Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብቲ ብኣሸባብ ኣብ ካምፓላ ዝተኽየደ ህይወት 74 ሰባት ዘጥፍአ መጥቃዕቲ ቦምባ ብውሑዱ 7 ኤርትራውያን ከምዝሞቱ ምንጭታት ሓቢሮም።

Kampalaኣብቲ ብእስላማዊ ጥሩፍነት ዝኽሰስ ኣሸባብ ዝብሃል ጉጅለ ሶማል ኣብ ካምፓላ፡ ኡጋንዳ ዝተኽየደ ህይወት 74 ሰባት ዘጥፍአ መጥቃዕቲ ቦምባ፡ ዛጊት፡ 5 ደቂ ተባዕትዮን 2 ደቀንስትዮን ኤርትራውያን ከምዝሞቱ ተለልዮም ከምዘለዉ፡ ዝቖሰሉ ‘ውን ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ካብ ካምፓላ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT