Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን ኣሕዋትን ኣሓትን፣ምናልባት እቶም ብዘደንዝዝ መርዛም መርፍእ ውልቀ-መላኺ ተወጊእኩም ዘለኹም ኣባላት ህግደፍ ከመይ ጌሩ ንባዕዳዊ ገዛኢ ምስ ነጻነት ኣምጺኡ ንነጻ ሃገር ዘምሓድር ዘሎ መራሒ ከወዳድሮ ይኽእል ትብሉ ትኾኑ፣ኩሎም ሓረድትን ጨቆንትን’ኳ እንተኾኑ፣ካብ ሕሱምን መሪርን መግዛእቲ ናይ ክልቲኦም መን ከም ዝሓይሽ፣ ነዚ ብመርትዖ ዝተሰነየ ምሕደራ መንግስቱን

READ MORE

ብውልቀመላኺ ኢሳይያስ ተገቢታ ዘላ ኤርትራ፡ ቀዳመይቲ ናይተን CPJ ኣብ ዘውጽኦ፡ ሰሜን ኮርያ እትርከቦ መስርዕ ዝኸፍኣ ዓመጽቲ ፕረስ ተባሂለን ዝተሰርዓ ሃገራት ዓለም ኮይና ከምእተሰርዐት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝመደበሩ ኮሚተ ንምክልኻል ናጽነት ጋዜጠኛታት ሎሚ 10 መስከረም ኣብ ዝዘርግሖ ሓድሽ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። እተን ድሕሪ ኤርትራ ኣብቲ ናይ ዓመጽቲ

READ MORE

ድሕረባይታ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘነጽሮ ኣብ ዝሓለፉ መዋእላት ናብራኡ ኣብ ምክብባር፣ ምትሕግጋዝን ሰናይ ጉርብትና ዝልለ ህዝቢ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ኣህዛብ ዝፈጸሞ ኣብ ታሪኽ ዝሰፈረ ጸሊም ታሪኽ የብሉን። ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ናይ መግዛእቲ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ግፍዕን መከራን ክሳብ እዚ

READ MORE

ኣድጊ ዝገበረካ ጠይቂ ግበሮ!         (ኤደን ኢያሱ) ዝተፈላለዩ ኣህዛብ መንግስታቶም ካብ ዝግባእ ንእሽቶ እንተ’ጉዲሉሎም ይኹን፡ ኣብ ክንዲ ከም ህዝቢ ከም ገላዩ ዝረግጹዎም እንተኾይኖም፡ ኩነታቶም ንምቕያር መንገድታት ሃሰው ካብ ምባል ኣየዕርፉን’ዮም። ብንኡስ ይኹን ብዓቢ መጠን ብምንቅስቓስ ድማ፡ ዝመሽመሹ ስርዓታት ኣልዮም፡ ብሓደስቲ፡ ንህዝብን ሃገርን ንቕድሚት ከሰጉሙ ዓቕሚ ብዘለዎም ስርዓታት

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ  ኤርትራዉያን  ይኣክል ንምልኪ ዓባይ ብርጣንያ፥ ንዕለት 21 መስከረምት 2019 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር ጽምብል ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ዓቢዪ ብሃገር ርአጃ ዝቐውም ኤርትራውዊ ጥርናፈ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። “ሕሰም መሪሩዎ” ይኣክል ንምልኪ: ይኣክል ንስቕታ፡ ይእክል ንምፍልላይ“ ኢሉ ዝተላዕለ ኤርትራዊ፣  ኣብ ከከባቢኡ ተጠርኒፉ ወከልቱ ብምምራጽ

READ MORE

ወርሒ መስከረም! ብተስፋ’ዩ ህዝብና ዝጽበየኪ ሎሚ ዘበንከ! እንታይ ኮን ይኸውን ብስራትኪ!   ተላዒሉ’ዩ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል ይኣክል! ንኢሳያስ ኣብ ዝፈሓሮ ጉድጓድ ከጥሕል   ስለዚ ኣሕዋት! ካብ ሎሚ ጀሚርኩም ሃ-ሰ-ስ! በሉ ንኢሳይስ ዝቕድም ዳህሊሉ ከይህሉ ነዚ ብሰይጣን ዝተላእከ ተዃሒሉ ናይ ወዲሰብ ርሕራሐ ዘይብሉ ንህዝቢ ዘጽነት ሓላዪ መሲሉ ንኣመንቲ ምስልምና ክርስትና ዘጥፍእ ከፋፊሉ ካብ ኣቡን ዝለዓለ ኣቡን ዝኸውን ቅሽነት

READ MORE