Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቲ “ሃብታም ኤርትራ ‘ምበር ሃብታም ኤርትራዊ ኣየድልየናን እዩ” እናበለ የዋሃት ዘታለለ ውልቀመላኺ ኤርትራ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ ነቶም ኣብ መወዳእታ መዓልታት ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ነበር ኣቶ እስቲፋኖስ ከሎ ብፍራንኮ ቫሉታ ኣቑሑ ብግቡእ ኣቐሪጾም ብወደብ ባጽዕ ከእትዉ ዝተፈቕዶም ነጋዶ ኣቑሑቶም ናብ ባጽዕ ምስ ኣተወ ኣስታት 1400 ኮንተይነራት ብዘይ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ፍጥረት፡ ኩሉ ነገራት እተተሓሓዘ፡ እተኣሳሰረ ወይ እተዛመደ እዩ። ንበይኑ ጠልጠል ኢሉ ዚነብር የሎን። ከምዚ ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ፍጥረት እቲ ሓደ ነቲ ዘድልዮ ነገራት ካብቲ ሓደ እናተጸበየ (interdependence) ወይውን እናተጸላለወ (interaction) እዩ ዚነብር። ምስ ዝኾነ ይኹን ከይተኣሳሰረ ወይ ከይተዛመደ ንበይኑ ህላዌ ዘለዎ ሓይሊ ወይ

READ MORE

ኣብ ደቡብ ሱዳን መሪዲ ኣብ ዝተባህለት ከተማ ደቡብ ሱዳን ብሰኑይ 6 ሓምለ፣ ኣብ ሰዓታት ስራሕ ሰለስተ ኤርትራውያን ብሓደ ዕጡቕ  ብግፍዓዊ መንገዲ ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቶም ኣብ Eastern Equatorial State ግዳይ ናይቲ መጥቃዕቲ ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ኣቦን ወዱን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እዮም። እቲ ዜና ናብ ኣሰና ኣብ

READ MORE

ኣምባሳዶራትን ስርሒት ሂወት ኣድሕንን።        07.07.15፡ ወለድናስ “ንእሽቶ ውራይ’ሞ ግበር ሰብካ (ፈተውትኻን ጸላእትኻን) ክትፈልጥ” ክብሉ እንከለዉ ብተግባር ዘረጋገጽዎ ፈተና ከምዝነበሮም እንሆ ንዓና’ውን በጺሕና።ከምዚ ዘበለኒ ምኽንያት ነቲ ድሕሪ’ዚ ሓድሽን ኣብ ብዓለሙ ዝተወደበን ናይ 26 ሰነ 2015 ዝተገብረ ሓያል ሰልፊ ዝፈጠሮ ጥርዚነት ክጠቅስ’ምበር እዚ ዝቐነየ ናይ ‘ይኣክል’ ናዕብና ኣነኣኢሰዮ

READ MORE

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ንቤት ምኽሪ ሃገሩ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ: ህግደፍ ንጎረባብቲ ሃገራት ምሕማስ ምቕጻሉ ገሊጹ:: ንሱ:መንግስቲ ኢትዮጵያ: ምስ ኬንያ: ጂቡቲን ሱዳንን ዘለዎም ብደረጃ ኢጋድን ብክልተኣዊ ርክባትን ዝነኣድ ውጽኢት ከምዘመዝገቡ ጠቒሱ:  ብኣንጻር ናይቲ ኢትዮጵያ እትገብሮ ናይ ሰላም ጻዕሪ: ህግደፍ ነቲ ከባቢ ናይ ምህዋኽ ተግባራቱ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ብኣጋጣሚ’ቲ ብኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝቀረበ ክሲ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ብሰላማዊ ሰልፍን መራኸቢ ብዙሓንን ኣቢሎም ነቲ በቲ ውድብ  ዝቀረበ ጸብጻብ ደገፎም ገሊጾም። ብኣንጻሩ ስርዓት ህግደፍ በቲ ንሱ ዝውንኖ ጋዜጣ፡ ራድዮን

READ MORE

ኣቡነ ሲኖዳ፡ ብሰንኪ ዝዘርእዎ እከይ ተግባራት ዉርደት ከምዝሓፍሱ ኮይኖም እቲ ቀንዲ ምኽንያት ነዛ ጽሕፍቲ ክንጽሕፍ ዝገደደና አቲ ብዕለት ሰነ (June) 28,2016 ኣብ ኣሰና ዶት ኮም “ ጳጳስ ኣሜሪካን ካናዳን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተከርስቲያን ኤርትራ” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ሓበሬታ ተሓዊስዎ ስለዘሎ መልሲ ንምሃብን ከምእውን

READ MORE

እቶም ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት ‘ዚ በቲ ISIS ወይ ከኣ ዳዒሽ ተባሂሉ ዝፍለጥ ጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ኣብ ሊብያ ብጠያይቲ ዝተረሸኑን ብኻራሩ ዝተሓርዱን ኣመንቲ ክርስትና፣ ቁጽሮም 56 ከምዝኾነን ዝበዝሑ ኸኣ ኤርትራውያን ምንባሮምን፣ ኣብቲ ናይ ምርሻን ህሞት ኣማኒ ምስልምና ምዃኑ ድሕሪ ምግላጹ ካብ መቕተልቲ ዝደሓነ  ነቲ ናይ

READ MORE

An Illustration of the Manipulative and Destructive Self-Appointed Dictator and his Cohorts in Eritrea Paper Presented at the 16th International Academy of African Business and Development (IAABD) Conference from May 13-16, 2015 at Strathmore University, Nairobi, Kenya  By Desalegn Abraha, Ph. D Associate Professor in Business Administration Email: desalegn.abraha@his.se           Abstract:

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣንበብቲ ነዛ ሓጻር ዓንቀጽ በጃኻትኩም ኣንቢብኩም ናብ ዘይኣንበባ ኣሳግርዋ፡፡ ኣይትንዓቕዋ ዝእረም ወይ ዝንቀፍ እንተለዋ ወስኹላ ኣርምዋ፡፡ ሓላፍነት ናይዛ ጽሕፍቲ ተሓታቲ ባዕለይ ኢየ። ብዛዕባቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ኣብ  ዕለት 26 ኣብ ከተማ ጀነቫ ዝተኻየደ ድሙቕ ሰለማዊ ሰልፊ ብባህር ጋዜጠይና ኣማኑኤል ኢያሱን ብሰፊሑ ብስእልን ቪድዮን ተተንቲኑ። ኣብ

READ MORE

ሓድነት ትካላት መርበብ ሓበሬታ ደምበ ተቃውሞ! ሕጂ!!! ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ሓድነት ኣብ ሓደ መስርሕን ክውን ነገርን ዘለዎ ጥቕሚ ብምግላጽ ‘ዬ ዝጅምር። እስኪ ሓድነት ኣብ ስድራቤት ዘለዎ ጥቅሚ ንርአ። ስድራቤት ምስሊ ናይ መንግስቲ እዩ። ኣላይ ስድራ ኣቦ ኣደ ዓቢ ሓዊ ወዘተ እንዳበለ ዝወርድ ሰንሰለታዊ መስርሕ ‘ዩ። ሓድነት

READ MORE

ኣንታ እንታይ ተረኽበ ኣዬ ዓቕሊዶ ጸበበ ላዕልን ታሕትንዶ ኮነ መሸንቆቓ ዶ ጸቢባ ዘድምዕ ጊዜ ምስባኸነ ህዝቢ ምስ ምስተበታተነ ለባማት ደቂ ሃገርና ድጋጊሞም ሚዒዶም ዝሰምዕ ምስተሳእነ እዋይ ሕማቕ ዕድል ኣየ ህዝብና እዚዶ ትፍደ ከም ብደው ዝዓወነ ብገርማዕ ወዲ ገርማዕ ምስተማሓደረት ሃገር ክህሎቶም ዝበነነ ዓለም ካባና ትማሃር ኣላ አንዳበሉ ዝጭድሩ ከም ሰብ

READ MORE

ንመስከረም ዶት ነት ዓገብ ክብል እደሊ። ከም ሽም እቲ ዝዓበየ ተቃዋማይ መርበብ ሓበሬታ ስያመ ተዋሂብዎ ‘ሎ። ተቃዋማይ ዝብል ሽም። ብግብሪ ግን ኣይከምሽሙን። ተቃዋማይ እንተኾንካ እኮ ክህልወካ ዘለዎ ዕላማታት ንጹርን ፍሉጥን እዩ። ብሽም ተቃዋማይ ግን ከኣ ደጋፋይ ኮንካ ምቅራብ ኣይግድን። ንዝበልሐ መጉደሚ ኮንካ ከምቅራብ እዩ። ኣብ

READ MORE

  "እቲ ምርጫ ንጹር እዩ።  ወይ ምስ ሕቡራት ሃገራት ወይ ምስ ሃገርካ ምውጋን።" "ሎሚኸ፡ ንካልኣይ ግዜ መጻኢ ዕድል ኤርትራ ብሕቡራት መንግስታትክውሰን?" "እንተ ብፍላጥ፡ እንተ ብዘይፍላጥ: መጻኢ ዕድል ኤርትራ ብሕቡራትመንግስታት ንኽውሰን ዘተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀነቭ።" "ሬድዮ ወያኔ ሬድዮ ወጋሕታ ዘቕረቦ ጸበጻብ ሰላማዊ ሰልፍታት

READ MORE

ብቀዳምነት ሰላምታና ነቐርብ። ቀጺልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ እንድያናፖሊስን ከባቤአን ነቲ ተወንዚፉ ዝጸንሐ ዓመታዊ ጉባኤና ንምዝዛምን ንምስልሳልን ንዕለት 07/11/2015 ከነካይድ ስለዝኮንና ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ፡ ጉዳይና ስለዝኮነ ጻዊዕትናን ዕድሜናን ኣክቢርኩም ብሳዓትኩም ክትርከቡልና ብትሕትና ንምሕጸን፡፡ ነዚ መደብ’ዚከኣ ንዘይ ሰማዑ ጉድሳት ሰባት ንምሕባር ኣብ ጎስጎስ ነብሲ ወከፍ ክትተሓባበሩና  ኣሰናዳዊት ሽማግለ ማሕበር

READ MORE

ምስ ብዙሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሱዳን ናብ ሊብያ ኣብ ዝኣተዉሉ እዋን በቶም ISIS ተባሂሎም ዝፍለጡ ጥሩፋት እስላማውያን ድሕሪ ምትሓዞም ዘምለጡ ክልተ ኤርትራውያን፣ ምስኣቶም ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዓሰርተታት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን መንእሰያትን ኣብ ትሕቲኦም ተታሒዞም ከምዘለዉ ብምርግጋጽ፣ ኤርትራውያን ኣብ ኢድ እዞም ጨካናት ጉጅለ ከይወድቁ ብጽኑዕ ኣተሓሳሲቦም። እቲ ሓደ

READ MORE

ሁማን ራይትስ ዎች ሎሚ 2 ሓምለ ናብ ምክትታል ዶባትን ኢሚግሬሽንን ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ፣ ነቲ ኣብ ሰንኮፍ ጸብጻብ ደንማርክ ተመርኵኵሱ ቀይሩዎ ዝጸንሐ መምርሒ ዑቕባ ዝሓቱ ኤርትራውያን ስደትኛታት ሰሪዙ፣ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ሃገሮም ዓመጽን ስቓይን ዝወርዶም ዘሎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘንጸባርቕ ኣብ ጭቡጥ ሓበሬታ ዝተምርኮሰ ሓድሽ

READ MORE