http://www.youtube.com/watch?v=vl_jjPGpCNE&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=vl_jjPGpCNE&width=200&height=200
ንሰንበት ዕለት 24 ሕዳር 2013, ኣብ ከተማ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ንኩሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣዳሊና ሰለ ዘለና ኣብዚ ዝስዕብ ቦታን ሳዓትን ተረኺብና ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ክንማያየጥ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ዲሞክራስን ዝኾነ፣ ብህዝቢን ሃገርን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት 24/11/2013 ካብ ሳዓት፣ 5
ወዲ-ቫካሮ ኣብ ከተማ ላስቬጋስ ብዕለት 13/11/13 ብዝሒ ህዝቢ ዝተሳተፎ ዕዉት ሰሚናር ኣኻይዱ።እቲ ብዝኽሪ ሰማእታትን ሃገራዊ መዝሙሩን ዝተጀመረ መደብ ቐጺሉ ብሌላ ዶክተር ተወልደ ወድ-ቫካሮን ብፕሮጆክት ዝተዳለወ ስእሊ ሓርበኛታት ኣቦታትና ወልዳኣብ ወልደማርያም፡ ኢብራሂም ሱልጣን ፥ሳበን እዩ ተጀሚሩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/ወዲ-ቫካሮ-news.pdf"]
ኣብታ ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን ዝኾኑ 520 ስደተኛታት ጽዒና ማእከላይ ባሕሪ ድሕሪ ምቝራጽ፣ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ሓደጋ ኣጋጢሙዋ 357 ኤርትራውያን ዝቐዘፈት ጃልባ ተሳፊሮም ንዝነበሩ 47 ግዳያት ካብ ሞት ዘድሓነት ኢጣልያዊት ተቐማጢት ደሴት ላምፐዱዛ ሲኞራ Grazia Migliosini ፣ ስለ’ቲ ዝገበረቶ ሰናይ ግብሪ ናይ’ቲ
ኣንታ ደማሒ፥ (መላኺ) ብደውካ እንከለኻ ስለ *ዝበደንካ *ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ስለ ዝኾንካ *ኣጐበር ከዲንና ሓመድ ክንደብየካ *ጸሊም ጨርቂ መኽደን ቃሬዛ ኣንታ *ልበ-እብን መዘና ዘይብልካ *ጨካን ጽንዓት ከይትምነ ነታ ወላዲትካ ብኽቱር ጣቅዒት ህዝብኻ ንዒቕካ! በል፥ ንፋስ ክብትኖ ናይ ጥፍኣትና ሰርቢ ሞት ተመኒናልካ ኣንታ መጥፍእ ህዝቢ፡ ጸላም ተቐንጢጡ መሬት ክትወግሓልና ኣንታ መዕነው ሃገር ሕልፈትካ ብሂግና! ዕቡይ መርገም ስንቁ *ኣብሊስ ተንኮለኛ *ጋኔን፡ ሰይጣን ርህራሀ
http://www.youtube.com/watch?v=g_DNThM_B3c&width=200&height=200
ካልኣይ - ክፋል ሓበሬታን ጻውዒትን ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ። ከም ዝሓበርናዮ ካልኣይ ክፋል ሒዝና ቐሪብና ኣለና። ናይ ሎሚ ኣርእስትና ፖለቲካዊ ጸወታ ኤርትራን ጉዳይ (ዴምህት) እዩ። ኢሰያስ ንደምክራስያዊ ምንቕስቓስ ህዝቢ ትግራይ ( ደምህት) ብወትሃደራዊ ዓቕሚ ምዕባይ፣ ከም ፖለቲካውን ጸጥታውን ሓይሊ ይጥቀመሉ ኣሎ። ምኽንያቱ ኢሰያስ ብሜላን ሚስጥራዊ ትእዛዝን፣ ኣጽዋርን መካይንን
እቲ ብጃምላዊ ሕቶ ዑቕባ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዝሰከሐ ስርዓት ህግደፍ፣ ብመንገዲ ኮምሽን ስፖርት፣ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ይኹን ኣሰንጣኒኣ ኣብ ክንዲ ብብቕዓት ብፖለቲካዊ መርገጺ ክምረጹ ትእዛዝ ድሕሪ ምትሕልላፉ፣ ዑመር ዝተባህለ ብቕዓትን ተመክሮን ዘይብሉ ኣሰልጣኒ ካብ ጊንዳዕ ከምዝመዘዘ፣ ንሱ ‘ውን ካብ ውሽጢ ሃገር ዝወሓዱ
As the titled above states, I am writing directly to the very sharp, bright and truly nationalist YPFDJ. Upon doing so, I feel it’s important to connect with you and ensure that you understand the current situation of our country and I hope that your
ብማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዓደመ ብ 9 ሕዳር 2013 ዕዉት ህዝባዊ መድረኽ ህዝባዊ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብ'ዚ ኣኼባ'ዚ ብዛዕባ ኤርትራውያን መንእሰያት ብኣሸሓት ዋሕዚ ስደትን ጅምላዊ መቕዘፍትን መሰረታዊ ጠንቅን ፍታሕን ንልዕሊ 4 ሰዓት ብዕምቆት ተዘትዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Indiana_Report.pdf"]
ገህወት ኣብ-ባፍታ፡ ደቂ ሓደ ልቢ!? ማሕሙድ ሳልሕ ክሳብ ሕጂ ካብቲ ልሙድ ቖይቚን ምድፍፋርን ድሒና እያ ዘላ። ኣብ ኩርናዕ ቃራና ክልተ ዓበይቲ ጎደናታት ተሓቝፋ እትርከብ ህድእቲ ካፌ እያ። እንተ ወሓደ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ እትራኸበላ ሓንቲ ጉጅለ ኣላ።። ኣባላታ ብዕድመን ተመክሮን ዝፈላለዩ ክንሶም ዝጥርንፎም ኣርእስትስ ኣይስእኑን ‘ዮም። ፍልልያቶም
http://www.youtube.com/watch?v=bpca5WSQAxg&width=200&height=200
እቶም ትማሊ 12 ሕዳር ሓንቲ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ሒዞም ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዛን ብምዕላብ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን ክልተ ፓይሎታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ሜጀር ኢሳይያስ፣ ትለንተ ኣሮን ክኾኑ ከለዉ፣ እቲ ሳልሳዮም ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣብ ሃገራዊ ማእከል ጂኦግራፍያዊ ስርዓተ ሓበሬታ ( National Geographic
ሰፊሕ ሪፖርተጅ ናይቲ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም እተኻየደ ኣኸባ ናይ ተቃወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ብፊንሃስ ያዕቆብ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም ንዝርከባ ተቃወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ጥራሕ ዘተኮረ ብብጻይ ወልደሱስ ዓማር ምክትል ኣቦ መንበርን ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሓላፍን ሰልፊ
መንግስትኣብ ኢሳቕ መን ኢዩ ነይሩ? ስለምንታይከ ኣብ 1979 ዓ. ም. ተቐቲሉ? ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ከዳልዋ ዝደለኩሉ ምክንያት እቲ ኣብ ሓምለ1979 ዓ.ም.ዝተሰውኤ መንግስትኣብ ኢሳቕ ቑርብ መዓልታት ቐድሚ ምሟቱ ባዕሉ ዝጸሓፋ ጽሕፍቲ ሰለዝረከብኩዋን ታሪኽ ናይ ስውኣትና ተረሲዑ መታን ከይተርፍን ታሪኽ ናብቲ ሓዲሽ ወለዶ ንምስግጋርን ስለዝደለኩን ኢየ፡፡ እግረ መንገደይ ድማ
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 6ይ ክፋል 13/11/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ፖለቲካዊ ባህሊ ህዝብና እምበኣር፣ ናብቲ
http://www.youtube.com/watch?v=fsWRHBP5MaA&width=200&height=200
(Reuters) - Three Eritrean military officers have asked for political asylum in Saudi Arabiaafter Saudi air force jets forced their aircraft to land in the southern part of the kingdom, the local news website Sabq reported on Tuesday. Sabq quoted Yassin bin Ahmed al-Qassem, a spokesman for
እታ መሳርሒ ፕሮፖጋንዳ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝኾነት፣ ወግዓዊት ጋዜጣ “ሓዳስ ኤርትራ”፣ ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ኣብ ኤርትራ ከምዘይተሓትመትን ከምዘይተዘርግሐትን ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እታ ጋዜጣ፣ ኣብቲ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ዝከታተሉዎ መርበብ ሓበሬታ ህግደፍ (shabait.com) ኣብ ኢንተርነት ተሰቒላ ‘ኳ እንተላ፣ ካብቲ ዝጀመረትሉ ፈለማ
Several Saudi media outlets confirm, three Eritrean officers who crossed the Red Sea on board of an Eritrean military aircraft claimed political asylum in Saudi Arabia today after landing at King Abdullah bin Abdulaziz Air Port, in Jazan. The aircraft was monitored by the Saudi Air
ሰለስተ ፖለቲካዊ ዑቕባ ክሓቱ ዝደለዩ ኤርትራውያን መኮንናት ሒዞማ ናብ ክሊ ኣየር ስዑዲ ዓረብ ዝኣትዉ ወተሃደራዊት ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ( King Abdullah Bin Abdul Aziz Airport) ጀዛን ክትዓልብ ከምዝተፈቕደላ መርበብ ሓበሬታታት ስዑዲ ዓረብ ኣረጋጊጸን። እቶም መዓርጎምን ዝርዝር ኣስማቶምን ብልክዕ ዛጊት ዘይተረጋገጹ ኤርትራውያን መኮንናት፣ ብሰበስልጣን
IDEA, Inc. Editorial November 7, 2013 The Institute of Development and Education for Africa (IDEA, Inc.) is calling upon every human being with conscience to extend solidarity and sympathy to the crying Eritrean mothers, epitomized by the courageous mother Weizero Asgedet in the Rome demonstration that came
ኤርትራዊት ወላዲት፡- ከም ኩለን ኣዴታት ምስ ውላዳ ዘለዋ ጽኑዕ ምትእስሳር፡ ስጡምን ዘይፍንቐቕን ዝምድና፡ ባህሪ ዝዓደላ ፍሉይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ብኣውርኡ ድማ እቲ ካብ ምዓሙቕ ልባ ዝፈልፈለ ዘይዛሪ ዘይነጽፍ ፍቕርን ልውሃትን ኣብ ልዕሊ ውላዳ፡ ቀንዲ መለለይኣ’ዩ። ሓንቲ ኣደ፡ ድቂ ክትሕዝ ኣብ ዝጀመረትሉ እዋን፡ ብዝተፈላለየ መልክዓት ዝግለጽ
FETSUM: Isaias Afwerki’s final intrigue of destruction PART II There may be light inside the dark: VIVA WEDI VACARO and welcome to the US: I do not know you personally but I hope I will have a chance to know you soon in your Washington DC program.
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። እምበኣርሲ ሕጂ’ውን ብጾምን ብብኽያትን ብቑዝማን፣ ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ክዳንኩም ዘይኮነስ ልብኹም ደኣ ቅደዱ ይብል እግዚኣብሔ። ንሱ ንኹራ ደንጓዪ ብምሕረት ከኣ ምሉእ ካብ ክቐጽዕ ኪምሕርን ኪርኅርኅን እዩ ዚፈቱ እሞ። ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኽኩም ተመለሱ። ኢዮኤል 2፣ 2፣12-13። መንእሰያት ሃገርና ሎሚ
http://www.youtube.com/watch?v=ESIy6fxPZtc&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=HP3dcPJJxXI&width=200&height=200
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/EMDHRSeminar.pdf"]
ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝመደበሩ ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ልዑል ኣበርክቶ ካብ ዝገበሩ ገዳይም ተቓለስቲ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ)፣ ትማሊ 9 ሕዳር ኣብ ኦክላንድ፣ ካሊፎርንያ (ሰሜን ኣመሪካ) ኣብ ዘካየዶ ፈላሚ ዕዉት ኣኼባ፣ ድሕነት ሃገር ብምውሓስ፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን ንምርግጋጽ መታን ክከኣል፣ ብዘይ ወዓል ሕደር
እቲ ቅድሚ 16 ዓመት፡ ማለት ኣብ ዕለት 05/11/1997 ብሃንደበት ብሞት ዝተፈለየና ኮኾብ ድምጻዊ ነፍስሄር የማነ ገ/ሚካኤል (ባርያ) ህላወ ህዝቢ፡ ሃገር ከም ዝፈጥር እምበር ህላወ ሃገር ህዝቢ ክፈጥር ከምዘይክእል ብምእማን’ዩ “ቅድሚ ኹሉ፡ ሃገር ትሃሉ!” ብምባል፡ ብጉልባብ ሃገር፡ ህዝቢ ክደሃኽ፣ ህዝቢ ክስደድ፡ ህዝቢ ክሃልቕ ከይመኸረ ዝሓለፈ። ዕድለኛ
ኣብ ሃገረ ስዊዝ ንነብር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ብዕለት 06/10/2013 ኣብ ከተማ ኣረው ተኣኪብና " ሰማእታትና ሕድርኹም ከነተግብሮ ኢና " ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኩፉትን ዴሞክራስያውን ዘተ ድሕሪ ምክያድ ነዚ ዝስዕብ ነጥብታት ተሰማሚዕና ወጺእና ብመጀመርያ ነዞም ኣብ እፍደገ ገዛ ምስ በጽሑ ብሓደጋ ሂወቶም ዝሰኣኑ ኣሕዋትና ብምዝካር ብሽምዓ ዝተሰነየ ናይ ሕልና
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/Vacaro-PDF.pdf"]
http://www.youtube.com/watch?v=G_wTQY1PQmQ#t=214&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=WyvkYAVSCAU&width=200&height=200
ግደ ሓቂ ብዛዕባ ዓጋመነትን ኢሳያስን “ዓጋመ!” “ካብ ዓጋመ ዘይተወልደስ ኣይጭዋን” “ዓጋመ!” “ጎይታኻ! ቀደም ጎይታኻ፡ ሕዚ ጎይታኻ። እቲ ስሬኻ ኣውሊቑ መዓኰር መዓኰርካ ዝሻሙጠካ ዝንሄ ተንቤናይ ዓጋመ’ዶይ’ኮነን!” “ዓጋመ!” “እሾኽ ዓጋም’ውጋኣያ’ኖኻ ኣንታ ጥልቁይ ንኖኡ ኣጽሩፉ ንኖይ ዘጽርፍ!” ንመጠረስትኡ እቲ ‘ዓጋመ’ ነዲሩ መቝለብ በለሱ ኣልዓለ። እቲ ጸራፊ ጢጥ ተወንቀፈ። ዘሕዝን’ዩ እዛ ንእሽቶይ ፍጻሜ ብደረጃ ግዙፍ ታሪኽ’ውን ደጊማ
“እዚ እኽሊ ኣብ ዓውዱ! ሰብከ ኣብ ዓዱ” ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣይገለጽካያን! ኣብርህ ኣብሎ ዝብል ሕቶን? ርእይቶን! ብስልክን ብስቱር ደብዳቤን ስለ ዝመጽኣኒ፡ ደጊመ ክጽሕፍ ንኣንበብቲ ኣሕዋተይ ብዝርደኦም መልክዕ ከቕርብ ብትሕትና ይሕትት። መብዛሕቶና! ደቂ ሓረስቶት ምዃና መሰረት ብምግባር፡ እኽሊ ተዘሪኡ፡ በቒሉ፡ ኣብ ዓጺድ ምስ በጽሔ፡ ድሕሪ ዓጺድ ድማ፡ ኣብ
ይኣክል የዒንትና ዓሚትና ናብ ጥፍኣት ምስጓም!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ምሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ሕዳር 3፡ 2013 ሕዳር 3፡2013፡ ኣብ ገጽ ክሕደት ሰይጣናዊ ሽፍታዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብመራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣህጉራዊት መዓልቲ ሓዘን ናይቶም 365 ግዳያት ማያት ላምፐዱሳ ክትከውን ተወሲኑላ ኣሎ። ናይ ሎሚ ውጹዕ ናይ ጽባሕ ሓራ ህዝቢ ኤርትራ ሞሳኦም ኣይክርስዖን ኢዩ። ዘለዓለማዊ
ካብ ኣስመራ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ስድራቤት ግዳያት ደሴት ላንፑዱዛ ኣብ ኣስመራ መቓብር ሓርበኛታት ንሰምበት ሕዳር 10/2013 ንሃገራዊ ቀብሪ ጻውዒት ከምዘቕረቡ ብውሽጥን ብደገን ኣብ ከተማ ምሉእ ተሰሚዑ፡፡ እቲ ጻውዒት ናብ ኩለን ከተማታት ኤርትራ ብሰብን በቴሌፎናትን ክዝርጋሕ እዩ ቀንዩ፡፡ ነዚ ዝሰምዐ መንግስቲ ምሒር ሰንቢዱ ጉጅለታት ፍሉይ ሓልታት፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/MinqsQas_men1.pdf"]