Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ከተማ ለንደን፣ ብሓንቲ ‘ቫን’ ሰባት ብምርጋጽ ፣ከምኡ ‘ውን ብናይ ካራሩ ብግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ትማሊ ምሸት ህይወት ሸውዓተ ሰባት ድሕሪ ምሕላፉን 48 ሰባት ድሕሪ ምቝሳሎምን፣ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ዓዲ እንግሊዝ ትሬዛ መይ 'enough is enough' (ደጊም ይኣክል) ብምባል እስላማዊ ግብረሽበራ ደው ንምባል ሓያል ግብረመልሲ ከዘድሊ ምግላጻ ሮይተርስ

READ MORE

መዓልቲ ስዉኣት ብምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ክትዝከርን ክትክበርን ዘለዋ መዓልቲ ምዃና ዝስሕቶ ሰብ የሎን። የግዳስ ምስ ምንዋሕ ግዜ ይኹን፡ ምረት ናይቲ እዋን፡ ክብሪ ናይዛ ታሪኻዊት ዕለት ከህስሱ ዝፍትኑ ሰባት ኣይተሳእኑን። ውልቀመላኺ ኢሳያስ ንመዓልቲ ስዉኣት ብቓላት’ምበር ብግብሪ ዘየኽብራ ክነሱ፡ ዓመት መጽአ ስምዒት ህዝቢ እናተንከፈ ከም መሸቀጢ ክጥቀመላ

READ MORE

ዋና ዳይረክተር ሃገራዊ ቦርድ ላዕለዋይ ትምህርቲ ኤርትራ ኮይኑ ን ኣስታት 10 ዓመታት ክሰርሕ ዝጸንሐ ዶር ታደሰ መሓሪ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብ ስርዓት ህግደፍ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ምንጭታት ሓቢሮም። ዶር ታደሰ መሓሪ ዝደስከለሉ ምኽንያት ብልክዕ ኳ እንተዘይተፈልጠ፣ እቲ ስርዓት ንኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ኣፍሪሱ፣ ቆእቲ ስርዓት ንኣካዳምያዊ ውጽኢት ዓሊሙ

READ MORE

(ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ)  ዝኸበርኩም አሕዋትን አሐትን ደቂ ሃገር!! ሎሚ መዓልቲ መበል 26 ዓመት ጽንብል ነጻነት ኤርትራ ከነብዕል ከለና፣ ብሐደ  ወገን ህዝብና ከይተሐለለ ተስፋ ከአ ከይቆረጸ  አቐዲሙ  ብሰላማዊ ፖለቲካዊ አቀላልሳ፣ ቀጺሉ ከአ 30 ዓመታት ዝወሰደ መሪር ብረታዊ ተጋድሎ  ጸረ ባዕዳዊ ሐይሊታት ብሰዓርነት ነጻነቱ

READ MORE

ካብ 2017-18 ክኸውን ዘለዎ መድረኻዊ ዕማም ፖለቲካዊ ውድባትን፣መንእሰያትን፣ ህዝብን (ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ) ኣቐዲመ ንማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ፣ ሓድሽ ውደባን ኣሰራርሓን ኣማዕቢላ፣ ንዝተፈላለየ ሓሳባት ዘለዎም ጸሓፍቲ ከተተኣናግድ ብዝገበረትልና ዕደመ ዝለዓለ ምስጋናይ አቕርብ። ኣስዒበ ከኣ ንኹልኹም ኣባላትን ኣጋይሽን ዕድሜና ኣኽቢርኩም በዓል ነጻነትና ብፍሉይ ኣገባብ ንምብዓል

READ MORE

(ንበዓል ግንቦት 24, 2017 ኣብ ሳንድየጎ ዝተዳለወ)   ኤርትራ እኳ ጥንታዊትያ ብቐደማ መሬተ ነገስታት ፑንተ ነበረ ስማ ምድረ ባሕሪውን ተባሂላ ካብ ፈለማ ባሕረ ነጋሲ ትሸይም ከም ስማ ድባርዋ ነበረ መናገሻ ከተማ መግዝእቲ ቱርኪ ን300 ዓመታት ተጸሚማ ግብጺውን ን 17 ዓመታት ደገማ ከይዕረፈት ብዘይ ፈውሲ ንሕማማ ፋሺሽቲ ጥልያን መጸ ዝረግጽ ብጫማ።   2ይ ውግእ ዓለም ንጥልያን ኣባረረ መግዛእቲ ቀጸለ

READ MORE

ብቐዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕካ። ኣብ ሂይወትካ ዝተማልኤ ጸጋ-ጥዕናን ሰላምን ቅሳነት ንኽህልወካ ናይ ወትሩ ትምኒትና እዩ።  ንሕና ብዘይካቲ ናይ ኩልና ሻቕሎት ኮይኑ ዘሎ ሃገራዊ ጉዳይ  እንተዘይኮይኑ፡ ካልእ ጽቡቕ ኣለኹ። ዝኸበርካ ረድኢ፡ ኣብ መደብ ህይወትና ምስ ራድዮ ድምጺ ኣሰና ዝገበርካዮ ቃለ-ምልልስ ክንሰምዖ ክኢልና፡፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሓሙሻይን

READ MORE