Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

700 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒላ

ካብ ሊብያ ዝተበገሱ ኣስታት 700 ሰባት ዘሳፈረት ጃልባ ሎሚ 5 ነሓሰ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ከምዘጋጠማ ሓይሊ ባሕሪ ኣየርላንድ ሓቢሩ:: ኣብ’ታ 25 ኪሎሜተር ካብ ገማግማ ባሕሪ ሊብያ ሓደጋ ዘጋጠማ ጃልባ ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም ክኾኑ

ካብ ሊብያ ዝተበገሱ ኣስታት 700 ሰባት ዘሳፈረት ጃልባ ሎሚ 5 ነሓሰ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ከምዘጋጠማ ሓይሊ ባሕሪ ኣየርላንድ ሓቢሩ:: ኣብ’ታ 25 ኪሎሜተር ካብ ገማግማ ባሕሪ ሊብያ ሓደጋ ዘጋጠማ ጃልባ ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከም ዝኽእሉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ገሊጹ:: ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ድማ 100 ሰባት ከም ዝደሓኑ ኣፍሊጡ:: ካብ ኩናትን ምልክን ብምምላጥ ናብ ኤውሮጳ ክሰግር ዝፍትኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ብዙሓት ኣፍሪቃውያንን ሶርያውያንን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ ጸብጻባት የመልክቱ::

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Awet teklu August 7, 2015

    ፈጣሪ ኣብ ገነት ይቀበሎም ይቀበሎም
    ኣሕ ዋይ ኣነ የሕዋተይ

  • Calgary August 7, 2015

    It is another tragedy hitting Eritrea again. How did we get into this mess? How do we free ourselves from the current misery and humiliation?

  • brhan August 8, 2015

    ኣሕ ዋይ ኣነ ኣሕዋተይ መግስተተ ሰማይ የዋርስኩም

  • mohammed keren August 9, 2015

    no no no these are not eritreans, they are ethiopian, stupid!

Post a Reply to Awet teklu Cancel Reply