Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሚስጢረ ምብራዕ ኩናት ባድመ – 4ይ ናይ መወዳእታ ክፋል — ብሚኪኤል እንባየ (ኣራንቺ)

ካብ እዝኒ ብዝበለጸ ዓይኒ ተኣማኒ ምስክር ኢዩ፡፡ ብርግጽ!! ምርኣይ ምእማን ስለዝኾነ፡፡ ምብራዕ ኩናት ባድመ ወዝቢ ብሃንደበት ዘጋጠመ ፍጻመ ወይ ውን ብናይ ደገ ሓይልታት ዝተስገደደ ዝተሰነዐ ናይ ዶብ ኩናት ዘይምኻኑን ዘይምንባሩን ኣጸቢቖም ዝፈልጡ ዜጋታት ብዙሓት ኢዮም፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT