Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ከብቅዕ ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ተባዓት መንእሰያት፡ `ክዝከሩ ዝግብኦም ኣቦታት ኤርትራ` ዝብል ኣርእስቲ ዘለዎ፡ ስእሊ ናይቶም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓዮሮም ዘለዉ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኤርትራ፡ ከምኡ ድማ፡ ስእሊ ናይቶም ንፖሊሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምቅዋም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝዓረፉ ሓጂ ሙሳ መሓመድ

READ MORE

Subject: The Woes of Eritrea & Calling, once again, for the Historical WILL and HEROISM of the Eritrean People PREAMBLE.                                                                                                                                                         First and foremost, one CRUCIAL point must be understood before discussing ANY matter, what so ever, pertaining to Eritrea. It should be unedestood, by friends and foes,

READ MORE

ሓድሽ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምሕዋስ ስዉር ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ሸርሒ   ኣብ መፋርቕ 2018 ዓም ዝተኸስተ ሃንደበታዊን መበገሲኡን መዕለቢኡን ዘይተነጸረ ሰላማዊ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብመሰረቱ እቲ ምቅርራብ፡ ብወገን ክልቲኡ ህዝብታት ዘይጽላእን ዝምነዩዎ ዝነበሩ ይኹን እምበር፣ ሕጋዊን ፖለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራውን ቅጥዕታትን ኣገባባትን ዘይሓለወ ስለዝኾነ፡ ብውሕዱ ኣብ

READ MORE

ዝወግአ እንተረስዐ ዝተወግአ ኣይርስዕን’ዩ ሰባት፡ ብጽቡቅ ወይ ብሕማቅ ተግባራቶም ንዘልኣለም ክዝከሩ ነውሪ ኣይኮነን። ብፍላይ ድማ ፍሉጣት መራሕቲ፡ ኣገልገልቲ ህዝቢ፡ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ብክእለቶምን ብገንዘቦምን ንዋቶምን ዓቢ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ክምጎሱ ሓላል’ዩ። ኣብ ጉዕዞ ህይወቶም ወይ መዋእል ስልጣኖም፡ ኣብ ህይወት ካልኦት ሰባትን ሃብትን ኣረሜናዊ ተግባራትን በደልን ፈጺሞም ክንሶም፡ ንገበናቶም

READ MORE

ምሕዝነት ክልተ ጠላማት፡ ንልምዓት ዶ ንጥፍኣት? 2019 `ውን ልክዕ ከምታ ዝሓለፈት ዓመት 2018፡ እዋን ተራጻሚ ፍጻሜታትን ባህርያትን መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮይና ምህላዋ ኣረጋጊጻ `ላ። እዚ ተረካብ ተርእዮ`ዚ፡ ከም ናይ ሓባር ረቛሒ ናይዘን ክልተ ዓመታት `ኳ እንተቐጸለ፡ እዛ ዓመት እዚኣ ካብታ ሓለፈት ዓመት እትፍለየሉ ዓቢ ምኽንያት ግን

READ MORE

ወይ ሃገረይ ክንብል፡ ወይ ምስ ዶ/ር ዓብይ ክንድመር፥ ዳግማይ ረፈረደም ቀሪቡልና ኣሎ   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ብሓበራ፥ ሎምዘመን ሓድሽ ታሪኻዊ ግድል ኣንጠጥዩና ኣሎ። ጉዳይ ሕዝብናን፡ ፖሊቲካዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኸፍኤ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ። ንሕና ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ፥ ኣዕሚቕና መርሚርና ምስ ገምገምናዮ፥

READ MORE

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀጽሪ ቤትጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ክምርረቕ ትጽቢት ንዝግበረሉ ዘሎ ሓወልቲ ንጉስ ሃይለስላሰ በጺሑ ናቃውማኡ ከምእተዓዘበ EBC፡ ወግዓዊ መደበር ቴለቭዥን ኢትዮጵያ ሓቢሩ።   ሓወልቲ ንጉስ ሃይለስላሰ ጽባሕ ሰንበት 10 ለካቲት 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ከምኡ ድማ መራሕቲ

READ MORE

ክፍት ደብዳቤ ለጠቅላይ ሚኒስቴር ዶ/ር ዓቢይ ኣሕመድ “ የተዳፈነ እሳት የጠፋ ይመስላል” ክቡር ጠቅላይ ሚኒስቴር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ሰላምታየን በማስቀደም፣ ባለፉት 6 ወራቶች የኤርትራ ኣምባገነን ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን በማባበልና እንደ ሕጻን ልጅ ወዲ ኣፎም በማለት እሽሩሩ እያልክ የኤርትራ ህዝብ በማያምነውና በማይስማማበት የምታደርገው ሹክሹክታ ራስህን ከማታለል ኣልፈህ ለወደፊቱ ለኢትዮጵያና

READ MORE

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣብይ ኣሕመድ ዝኸበርካ ዶር ኣብይ ኣሕመድ፡ ንሕና ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዴሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ኢሂወደግ ዋና ጸሓፊ ኮይንካ ምስተመረጽካን፡ ብድሕሪኡ ኣብ መደረኻ ንውሳኔ ኮምሽን ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ብዘይ ዝኾነ ቅድመ-ኩነት ከምትቕበሎን ከም ተተግብሮን ምስ በልካን፡ ነቲ ንልዕሊ 20

READ MORE

ብ/ጀነራል ካሳዬ ጨመዳን ስርሒት ፈንቅልን፡ 08,02,2019፡ ብሰሪ ዳግማይ ኲናት ባዕዳዊ ስነ-ሓሳብ ሃገርና ገዲፍና ብምኹብላልና ንርእሰይ ኣብ ጀርመን’የ ዝቕመጥ። ኣብ መንበረይ ተኾዲመ መስኮት ተሌቪዥን ክርኢ እንከለኹ ድማ ከምዚ ናህና ዓለም ብዓለማ ኲናት ከምዝወረራ ክዕዘብ እውዕልን እ ሓድርን። ሰብ በቢዝወጾ ከይተራኸበ ተበታቲኑ ናብ መቓብሩ ከምዝወርድ’ውን እርኢ’የ። ምናልባሽ ሰብ-ሰርሖ

READ MORE

እቲ ንልኡላውነት ኤርትራ ምስ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝዋገየሉ ዘሎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ነቲ ኣፋፌት ናጽነት ኤርትራ ዘርሓወ፡ መሰረት ልኡላውነት ሃገርና ዝኾነ ስርሒት ፈንቅል ዓመት መጸ ምብዓሉ ምስ ሓቀኛ ተግባሩ ዘይቃዶ ንይምሰል ዝካየድ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዘመተ ምዃኑ፡ ትማሊ ምሸት ምስ ቴለቪዥን ኣሰና ሓባራዊ ዘተ ዘካየዱ ኣብ ስርሒት

READ MORE

ድሕሪ’ቲ ኣብ ሓምለ 2018፡ እቲ ዝኾነ ውክልና ስልጣን ዘይተዋህቦ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ብዛዕባ መሬትና፡ ልኡላውነትናን መጻኢ ዕድልናን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእቱ ዝኸተሞ ግሉጽነት ዝጎደሎ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሃገርናን ከባቢናን ቅልጡፍ ምዕባለታትን ሓደስቲ ተርእዮታትን ይኽሰት ኣሎ። እቲ ኣብ  ቀርኒ ኣፍሪቃን  ዞባናን ዝርአ ዘሎ ምትእስሳር፡

READ MORE

ድምጺ ሓፋሽ፡ ቀደም ድምጺ ሓፋሽ ሎሚ ድምጺ ዓመጽን ውልቀሰብን ስርዓት ህግደፍ ዘይዛረቦን ጤል ዘይትበልዖን የለን፡ ኢልካ ምሕላፍ እኹል’ኳ እንተዘይኮነ ንሓሶታት ህግደፍ ከተቃልዕ ካብ ጉይይ ምዓልን ምድካምን፡ ክሳድ ሒዝካ ቁንጣሮን በዳህትን ሓቅታት ምቅራብ መሪጸ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ራድዮ ውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 40 ዓመት ምምስራት

READ MORE

  ዝተቐብረ ህ.ግ.ደ.ፍ ከተምልኹ ኣይትንበሩ!   ወከልቲ ኢስያስ ዘካይድዎ ሰሚናራት እንታይ ይመስል?   ደስበለ መሓሪ   ኣብ ምብጋስ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘስመዖ መደረን ዘርኣዮ ዘይንቡር ባህርያትን ዘይሓለፍነታዊን  ዕሸላዊን ኣገባብን፣ንኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ከምዘገረመን ከምዘሰክፈን ግሁድ እንዳኮነ ክኸይድ ጸኒሑ ኣሎ፡ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ  ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝሃቦ ንሃገረ ኤርትራ ዝምልከት መግለጺታት ምስቲ

READ MORE

ኣምባሳደር  ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣቶ እስቲፋኖስ ሃብተማርያም፡ ንገለ ምሁራት ጸዊዑ፡ ብዛዕባ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘለዉ ኤርትራውያን ሰብ ንዋይ ኣጽኒዕም ከቕርብሉ ኣዚዙ ከም ዘሎ ኣብቲ ኤምባሲ ዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ዝመጸና ሓበሬታ “ኩሎም ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝርከቡ ወነንቲ ኣብያተ መግቢ፡

READ MORE

ጽባሕ እቲ ንናይ ሃገርና ልዑላዉነትን ነጻነትን አሕሊፍና፡ አይንህብን ዝብል ነድርን መርገጽን ናይ ህዝብና ዘቃልሔን፣ ነቲ ከብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝካዬድ ዘሎ ሽርሕታት ዉልቀመላኺ ስርዓት ዝመከተን ንሕቡራት ሃገራትን መላእዓለምን መርገጺኡ ዝነጸረ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝተሳተፍዎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፣ አብ ታሪኻዊ መዓልቲ ሰዉራ ኤርትራ መስከረም ሓደ 2018 ዝተኻዬደ

READ MORE

ኣምባሳደር ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ዶር ፍጽሓጼን ጴጥሮስ ብ 20 ጥሪ ኣብ ሮማ ብ 27 ጥሪ ድማ ኣብ ሚላኖ  ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ካብ ተደናገጽቲ ናይቲ ስርዓት ኮይኖም ዝጸንሑ `ሞ በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ርክብ ኣብ ስግኣትን ምጥርጣርን ዝወደቑ ኤርትራውያን  እዋናዊ

READ MORE

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፡ እቲ ካብ ዓሚ ከምዚ እዋን ኣትሒዙ ተዓጽዩ ዝጸነሐ ምስ ኤርትራ ዝዳውብ ዶባት ምብራቕ ሱዳን ክኽፈት ምእዛዙ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ  AFP ሓቢሩ። ንሱ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ከሰላ በጺሑ ንደገፍቱ ኣብ ዝሃቦ ብቴለቭዥን ዝተመሓላለፈ ኣጋጣሚ እዩ ዶብ ክኽፈት ምዃኑ ኣዊጁ። ዑመር ኣልበሺር፡

READ MORE

ብ/ጀነራል ካሳየ እናኣዘከርኩ ክሓተካ። ካልእ`ሞ ንግደፎ፡ እቲ ባዕልኻ ትኣምነሉ ጒዳይ መበገሲ ሰውራ ኤርትራ፡ ጃንሆይ ብገዛእ ስልጣኑ ንፈደረሽን ስለ ዘፍረሶ ምዃኑ፡ ንእግረ መንገድኻ በጨቕ ኣቢልካዮ ኣለኻ። ምስኡ ልቅብ ኣቢልካ`ውን `ካብዚ ኲሉ እንታይ ነይርዎ እቲ ፈደረሽን ከይተተንከፈ እንተ ዝቕጽል` ኢልካ። እንተኾነ ግን፡ ንስኻ ነዚ እናፈለጥካ ምስ`ቶም `እምቢ

READ MORE