Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፍሉይ ቤትፍርዲ ይግባይ እስራኤል፡ ትማሊ ሓሙስ 15 ለካቲት ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፡ ካብ ሰራዊት ኤርትራ ምምላጥ ሕቶ ዑቕባ ንምቕራብ ዘኽእል ብቑዕ ምኽንያት ምዃኑ ምውሳኑ፡ ነቶም ካብቲ ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ግዱድ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ኣምሊጦም ኣብ እስራኤል ዝርከቡ፡ ካብ ዕለት 1 ሚያዝያ 2018 ናብ ዘይተፈልጠት ሳልሰይቲ ሃገር ክስጎጉ

READ MORE

ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ፡ ዝመርሖ ዝነበረ ሰልፊ ANC ማለት ኣፍሪቃዊ ሃገራዊ ባይቶ፡ ስልጣን ክለቅቕ እንዘየለ ግን ንምውጋዱ ኣብ ፓርላማ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ ክካየድ ምዃኑ ብዝገበረሉ ብርቱዕ ጸቕጢ ስልጣን ክለቅቕ ድሕሪ ምግዳዱ ሚስተር ሲሪል ራማፎዛ ሎሚ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ብምዃን ቃል ማሕላ ፈጺሙ። ንሱ

READ MORE

“መርደኽ ንሓገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕን’ዶ - ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) 2ይ ክፋል   ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ ከም ዝገለጽኩዎ፡ ናብ ሚድያ ቅድሚ ምውጽአይ፡ ምስ መስረትን መራሕትን መድረኽ (ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተን ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወ/ገርግስን) ብመንገዶም ከኣ ምስ ሓው ሰመረ ተ ሃብተማርያም፡ ብመንገዲ ኢመይል ከም ዝተዘራረብኩ፡ እቲ ዝረኸብኩዎ

READ MORE

ማሕለኻ ዘይብሉ ጸባ ድፉእ! ሕጊ ዘይብሉ ህዝቢ ጥፉእ!’ ቀዳማይ ክፋል “ክወግሕ’ዩ ቀደድ ክብል ለይቲ!”  (ኣዝማሪኖ.ኮም)                                                                                                                       ዳስ ክንትክል ኢና ክነንጽፍ ሰቲ                                                                                                                             ክንቅበል ኢና ካብ ስደት ተመለስቲ                                                                                                                           ክንጎዪ ኢና ናብ ስራሕ ትምህርቲ                                                                                                                                      ኣብ ደምበ ሳዋ ክነልምዕ ኢና ኣሕምልቲ ህዝቢ ኤርትራ ዘይጸዓድ ጅግና ከም ዝነበረ ቅልጽሙ ዝጠዓሙ፡ መኪቱ ዝጎሓፎም፡ ባእዳውያን

READ MORE

ኣብዚ ዘለናዮ መዋእል፡ ይኽፋእ ይጸብቅ፡ ንዝበዝሐ ክፋል ሕብረተሰብ ወይ ንውልቀሰባት የገልግል ብዘየገድስ፡ ብዘይካ ኤርትራ ቅዋም ዘይብላ ሃገር የላን። ኣብ ዘመናዊት ዓለም፡ ኤርትራ ጥራሕ’ያ ብዘይ ቅዋም፡ ዜጋታት ዝጭወዩላ፡ ብዘይ ህዝባዊ ምርጫ ብሓደ ሰብ ትምራሕ ሃገር። መንግስቲ ወይ ሃገር ዝምርሓሉን ዝቅየደሉን ሕግታት ስለዘየለ ከኣ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡

READ MORE

ስርዓት ኢሰያስ፥ ነቲ ኣንጻር ሃገራውያን ዝገብሮ ዘሎ ዘመተ ብምቕጻል፥ ንተጋዳሊት ኣልማዝ ሃብተማርያም(ቸንቶ) ኣብ ማአሰርቲ ዳጉኑዋ። ተጋዳሊት ኣልማዝ ሃብተማርያም፥ ብዓልቲቤት ሚኒስተር ፊናንስ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ብርሃነ ኣብረሀ ኮይና፥ ኣብ ሰብዓታት ተሰሊፋ ዝተጋደለት ኣደ አያ። እዛ ክብርቲ ኣደ፥ ብሰነ ስርዓታ፥ ሓልዮታን ሃገራዊ ኣበርክቶኣን ዝተፈልጠት ኮይና፥ ግዳይ አዚ ሰርዓት ካብ

READ MORE

ማሕበር ረዲትን ምዕባለን ኤርትራ ናይ ግብረ ሰናይ ማሕበር ብኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ብነጻ ድልየቶም ዝተመስረተ ኮይኑ፥ ንዝኾነ ይኹን ጽልእን ፍልልይን ድሑር ሕብረተሰባዊ ኣታሓሳስባ ኣብ ደቂ ሰባት ብሓፈሻ፥ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ብዓቢ ጭቆና ተፋላልዩ ዝናጻጸግ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ መኪቶም ዝሰዓሩ እዩ ተመስሪቱ። ነዚ ማሕበር ብዓላማ ክንምስርቶ

READ MORE

እታ ዓንተር ቅድድም ብሽግለታ ዝኾነት ኤርትራ፡ ኣብቲ ካብ 13 ክሳብ 18 ለካቲት፡ ንመበል 14 ግዜ ብኣህጉር ኣፍሪቃ ደረጃ ኣብ ሩዋንዳ ዝካየድ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ጽርግያ እትሳተፍ ሓያል ጋንታ ከምዝረቚሐት newtimes ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ሩዋንዳ ኣገንዚቡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ እታ ብ ፈደረሽን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ትማሊ ሰኑይ ዝተረቚሐት

READ MORE

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ንነፍሱ ፍትሒ ዘይምነ / ዘይደሊ ሰብ ክሳብ ሕጂ ኣይተወልደን። ኣይክውለድን`ዩ ። ኪኖ`ዚ ዘሎ  በዳሂ ስጉምቲ ግና ንናይ ኻለኦት ፍትሒ  ምምናይን ምስራሕን ምስዋእን `ዩ። ኣብ`ዚ ዝሓለፈ 200 ዓመት ከም ኣርኣያ ፍትሒ ክንወስዶም እንኽእል ከም ኣብራሃም ልንኮን ንስንሰለት ባርነት ዝበተኸ፤ ብሰንኪ ፍትሓውነቱ ዝተቀትለ። ከም ማህተማ ጋንዲ

READ MORE

“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ሕዱር ውልቃዊ ቅርሕንቲ’ዶ - ስዉር ቅሙጥ ፖሊሲ? ታደሰ ኪዳነ  ( በርሚንግሃም)          03/02/2018 ቀዳማይ ክፋል ነዚ ሓበሬታ’ዚ ናብ ሚድያ ቅድሚ ምዝርግሐይ፡ ምስ ኣዳለውቲ መርበብ ሓበሬታ “መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ” ክራኸብ ፈቲነ ኢየ። ኣብ ገጻት መርበብ ሓበሬታኦም ኣትየ “contact us” ዝብል ረኺበ፡ ዘለኒ ስኽፍታን ርእይቶን ጽሒፈ ክሰድድ ተደጋጋሚ ፈቲነ። ፍጹም ኣይከኣልኩን፡ ከሕልፈኒ ኣይከኣለን። ንብዙሓት

READ MORE

እቲ ኣብ ሓዋርያዊ-ሰንሰለት መንበረ-ማርቆስ፥ ጸኒዑ ይርከብ ከም ዘሎ ዝእመነሉ፥ ብብፁዕ ኣቦና ኣቡነ-መቃርዮስ ዝምራሕ ዘሎ መንበር። ሓድነት ቤተ-ክርስቲያን ንምዕቃብ ብዘለዎ ሓላፍነት፥ ብብዙሕ ክንቀሳቐስ ምጽንሑ ዝፍለጥ’ዩ። ድሕሪ ፓትርያርክ-እንጦንዮስ ኣብ ትሕቲ መቝሕ ምእታዎም፥ ማለት ካብ 1998 ዓ/ም (2006) ኣትሒዙ። እዚ ብብፁዕ ኣቦና እናተመርሐ ዝጐዓዝ ዘሎ መንበረ-ጵጵስና፥ ታሪኽን ክብርን

READ MORE

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ልቦናን ሓላፍነትን ዘይብሎም ገበነኛታት ኩናት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዘለዎም ጆኦግራፍያዊ ኣቀማምጣ፡ ንዓመታት ዝተሰረተ ታሪኽን ዝመሳሰል ባህልን፡ ብስኒትን ብፍቅርን ንኽልቲኦም ዘርብሕ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ምትሕግጋዝ ከካይዱ ምቹእ ዕድላት ኣለዎም። ይኹን እምበር መራሕቲ ናይ ክልቲአን ሃገራት ካብ 1995 ጀሚሮም፡ ብዝተኸተልዎ ልቦናን ሓላፍነትን ዝጎደሎ ተጻባኢ ኣሰራርሓ፡

READ MORE