡ ኣይኣበሰን ። ኣውራ ድማ ኣብ መጀመርታ ወርሒ መስከረም 1879 ዝተፈጸመ ጥልመት ኣብ መጀመርታ ወርሒ መጋቢት 1896 ፍሉይ እምነት ከፈጥር ከምዘይኽእል’ዃ እንተተረድአ ብፍቕሪ ሃገሩ ተዘኒቡ ብማንታ እምነት ኮንዶኾን ብማለት ምስደጃዝማች ባህ ታን ካልኦት ተቓለስትን ሓቢሮም ናብ ንጉስ መነሊክ ብምቕራብ ብሓባር ክሰርሑ ከምዝደልዩ ሓበሩ።

ሃጼ መነሊክ ንርእሶም ሓይሎም ከደልድሉ ይቃለሱ ስለዝነበሩ ንጠለብ ኤርትራውያን ብዘይቅድመ-ኩነትን ብሙሉእ ሓጎስን ዝተቐበልዎ መሰሉ። እቲ ቀንዲ መብጽዓ ሓንትስ ጥልያን ይሳዓር’ምበር ካብ ገጽ ምድሪ ኢቲዮጲያ ጥራይ ዘይኮነስ  እንኮላይ ካብ ገጽ ምድሪ ኤርትራ ከጥፍእዎ ኢቲዮጲያ ክሳብ መወዳእታ ክትሕግዞም ተሰማምዑ። መሬት ትግራይ ድማ ከም መጠርነ ፊኦምን ደጀኖምን ክጥቀሙሉ ተሰማምዑ’ሞ ወያ ገርሂ ልቢ እምበኣር  መሊሳ ኣብ መጻወድያ ማሸላን ማሕላን ተጸምደት።

ሹማምንቲ ኤርትራ ብተስፋ ናብ ሃገሮም ተመልሱ። ደጊያት ባህታ ሓጎስ ድማ ፍናን ሰራዊቶም ብሙሉእ ሞራልን ሓሞትን ደበስዎ። እዚ እናኾነ ገዛኢ ጥልያን’ውን ዝኸውን ዝነበረ ስለዘይተሰወሮ ብ17 ታሕሳስ 1894 ንሜጀር ቶሲሊ ምስ 1500 ወተ ሃደራትን 2 ዓበይቲ ብረትን ኣዕጢቑ ለኣኾ። እንተኾነስ ሰገንለይቲ ብዘይተጻብኦ ተደርገማ። ለካ ባህታ ሓጎስ ኣቐዲሙ ዝመ ጾ ስለዝፈለጠ ኢዩ ወፊሩ ዝነበረ።

ንጽባሒቱ ዕለት 18፡ ሜጀር ቶሲሊ ባህታ ናበይ ከምዘብል ስለዘይሰሓተ ትኽ ኢሉ ንሓላይ ሓለፈ። ደጊያት ባህታ ድማ ድሮ ነታ ኣብኡ ዝነበረት ነቑጣ ከዋልኣ ጸንሖ። ደጊያት ምስ ሰራዊቱ ንዓጋማዳኡ ከንቆልቁል፡ ንእምባሴራኡ ክስቀል እናኸኣለ ኣይ መረጾን። እሞ ከምቃሉ ምስህዝቡ ወናኒ ናጻነቱን ሃገሩን ክኸውን ምስቲ ሓድሽ ዝመጸ ሰራዊት ከይተረፈ ብድፍረትን ቆራጽነ ትን ተሓናነቐ። መዓልቲ ሕልፈት ኮይና ድማ ተወጊኡ ተራዕርዐ። ኣይደንጎየን’ውን ብኡንቡኡ ካብዛ ዓለም ተፋነወ።ኣቐዲሙ  ንሰራዊቱ ብዛዕባ ተታሒዙ ዝነበረ መደብን ውዕልን ኣስኒቕዎም ብምጽንሑ ከኣ ንሳቶም መራሒኦም ብስዉር ቀቢሮም ዝያዳ ብምሕራን ብሙሉኦም ናብ ትግራይ ሰገሩ።

ወዮም ረኻብጸገም ራእሲ ብሞት ደጊያት ተኾምተሩ። ግናኸ ዝተታሕዘ መደብ ክትግቡሩ ቆሪጾም ስለዝተላዕሉ ምስ ወተሃደ ራት ደጊያትን ከምኡ ድማ ካልኦት ከምእኒ ኣበራን ኣውዓሎምን (መንነት ናይዞም ክልተ ንምፍላጥ ከምዕዮገዛኹም ውሰድዎ) ምእንቲ ናይ ሓባር ዓላማ ክብሉ ንዓወት ዓድዋ ክስየፉላ ኣውዓሉ። እቲ ወረ ድማ ብኡንቡኡ ኣብ ዓሳክር ጥልያን ዝነበሩ ኤ ርትራውያን ሙሉእ ተቐባልነት ረኸበ። ንኣብነት እቲ ብ1840 ኣብ ጸዓዘጋ ዝተወልደ ኣበራ ሃይሉ ብ1891 ጣልያን ‘ክሽፍት ኢዩ’ ብዝብል ጥርጠራ ክማርኾ ንካፒተን ባቲኒ’ዃ እንተልኣኾ፡ ደጊያት ኣበራ ንካፒተን ቀቲሉ ኣብ በረኻታት ሃገሩ ክምክት ድሕሪ ምጽናሕ፡ ወረ በዓል ባህታን ራእስን ምስሰምዐ፡ ወተሃደራቱ ጠርኒፉ ኣብ ውግእ ዓድዋ ብምስላፍ (ከሺ ኣማራ…… ኣ ይትረስዑ) ታሪኽ ሰርሐ።

ብተወሳኺ ክዝከር ዝግብኦ ውዕለት ናይቲ ብጀነራል ባሪያተሪ ታአማንነት ዘጥረየ ድሒሩ ብ(ዳብል ኤጀንት) ዝተሰምየ ሰላይ ናይ ክልቲኦም ወገናት ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ባሻይ ኣውዓሎም ሓረጎት ኢዩ። ንሱ ብጀነራል ባራትየሪ ጥራይ ዘይኮነስ ብራእ ሲ ኣሉላ’ ውን እሙን ነበረ። ባሻይ ኣብቲ ክልቲኦም ወገናት ተፋጢጦሙሉ ዝነበሩ ግምባር ዓድዋ፡ ኣብቲ ብ’ሕሹኽሹኽ’ ዝ ፍለጥ ላሕዂ ሓበሬታ ዕዙዝ ተራ ስለዝተጻወተ ከምእኒ ራእሲ ስብሃቱን ደጊያት ሓጎስ ተፈሪን ምስብዙሓት ወተሃደራቶምን ኣጽዋርን ካብ ወገን ጣልያን ናብ ሰራዊት ኢቲዮጲያ ብሰላም ክሕወሱ ዘኽኣለ ተባዕ ባሻይ ነበረ። ቀጺሉ ‘ንጉስ መነሊክ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ክሃድሙ ቴንዳኦም ይጠቓልሉ ከምዘለዉ’ ዝብል መንደልሓቒ ሓበሬታ ሓሽሎኸ’ሞ፡ ንጉስ ድማ ነገ ራቱ ተረዲኦም ሓቂ ክመስል ምእንቲ ካብቲ ኣብ በሪኽ ጎቦ ኪዳነ-ምህረት ተዘርጊሑ ዝነበረ ቴንዳታቶም ብግብሪ ስለዝዓጻጸ ፉ ጀነራልት ፈረንጂ ሰራዊት ኢቲዮጲያ ይሃድም ከምዘሎ ኣሚኖም ብዘይእኹል መጽናዕትን ምድላዋትን ወጋሕታ ዕለት ሓደ መጋቢት 1896 ውግእ ዓድዋ ባዕላቶም ተረቢጾም ጀመርዎ።

ኣብ መዓልቲ ምዝልዓፍ 1600 መሓውር የራኽበና።

ጎሰፋ፡

 

 

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
47 COMMENTS
  • Dala ksha April 3, 2014

    My Eritrean brothers
    here is some information about how weyane penetrate deep to our land.the front leader of gashbarka at that time was philpos (at presentthere chief of staff) there was open area between Dubeno and tukul Mezba this place is mountainous area and very close to enmy there were only few Melisha covering that area ,the commander of the melisha repeatedly was asking to philipos to send more forces to cover the place but philpos ignore him at the same time there was one brigade stationed in bimbina and weyane have full information about this and we all know what happened after that.

    • bitew ahferom April 3, 2014

      Dala ksha,

      thank you for backing up our real history. and when weyane jet’s were flying low and the warsays that had anti air craft were ready to shoot down the jets ir was Pkilipos under the command of Isaias that ordered not to shoot them down ! why !!!
      why were yikealo leaders in the war ordered to tactically withdraw without informing warsays of the decision ,thus exposing them to mass death & becoming POWs.
      weyane came from the side we were not expecting ? bull s””t !
      isayas & weyane are responsible for the war drama !

    • saba April 8, 2014

      dala ksha,

      stop crying and blaming your lost on philpos. Just say we eritrean men don’t know how to fight and we are losers. okay.

  • Dala ksha April 3, 2014

    All what they do weyane is they run over the few melisha by night and take over molki that is the main road which links mendefera to barentu .

  • bitew ahferom April 3, 2014

    Eritreans in Eritrea and abroad ,

    thanks to Isaias & his generals & weyane our beloved country is leteraly on the verge of collapsing,,,also compliments of america & israel,to eventually the “global society” would recommend Eritrea stays under the “protection” of weyane until things are sorted out.Eritrea is facing manufacrured famine “coming soon” ! What can people that can not feed their children say ? this is by design my felliw Eritreans.
    you can say what a croak on this eleventh hour of Eritrea ?
    I do not doubt the genuinety of Wedi Vacarro ,but Weyane to give us weapons ? I am skeptical..not of Tegadalayu wedi Vacarro ,but of weyane ! Why now ? when we wanted to attack from tigray before we were denied ?Eritreans figure out the game.
    Eritrea’s one university shut down ,while 2000 Eritreans are enrolled in Ethiopia,why ? what is in thwere fir Tigray tigrinyi kilil ?

    • ahmed saleh April 4, 2014

      Our young from national service speak up without hesitation share your experience and let everybody feel your pain .

  • abate April 4, 2014

    Dear Eritreans; do not try to write cheap history. I recall the writers malicious message when he said Russians were supporting the Ethiopians. If he is talking about the Red Cross volunteers who trained the medical Group of Atse Menelik yes, these Russians were in addis and did not even go out of Addis Ababa red cross hospital which was later renamed Balcha Hospital. And one of the commentators said Ras Sium killed Eritrean POW’s – what a lie in the first place Ras Sium is grand son and he was born 15 years after the battle of Adwa. Please do not write Sahel history which is full of fabrication and that praises colonialist Egypt and Italy. Wake up Eritreans – free your self from identity crises

  • Kalighe April 4, 2014

    “Wake up Eritreans – free your self from identity crises”

    Abate

    Who is asking you to give advice ?
    When you people learn to mind your business ?
    Unfortunately, never.

  • Dala ksha April 4, 2014

    Abate
    Mengesha suim yohanes ,Mengesha is the one born after the war

  • ahmed saleh April 4, 2014

    Abate
    Honestly speaking the Ethiopian history looks fabricated to benefit the feudal system . Except Amhara and Tigray people history mentioned so what about the majority southern part
    of the country .The people from Oromo and others might react the same way like we did .You can force to impliment
    your history for certain period but not for ever . Even in western countries scolars revisit it’s findings to correct any misleading information .

    • Bokre April 4, 2014

      ናታ ሓሪርዋ እንከሎ፤ ናይ እንዳማታ ተካውስ።
      የስዋ ኣሮባት፣ የጎረበትዋ ታማስላለች። ይብሉ ኣምሓሩ።

      ታሪኽካን ቋንቋኻን ብጽልኢ ብሓዊ ኣሕሪርካ፣
      ብናይ እንዳማትካ ወርቂ ዓረብ ወደኽደኽ እንባለካስ ንኻለኦት ታሪኽ ክትምህር ፧ ?
      ወስላታ መልሓስ ዝብልዎ ዝነበሩ፣ ብወስላታ ኣጽብዕቲ ተተኪኡ።

      • ahmed saleh April 5, 2014

        Get lost loser ! tired of you in this forum Mr. Bokre , Hakim , Tezareb , Hazhaz , Combishtato and long time ago
        Canada , Rahwa from Denkel , ……… goes on like retarded with calculated mission . Try but make sure won’t win .

  • bitew ahferom April 4, 2014

    ኤርትራና ትጓዛዘ ኣላ።እታ ኣብዚ ቐረባ ብዓሊ ዓብዱ ዝተጸርበት ማሕበር the Eritrean Lowlanders’ League ትብሃል።ትርጉሙ “ክልል መታሕት” ማለት እዩ።ክልል ዝመርጹ ድማ ወያነን ኢሳያስን እዮም።ምኽንያቱ እቲ ናይ ነዊሕ ዕላምኦም፣ከበሳ ኤርትራ ምስ ዓባይ ክልል ትግራይ ጌሮም ዓፋር ምስ ዓፋሩ ኮይኑ ተጠቃሚት ወደባት ኢትዮጵያ ብዓቢኡ እታ ትመጽእ ዓባይ ክልል ትግራይ ድማ ምጽዋዕን ዓሰብን ትጥቀም።ኩናማ ከም ክፍለ ብሄር ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኩናማ ተጸጊዑ ህዝቢ መታሕት ድማ ሃብቲ ወርቁን ፖታሽን ክሳዕ ዝጸርር ምስ ገበርካዮ ምስ ሱዳን ዋላ ይጸጋዕ ብዘየገድስ።ምኽንያቱ ብዓይኒ ኢሳያስን ወያነን ኣስላም ናይ መታሕት እዮም ካንሰር ናይ ኤርትራ።ንሶም እንድሕር ተፈልዮም ቋንቋ ዓረብ ኣየድሊ ናይ ሃይማኖት ሽግር ኣይመጽእ።እዚ እዩ እቲ ጸወታ።
    ንምንታይ ኣብዚ ጊዜ እዚኸ፧ ንምንታይ እዩ ወያነ ንዓፋርን ኩናማን ውድባት ዓበይቲ መሳርያ ሂቡ እቲ ሃገራዊ ዝኾነ ናይ ብዓል ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ ግን ኣብ መሬትና ኴንኩም ንኤርትራ ውግእ ኣይተጥቅዑን ኢኹም ተባሂሎም።ንም፣ንታይ ፧ ህዝብና ሓንጎልና ነስርሓዮ።
    ንምንታይ ኢሳያስ ኣብ ኤርትራ ዘፍቅደለን ውድባት ኢትዮጵያ ኩለን ብነጻነት ኤርትራ ዘይኣምና ፧ ዴምህት ናይ ወያነን ኢሳያስን ሓይልታት ምዃኖም ትፈልጡ ዶ፧ ጽባሕ ንጉሆ ኤርትራና ምስ ፈናጠሕዋ ዴምህት እናጽንዔን እናስ ኣሎን ዘሎ ካርታታት ስትራተጂ ኤርትራ ናብ ወያነ ከም ዘሕልፎ ትፈልጡዶ፧ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝወጽእ ዘሎ ወርቅን ፖታሽን ኣብ መቐለን ዓዲ ግራትን ዩኒቨርሲታትን ኢንዱስቲርታትን እናት ሃንጸ ኤርትራዊ ድማ ትምህርቲ ተኸልኪሉ ወይ ንበደዊን ይሽየጥ ወይ ድማ ኢትዮጵያ መድሓኒት ኮይናስ ይ ኣዪ ትምህርትን ስራሕን ት ህቦ።ኣቱም ሓንጎልና እባ ነስርሓዮ።
    ንምንታይ እቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ናይ ኦሮሞን ኣምሓራን ተቓወምቲ ወያነ ምስ ሓየሉ ኢሳያስ ወይ ኣብ ትሕቲ ዴምህት ኩኑ ወይ ካብ ኤርትራ ውጹ ኢልዎም መሬት ኢትዮጵያ ምስ ኣተዉ ንወያነ ደዊሉ ኣሕሪድዎም፧ ነቶም ኣብ ሃገር ዝተረፈ ድማ ኮሮኔል መቐለ ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ኣዛዚ ቀቲልዎም፧
    ወያነ ኣሸበርቲ ከጥፍእ እየ ኢሉ ሳላሳ ዝከውን ኪሎመተር ኣብ መሬት ኤርትራ ኣትዩ ነቲ ሃገረ ሰባትና የማሓድሮ ኣሎ።ነቲ ህዝቢ ድማ ናይ ሸቐጥ ነጻነት ብምሃብ ክልል ትግራይ እየ ዝብል ፎርም ኣምሊእዎ።
    ሓደ ኣብዚ ጊዜ እዚ ሽሞም ክጠቕሶ ዘይደሊ ፍሉጥ ወዲ ኢሮብ ኤርትራወታይ ሻዕብያን ወያነን ተማሳጢሮም ህዝቢ ኢሮብ ከምቶም ኣብ ስግር ዘለዉ ኣሕዋቱ ትግራዋይ እምበር ኤርትራዊ ኣይኮነን ስለ ዝበሉ ህዝብና ህዝቢ ኢሮብ ዳርጋ ተስዓን ሓሙሽተን ካብ ሚእቲ ትግራውነቱ ከም ዝኣምን ተጌሩ ፧
    ኣቱም ሰባት በብቑሩብ ሃገርና ትጠፍእ ኣላ።ብፕላንን ብሜላን።ንምንታይ ጅቡቲ ኤርትራውያን ኢዶም ክህቡ ከለዉ ክንዲ ብሓጎስ ትቕበሎምን ተታባብዖምን ቤት ማእሰርቲ ተእትዎም፧ጸላኢኣ ኢሳያስ ክሒዶም መሳርያን ሓበሬታን ሒዞም እናኣተዉ፧ ንምንታይ ራሻይዳ ሱዳን ፈልዮም ን ኤርትራውያን ዝሸጡ፧ ንምንታይ ኤርትራዊ ኣብ ዝኸዶ ጎረቤት ሃገር ይግፋዕ ብጀካ ኣብ ኢትዮጵያ፧ እዚ ናይ ኢሳያስን ወያነን ኣሜሪካን እስራ ኤልን ውዲት ኣብ 1981 & 1991 ዝተሓንጸጸ እዩ።ኢሳያስ ንኤርትራ ነጻ ከውጽእ ኣይተበገሰን ።እንታት ድኣ ሓይሊ ጀብሃዊት ኣስላም ደምሲሱ ንኤርትራዊ ኣድኒኑ ኢትዮጵያ ጥራይ ምዃና መድሓኒቱ ንምግባር እሞ ሕቶ ኤርትራ መሊሱ ከም ዘይልዓል ኮይኑ ትግራዋይ ኮይኑ ክነብር።መታሕት ተቖሪጹ ንሱዳን እንተኸይዱ ወይ ከምዚ ዝገብርዎ ዘለዉ ነቲ ህዝቡ ንሱዳን እናሓግሓጉ ከበሳ ህዝበ ትግርኛ እንተመሊኦሞ ሱዳንን ጅዳን ኮይኑ ይተርፍ ከም ፍልስጥኤም።ኤርትራውያን ተላዒልና ንኢሳያስን ወያነን ኣሜሪካን እስራኤልን ስዒርና ሃገርና እንተዘየምሊስና ድሕሪ ሓጺር እዋን ሃገር ኣይክትህልወናን እያ ክልል እምበር።

    • bitew ahferom April 4, 2014

      እዞም ክልል መታሕት ኮይኖም ን ኤርትራ ምስ ወያነን ኢሳያስን ኮይኖም ብክልል ክጎዛዝይዋ ዝተወደቡ ዝኽተልዎ መምርሒ ድማ ኣብ ኣርባዓታት ናይ ራቢጣ ኢስላሚያ መራሒ ብዝነበረ”ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን”ምዃኑ ባዕሎም ኣብቲ ማኒፌስትኦም ገሊጾሞ ኣለዉ።
      The Lowland Society possesses inherent strengths and great potential. The social oriented reforms and the political struggle of the Rabita led by “Sheikh Ibrahim Sultan” in the 1940s is a testimony to the fact that this society not only fights injustice in all forms but can ultimately win despite all odds.

      ጉዚ ክትገዝኡ ዝደለኹም
      ኢሳያስን ወያነን ኣለዉኹም
      ጮማ ወደባት ካብ ደለኹም
      ሓደራ ባንክ ቃጣር ባጤራኹም
      ብሕሱር ተሸይጡ መስዋእትኹም።

      • bitew ahferom April 4, 2014

        ኤርትራውያን ደቂ ዓደይ ክተቱ
        እንተዘይከተትኩም ትሞቱ
        መጺኦምና ኣለዉ ንክልል ዝጎቱ
        ኢሳያስ ምስ ተጋሩ ኣኮታቱ
        እስራኤልን ኣሜሪካን ዝ ኣቦታቱ
        ውድብ መታሕት ተመስሪቱ
        ትግራይ ትግርኚ እምበር ተዓዊቱ
        መስዋእትናዶ ታ ጌሮሞ ንኸንቱ
        ካልእ ሃገርዶ ክደሊ ናተይ ተወሲዱ
        ኣይ ኤረይ እንተጠሊመያስ ኣእጋረይ ይጎመዱ

  • መዋእል መሃንሾ December 27, 2018

    ሬድዮ ሓሲና
    ራእሲ ወልደሚካኤል ሓዲግኩም’ሲ ደግያት ባህታ ሓጎስን ደጃዝማች ኣበራ ሃይሉን ከተድምቑ’ዶ ፈቲንኩም፡ ተፋሊጥናን ተማሊጥናን ኢና ሕጂስ።

Post a Reply to Dala ksha Cancel Reply