Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ምምራጽ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን ስዒቡ ዝተራእየ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ምሉእ ብምሉእ ምቕባልን፣ ናይ ሰላም ኣዋጅ ምቅልሑን ንህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት ዓብዪ ተስፋን ምልክት ሰናይ ጉርብትናን ምፍጣሩ ዝዝከር እዩ። ምኽንያቱ ህዝቢ ካብ ሰላምን ርግኣትን ሰናይ ጉርብትናን ከምዝረብሕ ኣጸቢቑ ስለ ዝፈልጥ። ከድምይዎ ዝጸንሑን ዘለዉን እውን ስርዓታት እምበር፡ብህዝቢ ዝተላዕለ

READ MORE

መልእኽቲ  ኣብ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ -  March 2019   ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሓተይ ኣሕዋተይ ደቀይ ደቂ ደቀይ፡ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝበዓለሉ ጊዜ ብዛዕባ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራና ኣህጽር ኣቢለ እንሆ ክዛረብ’የ። ቅድሚ ናብኡ ምእታወይ ግን ሓፈሻዊ ታሪኽናን ቃልስናን ዓወትናን ንሕናስ ይትረፍ ክፈልጦ ዝደሊ ህዝቢ

READ MORE

ኣብ  ከተማ  ባክናንግ  ወረዳ  ምምሕዳር   ሉድቪክስቦርግ  ኣብ ላዕልን  ታሕትን  ደርብታት  ብዙሓት  ሓደስቲ ኤርትራውያንን  ካልኦት  ዜጋ   ስደተኛታትን  ዝነብሩሉ  ገዛ ብዕለት  17.02.2019  ኣስታት  ሰዓት  18፡30  ድ.ቀ  ኢዩ  እዚ  ሓደጋ  ዝተኸስተ። ኣብዚ  እዋን  እዚ ዳርጋ  መብዛሕትኦም   ነበርቲ  ኣብ  ኣባይቶም  ነበሩ። ጠንቂ  ናይቲ  ሓደጋ  ሓንቲ  ኤርትራዊት  ሓብትና  ምስ  ክልተ 

READ MORE

“ዝወደይ ዓደ’ቦኻ ኣድሕን” ጻውዒት ናብ ሓለውቲ ኢሳያስ ኣፈወርቂ                            ታደሰ ኪዳነ       በርሚንግሃም         04/03/2019   ኣቦይ ባሻይ ዘርኣይ ወለንኪኤል፡ ኣብ ሰገነይቲ ብንግድን ሸቐጥን ዝናበሩ፡ ድግሳ ዝዓዶም ሳልሳይ ወለድኦም ዝረኣዩ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ ኢዮም። ቁሩብ ዓመታት ድሕሪ ምሕራር መላእ ኤርትራ ኢዩ። ናይ ናጽነት ሆይ- ሆይታ ኣጸቢቑ ዝሃሰሰ ኣይመስለንን። ብዙሓት

READ MORE

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሎሚ ነቲ የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ካብቲ ኣብ ዓዲ-ሃሎ፡ ዘይወግዓዊ ሽፍታ ኮይኑ፡ ብፍርሃት ተሾጊጡ ዘሎ ዓምኡ ውልቀ- መላኺ ኢሳይያስ ዝተዋህቦ ኣጀንዳ ፡ ብዕለት 27/01/2019 ምስ ላዕለዎት ኣባላት ህግደፍ ኣብ ዳያስፖራ ብመራኸቢ ብዙሃን ዝኾነ ፓል-ቶክ ኣብ ስካይፕ ዝገበሮ መቀጸልታ ናይቲ ሱር ዝሰደደ ላግጫኣዊ ኣኼባኡ፡ ከም ዘሎዎ

READ MORE

ምስ ህሉዋት ተመንዩዎ ምስ ሬሳታት ዝብኣስ ኣረሜናዊ ስርዓት ኢሳይያስ! ዘሕዝን ዛንታ ናይቲ ሬስኡ ናብ ኤርትራ ምእታው ተኸልኪሉ፡ ሎሚ 1 መጋቢት 2019 ኣብ ማንቸስተር ሓመድ ኣዳም ዝለበሰ ነፍሲሄር ተጋዳላይ ተስፋይ ብርሃነ (መቓድሾ)   ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ወዲ 18 ዓመት ከሎ ናብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ ግቡኡ

READ MORE