Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢሰያስ ደላዪ ሰላም ድዩ? ኢሰያስ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ጕዳይ ባጤራን ንግዳዊ ምልውዋጥን ስለ ዘይተሰማምዐ ኣብ ግንቦት 98 ባይቶ ወይ ካቢነ ሚኒስተራት ዘየጽደቖ ኵናት ዶብ ወሊዑ። ነቲ ኵናት ወሊዑ ንስዑድያ ከም ዘይገሸ ድማ፡ “ደቂሰ ጸኒሐ ሃንደበት ሳባ ምስ ነገረትኒ ሰንቢደ” ክብል መስደመም ዘረባ ኣስሚዑ። መስኪናይ ኢሰያስ ነዚታት

READ MORE

ትማሊ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ካብ ዝተዘከራ መዓልቲ ስዉኣት ዝተፈልየት ብምዃና፡ ንርእሳ ንነዊሕ እዋን እናተዘከረት ክትነብር እያ። ኣብታ ሓርነትን ናጽነትን፡ ሕግን ፍትሕን ተሓሪሙዋ ዘሎ ሃገርና፡ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ጽንጽንታ ሰላም ሰሚዑ ተስፋ ዝሰነቐላ መዓልቲ ስለዝኾነት። ምስቲ ኹሉ ገጢሙዎ ዘሎ መስገደል፡ ዝኽሪ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ ሎሚ ንጉሆ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝገበሮ መደረ፡ እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተቐልቀለ ተርእዮታት ሰላም ግቡእ ኣቓልቦ ዝሓትት ኣውንታዊ ምዕባለ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ነቲ ህሉው ኩነታት ብቐጥታን ብዕምቆትን ንምፍላጥን ቀጻሊ ውጥን ስራሕ ንምንዳፍን ናብ ኣዲስ

READ MORE

  ከምቲ ቅዱስ ወንጌል ዝብሎ “ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ’ዮም እሞ፥ ብፁዓን’ዮም”። ብርግጽ ድማ እቶም ምእንቲ ሰላም ኢሎም፥ ለይትን መዓልትን ዝደኽሙን ዝጽዕሩን፥  ብፁዓት እዮም (ማቴ 5፡ 9)። ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ ኢትዮጵያ 1ይ-ሚኒስተር ኮይኖም ዝተመረጹ። ትርግታ-ልቢ ሕዝቦም ክሰምዑን ከንብቡን ዝኸኣሉ መራሒ ስለ-ዝኾኑ፥ ናይ ሰላምን ዕርቅን መራሒ

READ MORE

ህይወት ንባዕላ ብተፈጥሮ መስተንክር ኢያ። ካብ ተፈጥሮ ወጻኢ ግዳማኢ ጻዕኒ ክውሰኻ ከሎ ከአ ክትጽብኽን ክትከፍእን ናይ ግድን’ዩ። ናይ ባዕላ ዝኾነ መምርሒ ሕጊ ኡኳ እንተሃለዋ፣ ኩሉ ጊዜ ግን በቲ ህይወት ኮይናቶ ዘላ ኣካል እትምራሕ እምበር ባዕላ መሪጻ ነቲ ኣካል ክትመርሕ ኣይትበቅዕን። ምክንያቱ ኩሉ ህይወት ዝተሰከመ (ዘለዎ)

READ MORE

By Tewelde Stephanos (Email: testifanos@gmail.com) Reflecting on the systemic exclusion of blacks from the equality America promises its citizens, Langston Hughes, in 1938, wrote:                  America never was America to me….                  There’s never been equality for me,                  Nor freedom in this “homeland of the free” As Eritrea celebrates its 27th year of independence

READ MORE

በለጸት መሓሪ (በለጡ) ምእንቲ ድሕነት ደቃ ምስ ደቃ ዝሓለፈት ውፍይቲ ተጋዳሊት ብምኽንያት 20 ሰነ፡ 2018 ዓ.ም ታደሰ ኪዳነ    በርሚንግሃም     ተጋዳላይ ካብ ስድራኡ፡ ኣሕዋቱን ቤተ-ሰቡን ተፈልዩ ናብ ገድሊ ክወፍር ከሎ፡ ንድሕነት ህዝቡን ሃገሩን በጃ ክሓልፍ እምበር፡ ምእንቲ መሰልን ድሕነትን ገዛእ ርእሱ፡ ወይ እቲ ህይወት ዝበልዕ ገድሊ ሃብትን ስልጣንን ስለ

READ MORE

ዓለምለኻዊ ተበግሶ  ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንኹሉም ኣመንቲ ምስልምና ብሓፈሻ፣ ንኤርትራውያን ኣስላም ድማ ብፍላይ፣ እንኳዕ ናብ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር ኣብጻሓኩም እናበለ፣ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር፣ ሰላምን ሓርነትን፣ ስኒትን ሓድነትን ከውርደልና ንምነ።   ዶብ ኤርትራን ኢትዮጲያን ኣብ ባይታ ይተሓንጸጽ ድሕሪ እቲ ብዙሕ መስዋእቲ ህይወትን ከቢድ ዕንወትን

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ንሕዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፍላይ፡ ንህዝብታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዓለምን ድማ ብሓፈሻ፡ ሓዲሽ ናይ ሰላም ጩራ ተስፋ ዝሃበ፡ ኢትዮጵያ ንውሳነ ናይ 2002 ኮምሽን ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ብዘይ ቅድመ ኩነት ከምትቕበሎን ከምተተግብሮን መግለጺ ኣውጺኦም። እዚ ናይ ርሕቁን ቀረባን ዝጠመተ

READ MORE

ስርዓት ኣልቦ ጉጅለ ህግደፍ ዝሓለፈ ቀዳም ዕለት 9-6 2018 ኣብ ንኡስ ዞብ ማይ ምነ ዞባ ደቡብ ዝርከብ ኣብ ገዳም ደብረ ድሁሃን እንዳ ኣቡነ ዮናስ  ዝነብሩ ዝነበሩ ሓሙሽተ መነኮሳትገፊፉ ብምውሳድ ኣብ ገርገራ ዝበሃል መዓስከር ኣሲርዎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም ። ኣስማት ናይቶም ኣርባዕተ መነኮሳት፥  1 - ኣባ ገብረመድህን ፡ 2- ኣባ ገብረዮናስ ፡ 3 - ኣባ ሳሙኤል ፡ 4 - ኣባ ኤልያስ ክኸውን ከሎ ናይቶም 5ይ ግን ዛጊት ኣይተጻረየን። ኣብዚ ጉዳይ ኣባ መልከጼዴቕ ኣበምኔት ናይዚ ገዳም፡ መጋበርያ ናይቲ ስርዓት ዝኾኑ ቀሺ ቀንዲ ኢድ ከም ዘለዎም ይእመን ። ምኽንያቱ እዞም መነኮሳት ነቲ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዘእሰርዎፈላሲ ኣባ ጸሃየ ዝበሃል ስለምንታይ ዘይወጽእ ዝብል ገዳማዊ ሕቶ የቕርቡሎም ከም ዝነበሩ ነበርቲ ናይቲ ከባቢ ይሕብሩ። ኣባ መልከጸዴቕ ቅድሚ ሕጂውን ን ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብ ማሕዩር ወጺኦም ኣብ ዝተባህለሉ ግዜ ምስ ራድዮ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ሱባኤ እዮም ነይሮም እንበር ኣይተኣሰሩን ብምባል ናይሓሶት ወረ መግለጺ ሂቦም ከም ዝነበሩ ዝዝከር እዩ ። ብመሰረት`ቲ ሓበሬታ፡ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ንዝርከቡ ካህናት ኣብቲ ዕለት ብ ኣልማማ ግፋ ኣካይዱ ነይሩ ። ምስዚ ኣብ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ን ኡስ ዞባ ድባርዋ ዝርከቡ ካህናት መስልኩም ክትረኽቡ እንተኮይንኩም ናይ ግድን ወተሃደራዊ ታዕሊም ክትወርዱ ኣለኩም ብዝብል ጸረሃይማኖታዊ መርገጺኡ ብምግሃድ ከም ዝሓለፈ ናብ መደበራት ታዕሊም ይወስዶም ከም ዘሎ ይፍለጥ ። በዚ ዳግም ተጀሚሩ ዘሎ ግፋ ንመራሕቲ ሃይማኖት ኩለን ገዳማት ኣብ ከቢድ ውጥረት ኣትየን ከም ዘለዋ ይፍለጥ ። እንተ እቶም መጋበርያኡ ዝኾኑ ጳጳሳት ግና ዝኾነ ዝወሰድዎ ስጉምቲከምዘየለ እቶም ምንጭታት የገንዝቡ።

READ MORE

Eritrea Focus ዝተባህለ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ኤርትራ ብሕልፊ ብናይ ወጻኢ ኩባንያታት ዝካየዱ ዘይስነምግባራዊ ወፍርታትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ዝከታተል ማሕበር፡ ኣብ ኤርትራ ብመጋበርያነት ኣብ ዕደናዊ ስርሓት ዝነጥፋ ኩባንያታት ወጻኢ ዝፍጸም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዘቃልዕ ሰፊሕ ዝርዝራውን ጸብጻብ ናብ ናይ ዓዲ እንግሊዝ All-Party Parliamentary Group on Eritrea ኣቕሪቡ

READ MORE

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና ንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ

READ MORE

The document, which is the first of its kind, pulls together information in the public domain to highlight the extent to which international investors, including UK-based institutions, are involved in the extractive sector in Eritrea. [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/06/Mining-and-Repression-in-Eritrea-Corporate-Complicity-in-Human-Rights-Abuses-FINAL-PUBLICATION-V1-1.pdf"]  

READ MORE

ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራን መንግስትን፡ ከምኡ `ውን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ብደረጃ ክብ ዝበለ ሓላፍነት ዝሰርሑን ዝሰርሑ ዘለዉን ተቓለስትን ፖለቲከኛታትን፡ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ኣቶ ወልዴየሱስ ዓማር፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀሪስን ብይን ኮምሽን ዶባትን ብዘይቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ክትግብሮ ምዃኑ ዝሃቦ መግለጺ ኣውንታዊ ከምዝኾነ

READ MORE

ማእከላይ ኮሚተ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ናይ ክልተ መዓልታት ህጹጽ ኣኼባ ገይሩ ትማሊ 13 ሰነ 2018 ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ነቲ ፈጻሚ ኮሚተ ኢህወደግ ስምምዕ ኣልጅሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ብዘይ ቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ከተግብሮ ዘሕለፎ ውሳኔ ከም እተሰማምዓሉ `ኳ እንተገለጸ፡ በቲ ናይ ኢህወደግ ስጉምቲ

READ MORE

Gaim Kibreab, Eritrea’s National Service; past promises and young peoples’ experiences. What next? Gaim Kibreab, Professor of Refugee Studies at South Bank University, London, is the author of numerous publications on migration and refugees as well as Eritrea’s political history. “The Eritrean National Service: Servitude for "the

READ MORE

መዓርገ-ጵጵስና ብቅድስና ዝጥመት ክቡር መዓርግ ስለ-ዝኾነ፥ ኣብዚ መዓርግ’ዚ ካብ ዝርከቡ ሰባት፥ ንሚዛን ዝኸውን ክብደት ዘይብሉ ፈኵስ ዘረባ ክስማዕ፥ ትጽቢት ክግበረሉ ኣይከኣልን። እዚ ዘሎናዮ ሻምናይ-ሺሕ ዘመን ግና፥ ካብቲ ክኸውን ዝግብኦ መስመር ወጻኢ፥ ካልእ ስእሊ’ዩ ዘርእየና ዘሎ። ከመይሲ ገለ ጳጳሳት ጸሊም ብምኽዳኖም እንተ-ዘይኮይኑ፥ ካብቲ ጸሊም ክዳን ወጻኢ፥

READ MORE

ዝርዝር ናይቲ ዝምምዕ ከምዘይተገልጸ፡ ቢቢሲ ዝርከቦም ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ክሕብሩ ከለዉ፡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ `ቲ ርክብ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ ርክብ፡ ` ክፉት፡ ቅጥታውን ውጽኢታውን` ከምዝነበረ ሓቢሩ። ፕረዚደንት ትራምፕ፡ `ጸወታታት ኲናት` ደው ከምዘብል ክገልጽ ከሎ፡ መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን መደበር መፈተኒ

READ MORE