Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተርእዮ ሕሉፍ ምንቅስቓስ ኣብ ፖለቲካ ኤርትራን ኣስጋእነቱን (ቀዳማይ ክፋል) መብራህቱ ኣተወብርሃን ሕሉፍ ኣረኣእያ ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ሓዲሽ`ዩ እኳ እንተዘይተባህለ፡ ብደረጃ ምንቅስቓስ ዝፍለጥ ግን ውሑድ`ዩ። ቍጽርን ዓይነትን ናይ ብሃይማኖት፡ ብሄርን ኣውራጃን ካብኡ ብዝንእስ ማሕበራውን ከባብያውን ካልእ ኣገባብን ተወዲቦም ዝንቀሳቐሱ፡ ብልምዲ ናይ የማን ደንበ ተባሂሎም ዝፍለጡ ማሕበራት ግን፡ እናዛየደ ዚመጽእ

READ MORE

ብናይ ፖለቲካ-ማዕበል ትሕቈን ዘላ  ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ኣብቲ ነዊሕ ናይ ዘመናት ጉዕዞ፥ ናይታ ክርስቶስ ዝመሠረታ፥ ሓዋርያዊት ቤተ-ክርስቲያን ታሪኽ እንተ ተመልከትና፥ ካብ መከራን ስቓይን መስጐጕትን ስደትን፣ ዘዕረፈትሉ ዘመን ነይሩ ክበሃል ኣይከኣልን። ስለ-ዝኾነ ድማ እቲ ነዊሕ ታሪኻ፥ ብደም ሠማዕታት ደቃ እናተጻሕፈ ዝመጸ፥ ናይ ገድልን ሠማዕትነትን ታሪኽ ደኣምበር፥  ዕረፍትን ሰላምን ረኺባ፣

READ MORE

ኣብ ኤርትራ፡ ሓጋጊ፡ ፈጻሚ፡ ፈራዲ ኣካላት ዘለዎ ቅርጺ መንግስቲ ስለዘየለ፡ ከምኡ’ውን ልዕልና ሕጊ ስለዝበኾረ፡ ውልቀመላኺ ኢሳያስ’ዩ ቃሕ ብዝበሎን ብውልቁን፡ ውዕላት ዝፍርም፡ ኣዋጃት ዝነድፍ፡ መሬትና ዝሸይጥ፡ ሰባት ዝሸይምን ካብ ስልጣን ዘባርር፡ ዝኣስር፡ ዝቀትል፡ ኩናት ዝእውጅ፡ ሰብ ሓዳር ዘፋትሕ፡ ሃብቲ ሃገር ዘባኽን፡ መሰል ሰብ ዝግህስ፡ ከምኡ’ውን ብሕሰምን

READ MORE

ኣብ ሱዳን ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኡምጉርጉር ማእከል መዘናገዒ መንእሰያት ተሰሪሓ:: መዓስከር ስደተኛታት ኡምጉርጉር ኣብ ምብራቅ ሱዳን እትርከብ መዓስከር ኮይና: ዝበዘሑ ነበርታ ማለት 90% ኤርትራውያን ኢዮም:: እዛ መዓስከር ን ኣስታት 13 ንኡሳን መዓስከራት ብሓደ ዝጠርነፈት ኮይና : ገለ ካብ ኣቶም ንምጥቃስ : ካርኮራ:ኣቡራኻም: ሱኪ:ሓዋታ:ሳምሳምን: ካልኦት ንኡሳን መዓስከራት

READ MORE

“እንካ ዘይብል ሃባ መን ኣልመዶ”? ታሕሳስ 08/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) እንካ ዘይብል ሃባ መን ኣልመዶ? ክሳብ ሕጂ ምንቕ ዘይብል ዘገልግል ምስላ ቀዳሞት እዩ። ገለ ካብ ምስላታት ኲነታት ክቕየር ከሎ ምስ ምዕባለ ይበሊ ኢዩ። ንኣብነት ጓል ዝወለደን ጨው ዝነገደን ሓደ ዝብሃል ምስላ ኣብዚ ግዜ’ዚ ኣብ ምንታይ ተእትዎ። ወረ ሕጂ

READ MORE

ንሓሙስን ዓርብን ዕለት 13 ን 14 ታሕሳስ 2018 ( 13 – 14 / 12 / 2018 ) ኣብ ሃገረ በልጂዩም ከተማ ብሩሰልስ ን 2 መዓልቲ ዝካየድ ኮንፈረንስ ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ፡ ንምርግጋጽ ድሕነት ህዝቢ ኤርትራን ንልኡላውነት ሃገር ኤርትራ፡ ዝምልከት ሰፊሕ ኮንፈረንስ ብመልክዕ ዎርክሾብ ካብ መላእ

READ MORE

ህዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ከተማ ለንደን፡ ስሩዕ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ለንደን፡ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ናይዚ ዓመትዚ ናይ መወዳእታ ስሩዕ ሕዝባዊ ኣኬባኣ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ለንደን ሰንበት 02 ታሕሳስ 2018 ኣካይዳ። ኣብዚ ብርክት ዝበሉ ሽማግለታት ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን መንእሰያትን ዝተረኽብሉ

READ MORE

ይርጋኣለም፡ ዝረገጽኪዮ ለምለም . . . . 06,12,2018፡ “ኣብ ወርሒ ለካቲት 2009᎓ ምስ ካልኦት መሳርሕታ ተገፊፋ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ዓዲ-ኣቤቶን ማይ-ስርዋን ንሽዱሽተ ዓመት ብዘይ ፍርዲ ድሕሪ ምኣሳር ኣብ ጥሪ 2015 ተለቒቓ” . . . . እህህ! እብል ከምዚ ዝኣመሰለ ዜና ማእሰርቲ ክሰምዕ እንከለኹ። ምናልባሽ “ተኣሲሩ/ራ/” ዝብል ዛንታ፡ ዓይነቱ

READ MORE

Fessahaye Mebrahtu   ወይለኹም ድኣምበር ንማዕዳ ትጸሙ ኪወግሕዩ ኪበርህ ከም ቀደሙ ኪግንጸልዩ መዝገብኩም ብቝሙ ኪዝርዘር’ዩ ተግባርኩም ብስሙ ወይለኹም ግን ተንኮል እትኣልሙ ሰላም ኢልኩም ንጥፍኣት ተዚሙ።   “ኣመልኩም ዘይትሓድጉ ደቂ ድሙ” ሃጠው ቀጠው ሓሶት እትለቕሙ ሓቂ ንምኽዋል ኃውኩም እትዓሙ ኃው ክተጥፍኡ ሓዊ ‘ትኸዝኑ ፈርሱ ትንጸፉ ትርኣስ ኣስካሬኑ የእዊሎ ይጠርዓልኩም ደሙ ባዕሉ ኪረትዓኩም ዘይተቐብረ በድኑ “ሓቂ ኣይስበርን ዓቢሩ ቀጢኑ።”   ስቓይ ሓላፊ’ዩ ኣእኪሉ እዋኑ ፍትሒ ኪጥጥዕዩ

READ MORE

ENCDC North America Successfully Concluded its Regional Congress December 1-2, 2018 in Denver Colorado. In this historic Regional Congress of ENCDC, members reaffirmed their commitment to the organization by endorsing the draft documents of the Political Charter, the Road map, and its Bylaws. [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/12/ENCDC-REGIONAL-CONGRESS-DENVER-DEC-1-2-2018-PRESS-RELEASE-ENGLISH.pdf"]

READ MORE

ኣብ ሕብረተሰብና፡ እታ “ዳስ ሓውያስ ዝእቱ’ምበር ዝወጽእ ኣይርኣናን” ትብል ብሂል፡ ነዚ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ተጋሂዱ ዘሎ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ቅልውላው ኣጸቢቃ’ያ ትገልጻ። ብሰንኪ ምልካዊ ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ፡ እገለ-እገሊት ተኣሲሩ፡ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ኤውሮጳ ኣትዩ፡ ኣብ ባሕሪ ጥሒሉ፡ ብሰርሰርቲ ተታሒዙ ወይ ህይወቱ ስኢኑ እምበር፡ ካብ ቤት

READ MORE

ሓደ ያቆብ ገብረመድህን ዝተባህለ ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ተዓቚቡ ዝነበር ዕሱብ መጋበርያ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ምስ ወጽዓን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ህዝቢ ኤርትራ ብምድንጋጽ ጉዳይ ኤርትራውያን ዓለም ለኻዊ ኣቓልቦ ከም ዝረክብ ኣብ ምግባር ዕቱብ ኣበርክቶ ንዝገብር ዘሎ ጋዜጠኛን ጸሓፍን ማርቲን ፕላውት፡ ኣብ ህዝባዊ ቦታ፡ ርስሓት ብዝመልአ

READ MORE

ታሕሳስ 01/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)  ፍሰ-ማልን ፍሰ-ሓሳባትን ክብል ከለኹ (ናይ ገንዘብ ክፍሊትን ናይ ሓሳባት ክፍሊትን (investment of money and investment of ideas) ማለተይ ኢየ። ናተይ ኣበሃህላ ስለ ዝዀነ ከም መጽናዕታዊ ተቐባልነት ዘለዎ ስነ-ቃል ጌርኩም ኣይትውሰድዎ። ንኣበሃህላይ ክትርድኡኒ ግን እላቦ።  ኣብ ሂወት ይኸብርን ይሓስርን እምበር ብጥራዩ ዝርከብ ንብረት

READ MORE

ህዝባዊ መጸዋዕታ  ኣኼባ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ  መሪላንድ ቪርጂንያን ከባቢኡን ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ሰፍ ዘይብል መስዋእቲ ከፊሎም ሃገራዊ ነጻነቶምን ልዑላነቶምን ኣረጋጊጾም ከብቅዑ፣  ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ምልካዊ/ዲክታቶራዊ ስርዓት ተቖሪኖም፣ ኣብ ዘይናቶም ውግኣት ዳግም ክሃልቁን፣ ኣብ መወዳእታ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርና ከግልግሉን፣ ካብ ጨካን ማእሰርትን ባርነትን ክላቐቑ ናብ ስደት ከምርሑን ተገዲዶም።

READ MORE

 ዝኸበርካ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ስደትን ዘለኻ ህዝቢ ኤርትራ። ነጻነትና ክንጓናጸፍ ዝኸኣልና ከምቲ እምነትኩምን እትብልዎን ብውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ዘይኮነ፣ሰፊሕ ህዝቢ ኤርትራ ማለት ዓበይቲ፣መንእሰያት፣ሰብኣይ ሰበይቲ፣ሃብታም ድኻ፣ ኩሉ ኤርትራዊ ብሓባር ዝተሰለፈሉ ሰውራ ምንባሩ ክትርድእዎ ይግባእ። እቲ መሃንድስ ናይ ክፍኣትን ተንኮልን ዝኾነ ጠንቂ ናይዚ ን27 ዓመታት ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝጻወት

READ MORE

ታሕሳስ 1, 2019 መን’ዩ ንቑሕ? ኣብዛ ንነብረላ ዓለም፡ ነዳዲ፡ ወርቂ፡ ኣልማዝ ይኹን ካልእ ዝተፈላለየ ባህርያዊ ሃብቲ ዝውንና ሃገራት፡ ዉሑዳት ኣይኮናን። ይኹን’ምበር፡ ንዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ንዕኡ ተጠቒመን ናይ ብሓቂ ሃብታማት ዝኾና፡ እተን ዝወሓዳ ኢየን። ብኣንጻሩ ብዙሓት ካብኣተን፡ ምስ’ተን ዝደኸያ ሃገራት ክስርዓ ኢና ንርኢ። ኣብ ምምዕባል ዝርከባ እናኾና፡ ብምውናን ብዝሒ

READ MORE