Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብ20 ታሕሳስ,2014 ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝመጽኡ ተስፋልደት ስምኦን፣ ተመስገን (ባዚጋር)፣ መሓሪ፣ ኣርቡሻ፣ ዳዊት፣ ጆን፣ ሳሚ ብርሃነ ዝርከቡዎም ድምጻውያንን ሙዚቀኛታትን ዝሓዘት ሓንቲ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ባህላዊ ምሸት ኣካይዳ ነይራ። እዚ መደብ ካብ ካልኦት ልኡኻት ስርዓት ዘዳልዉዎም መደባት ዝፈልዮ ብበረኸት ኣለም ዝተባህለ ሓደ ውልቀ ሰብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ክልተ ሓድሽ ወረቐት መንነት፣ ማለት ናይ ስድራቤትን ናይ ውልቅን ወረቐት መንነት ናይ ምውጻእ ጎስጓስ ጀሚሩ። እቶም ምንጭታት ምስናይቲ ስርዓት ህግደፍ ዘርጊሑዎ ዘሎ መንነት ናይ ምርካብ ቅጥዒ ሰነዳት ኣተሓሒዞም ብዝሃቡና ሓበሬታ መሰረት፣ ደገፍቲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ከይተረፈ እቲ ቅጥዒ ኣዝዩ

READ MORE

ቋንቋ ፍሥሐየ መብራህቱ   ቋንቋ ኢዩ መዛረቢ መላዘቢ መቃረቢ መዋሰቢ መዋለዲ መዛመዲ መካየዲ መጻመዲ መናገዲ መማለዲ መፋቐሪ መካበሪ መናገሪ መፈከሪ መማኸሪ መነጸሪ መዋስኢ መጻብኢ መካትዒ መራትዒ መሞገቲ መነየቲ መፈጸሚ መለበሚ መሳነዩ መዛተዪ መወደሶ መሞገሲ መዋቐሲ መባኣሲ መሸምገሊ መጋላገሊ መሰንገሊ መዓንገሊ መፍለይ ቋንቋ ዘረባ መፍለይ ጸጕሪ ወለባ።   ቋንቋ ኣውጺኦምሉ ንዘረባይ በዓል በሊሕ ቀርኒ

READ MORE

ኣቦ ወንበር ኮምሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ነበር ዶር በረኸት ሃብተስላሰ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይይስ ኣፈወርቂ፣ ንሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ኣመልኪቱ ሎሚ ቕነ ኣብ ቴለቭዥን ንዝደገሞ ብድዐ ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፣ ብሕግን ቅዋምን ተማሓዲርካ ንምንባር ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ዘሎ ዓሚቝ ባህግን ድሌትን ብመደረ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ

READ MORE

2014 ዓመተ ምህረት'ውን ልክዕ ከም ካልኦት ዓመታት ናታ መዝገብ ታሪኽ ሒዛ ኢያ ትሓልፍ ዘላ። ኣረጊት ዓመት ኣፋኒና ሓዳሽ ዓመት  ኣብ ንቕበለሉ ዘለና እዋን መዛግብ ገናጺልና ከመይ ነበረት ምባል ኣድላዪ ኢዩ። ሰነዳት ዜናን ሓበሬታን ኣብ ግዚኡ ዜናን ሓበሬታን ይኹን'ምበር፣ ምስ ህላወን ድሕነትን ሓደ ህዝብን ሃገርን ዝትኣሳሰር

READ MORE

ኣንታ ንሕናስ ጹቡቕ ኣለና ከፊኡ ዘሎስ ናይ ህዝብና Tesfamariam Wel. 03/01/2015Norway   መጸ ድማ በዓል ሓዲስ ዓመት ህግደፍ ከብዱ መሊኡ ክጻወት ርኹባት ዝነበሩ ኣደራዕ ድኽነት ከሕልፎዩ ጸሊም ዓውደ ዓመት   ዘመነ ህ.ግ.ደ.ፍ እንኳን ዝብላዕሲ ኩባያ ማይ ተሳኢኑ ጎሮሮ መተርከሲ ከም ፐንሰሊን ኮይና ከም ፈውሲ ታይተሪፉዋ ክትስቀል ኣብ ፋርማሲ ብሓኪም ክትእዘዝ እያ ተጸኒሖምሲ   ጠለ በጊዕ ዝብለዓሉ ዝነበረ ቤት ደርሆኳ ተሳኢና ንምልክት ልደት ከሕለፎዩ

READ MORE

                          ኣመል ምስመግነዝ !     01. 01. 2015. ኣብዛ ዳሕራይ ዘይትድገም መወዳእታ መዓልቲ 2014 ኴይነ ንመላእ ዝብቢ ሃገርናን ዓለምን “እንኳዕ ኣብጸሓኩም” ክብል እፈቱ። ብልምዲ ንበሎ ብባህሊ ከምዝዝውተር ናይ መወዳእታ ዕለት ናይታ ትወጽእ ዓመት ካብገዛኻ ኣይውጻእን ኢዩ ይበሃል። ክውጻእ ኣድላ ይ እንተኾይኑ ኣብ ሰዓት ፍርቂ ለይቲ ዝግበር ስነ-ሰስርዓት ስንብታ

READ MORE

መርገም ድዩ ዕድል፡ ፍርሒ ድዩ ወይስ ዕሽነት፡ እንታይነቱ ብዘየገድስ ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ናይቶም ናተይ ዝብሎም ጨካናት ኣማሓደርቱ ካብ ዝኸውን እንሆ ልዕሊ ክልተ ዕስራ  ዓመታት ኣቝጺሩ ይርከብ ኣሎ።  እዚ ኣብ ህዝብና ወሪዱ  ዘሎ ኣደራዕ መግዛእቲ፡ ኣብ ካልኦት ህዝብታት እውን በብግዜኡ ወሪዱን ተራእዩን ኢዩ። ኮይኑ ግን፡ ከም

READ MORE

ህግደፍ ኣብ ጥቓ ምማቱ ብህዝብኹም ኣይትጻወቱ Tesfamariam wel. 31/12/2014/ Norway ጥሪት ህግደፍ ሕሰቡ ተበራበሩ ብዘየሎ ብሓሶት ኣይትደናገሩ ኪዱ ንዓዲ ንትዕዝብቲ ተዛወሩ ኣይትሰበኹ ባዕልኹም መስክሩ   ኣይትእመኑ ነዞም መዋቐስቲ ስደት ዘይምህሮም ተበለጽቲ ዘይረብሑ ስሱዓት ኮለስቲ ቁራቦ ሒዞም ክኣራርዩ ኣንስቲ   ጭኑቛት ተረኸቡ ቆልዑ ተሸገራ ንዝኣረጉ ስድራ ገንዘብ ክምእርራ መሰኪን ነብሰን ሸይጠን ዝነብራ ነዚ ሰሚዖምዮም ዝኸዱ ነስመራ   በሉ መስጣ ይውረድኩም ተካላት መርገም ነይሰዶ ዝተላገጸ በሕዋት እንከን ዘይብለን

READ MORE

ዘለናዮ ቅንያት፡ ብመሰረት ኣቆጻጽራ ናይ ጎርጎራውያን፡ ዓመተ 2014 ወዲእና ናብ ዓመተ 2015 ንሰጋገረሉ ቅንያት ኢዩ። ከምቲ ልሙድ፡ ነዚ ኣቆጻጽራ’ዚ ዝኽተሉ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ናይ’ዛ ዓለም ዝነብሩ ኣህዛብ፡ ንፈተውቶምን መቕርቦምን ብዝተፈላለየ መንገዲ ናይ “ሰናይ ሓድሽ ዓመት” ትምኒቶም ክገልጹ ንርእን ንሰምዕን ኣለና። ከምቲ “ጽቡቕ ግበር፡ ንመን፡ ንማንም”

READ MORE

ትውፊት ወለድና!     እቲ ቅርሲ ቀዳሞት *ስድቢ ኣቦታትና          *ብዋዕላ ዓዲ ዝጸደቐ ቅዋም ወይ ሕጊ ሃብቲሙን ማዕቢሉን ብጻዕሪ ምሁራትና ህዝቢ ተዛትዩ ምስ በሎ 'ይርሓሰና' ኣብ ቀይዲ ኣእቲዩዎ መላኺ ሃገርና ፍርዲ ከይረኸበ ከምቶም ጀጋኑና ኣብ ማሕዩር በልዩ ሙማቱ ኣርዲኡና!   ወሎዶኡ ካብ ሰረት ጸብጺቦም ምስ ታሪኽ ገድልና ኣዋሲቦም ምሁራት ምስ ህዝቢ ተላዚቦም ብኹሉ ሸነኻት ሕጊ፡ ተዓዚቦም ብባይቶ ዘጽደቑዎ ተኣኪቦም ምልኪ ቀቲሉዎ

READ MORE