Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝቢ ኤርትራ ክነቕሓሉ ዘለዎ ኣሰካፊ ኵነታት ኢትዮጵያ መብራህቱ ኣተወብርሃን   ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝመጽኣሉ እዋን፡ ብዘስምዖ ናይ ሰላምን ምክብባርን ጻውዒት፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን ዞባናን ኣወንታዊ ስም ምትራፉ ይፍለጥ። ካብ ቃል ሓሊፉ`ውን ከም ምፍታሕ እሱራት፡ ተቓወምቲ ውድባትን ውልቀሰባትን ንዓዶም ከምዝኣትዉ፡ ናይ ሜድያ ናጽነት ከም ዝረጋገጽ፡ ዕስራ

READ MORE

ዜና ዕረፍቲ ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ (26 Sep. 1949  -  11 May 2020) ገዲም ተጋዳላይ ዲፕሎማት ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ብኮሮና ቫይረስ (COVID 19) ብዘጋጠሞ ሕማም ንልዕሊ ወርሕን ፈረቓን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ11/ግንቦት/2020 ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኣፈወርቂ ኣብራሃ በርሀ ካብ ኣቡኡ ኣቶ ኣብራሃ በርሀን ካብ ኣዲኡ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ ዓለም ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ጽኑዕ ቀይዲ ምንቅስቓስ እተዘውትረሉ ዘላ፡ እቲ ብለበዳ ቫይረስ ኢሳይያስ ድሮ ን20 ዓመት ተቐይዱ ዝጸንሐ ህዝቢ ኤርትራ `ውን ኣብ ገገዝኡ ተረጊጡ ብሓይልታት ጸጥታን ሰራዊትን ኣብ ዝሕለወሉ ዘሎ ቅንያት ናብ ኢትዮጵያ ገይሹ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምርኻቡ፡

READ MORE

ንህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ዝኸልእ ሓዲሽ ፖለቲካዊ ምዕባለታት   ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ኣቶ ኢሳያስ ሓሚሙ፡ ተውጺዑ፡ አረ ሞይቱ እዩ ዝብሉ ወረታት ክነፍሱ ወሪሖም እዮም። ከምዚ ዝኣምሰሉ መሰረተ-ኣልቦ ናይ ሓሶት ወረታት ክዝርግሑ ቀንዲ ምኽንያት ዝኾኖም እቲ ኣብ ሃገርና ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወልቀ-መላኺ ስርዓትን ምስጢራዊ ኣሰራርሕኡን እዮም። ኣብ ውሽጢ ሃገርና

READ MORE

ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊ ትእጎድ ኣላ መን’ዩ ግን ክስሕና ኣብ ቤትካ ሽሕ ግዜ ሰላምን ሃብትን ይሃልኻ፡ ኣብ ጎረቤትካ ህውከትን ጥሜትን እንተሎ ግን ቀሲንካ ኣይትነብርን ኢኻ። ኣብዛ ምድራዊት ዓለም ብኸማኻ ሰብን ካልኦት ፍጡራትን ተኸቢብካ ክሳብ ዘለኻ ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ፡ ክትጽሎ ወይ ክትጸሉ ባህርያዊ ኢዩ። ኤርትራ ኣብ ማእከል ብቀጻሊ

READ MORE

Fetsum: The struggle’s defining moment in view of our Conceptual Unity Conceptual Unity now based on BAYTO’s ARTICLE 2. ዕማት ጊዜያዊ  ስልጣን (መ ) “ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታትን ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ዝቃለሱ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ብዝሳተፍሉ ሃገራዊ ዋዕላ ቴክኖክራታዊ (ዘይሻራዊ) ሃገራዊ ሓድነታዊ መሰጋገሪ መንግስቲ  የቕውም” It is so

READ MORE

ሕልሚ ኢትዮጵያ፡ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ እስራኤል ኢትዮጵያ፡ ንፋሽሽታዊ ጥልያን ስለዝሰዓረት፡ ዋና መዲና ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ፡ መፍለቂት ዘመናዊ ሰብ፡ ወናኒት ጥንታዊ ቅርስታትን ሃይማኖት ክርስትናን፡ መስሕብ ወጻእተኛታትን  ስለዝኾነት፡ ኣብ ምስፋን ሰላምን ምትሕግጋዝን ቀርኒ ኣፍሪቃ ዕዙዝ ተራ ስለእትጻወት፡ ከምኡ’ውን ደርማስ ብዝሒ ህዝቢ፡ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ጸጋታትን ስለዘለዋ፡ ኣብ

READ MORE

ኣብ ልብና እዩ ሰፈረን መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት እዩ (ኮፍ ዝበለት ኣበራሽ ምልኩ፡ ደው ዝበለት ደሃብ ተስፋጼን) እቲ 1961 ዝጀመረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ እግሪ ተኽሉ እንከሎ ሰውራና ንኽዕወት ደቅንስትዮ ክሳተፍኦ ኣለወን ዝብል ናይ መጀመሪያ ሓሳብ ኣብ መፋርቅ 60ታት ዘቅረበ ተጋዳላይ ተኽለ ዓንዶም እዩ እንተ ኾነ ተተሪኹልና ኣይፈልጥን እዩ።

READ MORE

ስኒት ዘለዎም ኣናህብ መዓር ይጐርሱ፡ ፋሕ ዝበሉ ሃመማ ገምቢ ይልሕሱ! ኣብ ያታናን ባህልናን ንሓድነት ህዝብን ሃገርን ዝሕብሩን ዘተባብዑን ብዙሓት ምስላታት ኣለዉ። ገለ ካብኣቶም ንምጥቃስ፡ መኣዶ ምስ ዝሓብር ኣንበሳ ይኣስር ኣሕዋት ክፋቐሩ፡ ጸላእቲ ይባረሩ ላም ፍርቂ ጐድና ኣይትሰብሕን’ያ ኣፍንጫ እንተ ተሃርመት፡ ዓይኒ ትነብዕ፡ ወዘተ ዝብሉ ይርከብዎም። ኣነ ንሓድነትናን

READ MORE

           WHY AND HOW WE AS A COLLECTIVE SHOULD NOW ASK PRESIDENT ISAIAS TO RESIGN!                                    His presidency has clearly failed, and we need a new beginning!                                                                                     By                                                              The New Eritrea Movement (We think that this is an important document, and much work has gone into it.

READ MORE