Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

43:04 ATV: ዶር ገብረ ገብረማርያም – ምቅላዕ ጥልመት ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ – PART 3 & 4 HD

https://www.youtube.com/watch?v=MDQSC6nmEuY https://www.youtube.com/watch?v=usHsW0FiEkg      

 

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Tinsae January 15, 2019

    ኣታ ሕሶት ዘይትፈልጥ ህዝቢ ንቓሕ ሓደ ኹን ከምቀደምካ ይኣክል ምትላል ናይ ድያብሎስ ኢስያስ ሓደራ ስመር።

  • ስለ ፍትሒ January 16, 2019

    ክቡር ዶ/ር ገብረ፡
    ከም ወትሩ ኣዝዩ ብሉጽ ዝኾነ እዋናዊ ኣስተምህሮ። ልዑል ምስጋናይ ይብጻሕካ።
    እቲ ቀዳማይን ልዕሊ ኹሉ ኣገዳስን ነጥቢ ጸገምና ብንጹር ምልላይ ስለዝኾነ፡ ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮ ወሳኒ እዩ።
    መብዛሕትና ጸገምናን እቲ ቀንዲ ጸላኢናን ብንጹር ዘይንፈልጥ ህዝቢ ምዃና እዩ። ስለዝኾነ ከኣ ኣብ ጓል መንገዲ ሾንኮለል እናበልና ነንሓድሕድና ኣብ ምንጻይ ጊዜና ኣሕሊፍናዮ ንርከብ። ከም ኣብ መግለጺኻ ብዘየማትእ መንገዲ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ እቲ ንኣብዝሐ ክፋል ሕብረተስብና ከጋግዮ ዝጸንሐ መሕብኢ ጎዳጉዲ፡ ዘጥፍአ ምስኣጥፍአ ጋህ ኢሉ ብንጹር ይርአ ኣሎ። ሕጂ ብዘይ ውዓል ሕደር ብናይ ህጹጽ ሓደጋ ነጋሪት ተንሲእና ካብዚ ዘንጸላልወና ዘሎ ናይ ብርሰትን ሃገራዊ ጥፍኣትን ሓደጋ ክንገላገል ብዘይ ኣፈላላይ ኢደይ ኢድካ ክንብል ይግባኣና። ጎድኒ ጎድኒ ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮታት፡ ግብራዊ ዝገብር ውሳኔታት ክስራሕ ስለዘለዎ ብዘይ ውዓል ሕደር ንበገስ።
    ደጊመ ልዑል ምስጋናይ ይብጻሕካ እብል።

  • k.tewolde January 17, 2019

    Mendelay indeed,just look at his track record since he slithered among us,he started wrapping himself around our leg and worked his way up until he looked square in our face with his mouth wide open to swallow us whole.He is a monster from hell who turned our peaceful,loving sanctuary into a terrestrial inferno and even innocent children started running away in different direction sensing their home is not safe anymore.Some clairvoyant citizens warned of this scenario early on but landed in deaf ears.Thanks Dr. Gebre.

Post a Reply to ስለ ፍትሒ Cancel Reply