Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ከተማና ላስ ቬጋስ (Vegas) ኩላትና እቶም ኣብ ኤርትራ ፍትሓዊ ስርዓት ክነግስ እንደሊ ኤርትራውያን ብሓደ ድምጺ እዋናዊ ናይ ይኣክል ንምልኪ ሕቡር መልእኽትና ከነስምዕ ስለዝኾና፡ ንሓሙስ ዕለት 11 ሚያዝያ 2019 ፡ ሰዓት 6:30 ኣጋምሸት፡ ኣብ Eritrean American Community Center ተረኺብኩም ብተሳትፎኹም ነቲ ሃገራዊ ኣጋጣሚ ከተዕዝዙዎ ብኽብሪ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ቀንዲ ጸላኢኻ ኣለሊ ብ ገ.ወልደሚካኤል ብሓፈሻ፡ ንኩሉ ሕብረተ-ሰብ ዓለም ብደረጃ ምዕባለ ሃገሩ፡ ብዝሑን ዓይነቱን ይፈላለ ድኣእምበር፡ ብዙሓት ጸላእቲ ኣለውዎ።  ካብቶም ብቐዳምነት ክስርዑ ዝኹእሉ ጸላእቲ፡ ብምዕባለ ለጠቕ ንዝበለት ሃገር፡ ከም ድንቁርናን ድኽነትን፡ ናይ ጥዕና ጉድለትን ጥሜትን ክጥቀሱ ይክኣል። ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናይ ተፍጥሮ ተጻባእቲ፡ ከም ዋሕዲ ዝናብ

READ MORE

ዕንደራ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን። እቲ ብዑሱብ ኣምባሳደር የውሃንስ ተክለሚካኤል ዝምራሕ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጁባ፡ ኤርትራውያን ካብ ምዝራፍን ምስላይን ሓሊፉ፡ ዉልቃዊ ሃብቲ ዘኻዕብተሉ መንገዲታት ሃሰው ናይ ምባል መስርሕ ጀሚሩ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ዝተራእየ ሓሸውየ ናይ ምዕዳግ ሰለስተ ደርቢ ዘለዎ ህንጻ ኣብ ከተማ ጁባ ኣብ

READ MORE

ሓደራ ኤርትራውያን፡ ኣብ ልጓም ዘይብላ ሰረገላ ኣይትሰቀሉ   ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ፡ ብላዕለዎት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ዝምራሕ፡ ኣብ ተጋደልትን ኣብ ህዝብን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ብዛዕባ  ህሉው ኩነታት ሰውራን መግዛእቲ ኢትዮጵያን፡ ሰሚናራትን ኣኼባታትን ኣሎ ክብሃል እንከሎ፡ ንኽንሳተፍ ልዑል ሃንቀውታ ነሕድር ኔርና። ወዮ ድኣ ኣብቲ እዋን’ቲ ገንዘብን ሃብትን

READ MORE

ኤርትራ ናይ መን ትኹን? ናትና - ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን?                        ታደሰ ኪዳነ             በርሚንግሃም                                                 1ይ ክፋል              04/04/2019   “ኤርትራ ናይ መን ትኹን”? ዝብል ሕቶ ምሕታት ቀሊል ይመስል ይኸውን። ቀሊል መልሱ’ውን “ናይ ኤርትራውያን” ዝብል ምዃኑ ዘካትዕ ኣይኮነን። ግን ናይ ኣየኖት ኤርትራውያን? ኣብ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ

READ MORE

መትከል ዝምድናታት ወጻኢ ኤርትራ ዘይሳነ ኣብ ወረቐት ዘሎ ፖሊሲን ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅን   ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ መንግስቲ ኤርትራ ንናይ ወጻኢ ዝምድናታት ፖሊሲ ዝምልከት ክልተ ርእሰ ኣንቀጻት ኣቕሪቡ ነይሩ። እቲ ቀዳማይ: `ሃናጽን ንጡፍን ጽምዶ ንዞባዊ ርግኣትን ዕብየትን` ዝብል ንሓፈሻዊ መርገጺ`ቲ መንግስቲ ከነጽር ዝፍትን ኮይኑ፡ ትሕዝቶኡ ዞባዊ ጸጥታን ሰላምን

READ MORE

መእረምታ ምቕያር ምእከቢ ኣዳራሽ   ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 07 ሚያዝያ 2019 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት 02:00 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።   ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ  ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ሃገናን ክንዛተን ኣብዚ ተሃዋሲ እዋን ንሕና ከም

READ MORE

Subject: Operationalizing the Denver Manifesto: An Urgent Call for Creating Effective Public  Organizations by  Dr. Gebre Gebremariam Commentary, 31 March 2019 Needless to say, Dr. Gebre Gebremariam’s dissertation is impeccable. Now I have a practical question. As we all have observed, there are multiple Eritrean meetings around the Globe during the pleasant Summer

READ MORE

ልኡላውነት ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ ደገፍትን ዘይደፍትን ከይተብሃሃልና ሃገርና ንምድሓን ብሓድነት ይኣክል ኢሎም ። እዚ ካብ ነብስናን ንጀምር በብከተምኡ ንወደብ ብንቅሓት ይብሉ ተሳተፊ ። ህላወ ሃገር እንተ ድኣ ተዓቂቡ ኩሎም ውልቃዊ መሰላትና ክኽበሩ እዮም ፣ ሃይማኖታትናን ይኹን ካልእ መሰለትና ክዕቀብ

READ MORE