Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣቶ ምስግና ገብረትንሳኤ ዝተባህለ ኣቦ 5 ቆልዑ ኤርትራዊ ኣማኒ ጅሆባ ኣብ ቤትማእሰርቲ ስርዓት ህግደፍ ዓሪፉ።

ኣቶ ምስግና ገብረትንሳኤ ዝተባህለ ኣቦ 5 ቆልዑ፡ ኤርትራዊ ኣማኒ ጅሆባ፡ ብሰንኪ ሃይማኖታዊ እምነቱ፡ ንሰለስተ ዓመታት መመላእታ ኣብቲ ዊዓ ዝብሃል ግኑን ቤትማእሰርቲ ስርዓት ህግደፍ ንሰለስተ ዓመት ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ብሰንኪ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ብ19 ሓምለ 2011 ከምዝዓረፈ ምንጭታት ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT