Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መስርዕና ኣብ 80 ታደሰ ኪዳነ      በርሚንግሃም                ብምኽንያት 20 ሰነ 2017   ኩለን ሃገራት ዓለም፡ ንዘዝሓለፍኦ ኲናትን ምረትን እናዘከራ ዝትርኻሉን፡ ንዝሓለፉ ጀጋኑአን ዝዝክራሉን ነናይ ገዛእ-ርእሰን ዕለታት ኣለወን።  20 ሰነ’ውን፡ ነቶም ሃገሮም መዓርን ጸባን ዝሕለባ፡ ብልጽግትን ምዕብልትን ክትኮኖሎም ኣሚኖም፡ ነቲ ዘይከኣል ዝኸኣሉ፡ ነቲ ዘይሕለፍ ዝሓለፉ፡ ንሳቶም’ውን ኣብቲ ጉዕዞ ዝሓለፉ ስዉኣትና

READ MORE

ነገር ተመርዒኻ ማዕሰብቲ እንድዩ፡ ስትዮን ጽምኦን ድማ ኮይና ወያ “ተመርዒኻ ተዓሰብ” ብዝብል ኣርእስቲ ጀሚራ “ይ ቕጽል” ኢላ ዝቐነየት ጽሑፍተይ። ብርግጽ’ውን እታ ኣርእስቲ ብትሕዝትኣ ኮነ መጠና ልክዕ ከምተን እኒ “ፖለቲካዊ መና ውር፣ ስንክሳር መግዛእቲ” . . . .ዝኣመሰሉወን ካብ ትሕዝቶ ናይ’ታ “መጽሓፈ-መጻሕፍቲ” ዝሰመኹዋ መጠረዚት ሰነዳተ ይ

READ MORE

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ። ብምቕጻል ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ጽሑፈይ ብ2003 ምስ ሓደ ካብ ክልተ ወለዱ ተጋደልቲ ህ/ግንባር ዝነበሩ ዝተወልደን ኣብ ውሽጢ እቲ ኣእምሮ ደቂ ሰባት ዝብርዝ ሕሱም ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝዓበየን መትከል ተ/ሚካኤል ዝተባህለ ተመሃራይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ነበር ብዝገበርክዎ ዕላል’የ ክጅምር። ብ2002-2003

READ MORE

ዝኸበርኩም ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግሪንፈል ታወር ለንደን ብዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ፡ ኣርባዕተ ካብ ኣባላት ቤተሰብና፡ ማለት መሓመር ኑር ትኩእ፡ ኣማል ኣሕመዲን፡ ኣማያ ትኩእ፡ ኣምና መሓመድ ኢድሪስ፡ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ኣድራሻን ሰዓታትን፡ ናይ ምብጻሕን ምጽንናዕን ቦታ ኣዳሊና ምህላውና

READ MORE

ጅቡቲ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራን ጅቡትን ዝርከብ ብ ዓቃብ ሰላም ቀጠር ተታሒዙ ዝነበረ “ኣሻማዊ ቦታ” ተቖጻጺራ ክትብል ሎሚ ዓርቢ 16 ሰነ ንኤርትራ ከምዝኸሰሰታ ሮይተርስ ሓቢሩ። ኣብቲ ስዑዲ ዓረብን መሓዙታን ምስ ቀጠር ዝቐነየን ምፍጣጥ፣ ኤርትራን ጅቡትን ሻራ ስዑዲ ድሕሪ ምዃነን እያ ቀጠር ኣብቲ ብ 2008 ንኤርትራን ጅቡትን ኣብ

READ MORE

ነበርቲ ጋዕቤን ነጻነት ካብ ዝርከብ ጀሚርኩም በቲ ከፋፊልን ጨቋንን ጨፍላቕን ስርዓት መሰል ኤርትራዊነትኩም ተነፊግኩም በዚ ሕጊ ኣልቦ ስርዓት ን25 ዓመታት ከም ዝተሳቐኹም ኩሉ’ቲ ኣብ ከባቢኹም ዘሎ ህዝቢ ዝርዶኦ ሓቂ ኢዩ። ንኹሉ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘሎ ኤርትራዊ ብሩህ ክኸውን፣እቲ ጠንቂ ናይዞም ክሳብ ደቂ 80 ዓመት ከይተረፉ

READ MORE

በቲ ናብ ትማሊ 14 ሰነ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ለንደን  Grenfell Tower ኣብ ዝተባህለ 24 ደርብታት ዘለዎ ህንጻ ዘጋጠመ ከቢድ ቃጸሎ ናይ ዝሞቱ ግዳያት ቁጽሪ 17 ከምዝበጽሐ ፖሊስ ለንደን ሓቢሮም። 37 ግዳያት ኣብ ሆስፒታል ክንክን ይግበረሎም ከምዘሎ ብምግንዛብ ከኣ እቲ ቁጽሪ ክውስኽ ከምዝኽእል ስግኣቶም ገሊጾም።

READ MORE

ሰብኡተን ኣብቲ ደረት ዘይብሉ ‘ሃገራዊ ኣገልግሎት’ ብምጽማዶም ደቀን ምንባይ ስኢነን ብዓቕሊ ጽበት ናብ ኢትዮጵያ ክሰግራ ኸለዋ ኣብ ዶባት ዝተሓዛ ዘለዋ ኤርትራውያን ኣዴታት፣ ሰበስልጣን ስርዓት ኢሳይያስ፣ ካብቶም ናባዪ ዘይብሎም ህጻናት ደቀን እናፈለዩ፣ ንዘይተወሰነ ግዜ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ይዳጉኑወን፣ 70 ሽሕ ናቕፋ ክኸፍላ የገድዱወን ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት

READ MORE

ዝኸበርካ መጋድልተይን ወዲ መስርዐይን ስዒድ፡ ፈለማ ኩነታት ጥዕናኻ ክሓተካ ፍቀደለይ። በቲ ኣብ ኣካላትካ ዘሎ ደርዘናት እስኮጆታት ከምትሳቀ ዝስሓት ኣይኮነን። ኣብ ገድሊ እንከለና’ኳ፡ ነቲ ኣብ ነብስና ዝተደኮነን ዝተኻረየን ቁርጽራጽ ሓጻውንን ጠያይትን “ስልማት ናጽነት” ኢልና ኢና ንጽውዖ ኔርና። ገጽ ንገጽ ካብዘይንርእአ ድሮ 30 ዓመታት ኮይኑ’ሎ። ኣነ’ኳ፡ እታ ኣብ

READ MORE

ናብ ራድዮ ኣሰና እዚ ንሰዶ ዘለና ናብ ሓፋሽ ህዝቢ ብዝጥዕመኩም ከተቃልሕዎ ንሰደልኩም ኣለና ፣ሽመይ ንዓኩም ጉዱስ ሓውኩም ካብ ኤርትራ። ተቐማጦ ዓዲ ጋዕቤን ኣውያተናን ጥርዓናን ሰማዒ ስኢኑ፡ንግፋዕ ኣለና። ፍትሒ ተቐቢራ፡ መንግስትን መራሕትን ኣብ ዘይብላ ሃገር ኣመሓዳሪ ን/ዞ/ዓዲ ዃላ ኣቶ ተኽለብርሃን ምሕረትኣብ ብዘይ ኣገባብ ካብ ዕለት 10/04/2017 ክሳብ

READ MORE

እቲ እማመ ምእንቲ ክዕወት ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት “እማመ ንሓባራዊ ዕዮ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ” ኣውጺኡ ኣሎ። እዚ እማመ ብሃንደበት ዝመጸ ዘይኮነ መሪሕነት ሰልፊ በብግዜኡ ካብ ኣባላቱን ዝተፈላለዩ ወገናትን ክቐርብ ዝጸንሐ ለበዋታት ኣብ ግምት ኣእትዩ ክሓስበሉን ከጽነዖን ዝጸንሐ እዩ። እዚ ንርከበሉ

READ MORE

The Eritrean-Canadians Festival for Unity, Reconciliation and Justice in                                    Toronto, Canada July 1-2 2017.  BACKGROUNDER:- “The Eritrean-Canadians Festival for Unity, Reconciliation and Justice” scheduled to be held on July 1-2, 2017 in Toronto, Canada is the first of its kind and is expected to be a major attraction for

READ MORE

ብልሙድ፡ ውድቀትን ሕላገትን ናይ ሓደ ምልካዊ ስርዓት፡ ውሽጣዊ ድኽመታቱን ጸገማት ሕብረተሰብን ንምሕባእ፡ ተዘሪናን ተጻብኦ ገጢሙናን እናበልካ ንኻልኦት ምጥቃን፡ ኣብ በዓላት ጓይላን መደረን ምብዛሕ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዘቁጸልጽሉ ሓደስቲ ጭርሖታት ምዝውታር፡ ኣብ ጎደናታት ዓቢ ወተሃደራዊ ምርኢት ምክያድ፡ መደረ መራሒ ምድግጋምን ምስልታቱ ኣብ ጎደናታት ምንጥልጣልን ከምኡ’ውን ዘይሕማምካ

READ MORE

ርእሰ-ዓንቀጽ ሰደህኤ እዋኑ ኣብ ዝሰሓተ ውድድር ተኣሊኽና፡ ነቲ ቀንዲ ዕማም ዘመንና ዝኾነ ምልጋስ ምልካዊ ስርዓት ዝግብኦ ትዅረትን ክብርን ከሊእናዮ ኢና። በዚ ዘየድማዒ ቀዳምነታት ዘመሳቕል፡ ዓቕምና ኣብ ካልኣዊ ጉዳያት ዘህልኽ ኣገባብ ኣቀላልሳ እንተቐጺልና ዕድመ መለኽቲ ክነውሕ ስቅያት ህዝብና ድማ መመሊሱ ክውስኽ እዩ። በዚ ምኽንያት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ

READ MORE

ጻማ ክቡር መስዋእቲ ክቡር ናጽነት ካብ ዝጥለም፡ እነሆ ናይ ካልኣይ ርብዒ ዘመን ቀዳማይ ዓመት ረጊጽና። ``ማሕበርካ ቦዀረ፡ ሻራኻ ተሳዕረ ኣይበሉኻ `` ከም ዝበሃል፡ ብሰሪ ብትም ምባልናን ተፋናጪልና በብውልቀ ምሕሳብናን፡ ውልቀመላኺ ዓጋቲ ስኢኑ ኣብ ዓለም ብዘይተራእየ ውስጠ ምጽናት መንእሰያትናን፡ ዕንወትን ድሕረትን ሃገርናን ብሚእቲ ዓመታት ዘይሓዊ ስምብራት

READ MORE

  [caption id="attachment_30631" align="alignleft" width="900"] ቤትጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣቡ ደቢ (ኣብ ጐድኑ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ኣሎ) ቤትጽሕፈት ኤምባሲ ህግደፍ (ኣብ የማናይ ሸነኽ ዘላ ባንዴራ ኤርትራ ተዓዘብ)[/caption] ህግደፍ በቲ ሓደ ካብ ሃገሮም ንዝውጽኡ ዜጋታቱ ኣብ ዶብ ሃገሮም ብጥይት ክቐትሎም ከሎ፡ በንጻሩ ሰላማዊ ህይወቶም ክኣልዩሉ ኣብ

READ MORE

እቲ ዋና ተልእኾ ፥ ማሕበር ምጥርናፍ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ፡ “ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን ልዕላውነትን ብምርግጋጽ ፥ እዋናዊ መድረኻዊ ቃልስና፥ ሃገርን ህዝብን ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ ስቓይ ንምድሓን  ኣብ ዝሰፍሐ ንህዝብና ዝእክብን ዝጥርንፍን ዓውደ መቃለሲ ኣብ ትሕቲ ንጹርን ግሉጽን ሓባራዊ ባይታ ኣንጻር እቲ ጸረ - ፍትሒ ዝዀነ ስርዓት

READ MORE