Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን እናተገፉ ካብ 300-500 ፓውንድ ሱዳን ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ካርቱም ሓቢሮም። መብዛሕትኡ እቲ ኣብ ካርቱም ዝካየድ ዘሎ ግፋ ኣብቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጻዕቂ ዝርከቡሉ ሰሓፋ ከምኡ ‘ውን ጀረፊ ዝብሃል ቦታታት ኮይኑ፡ ኣብ ካርቱም ካርቱም፡ ሱዳን ብሓፈሻ ኤርትራውያን ተሸቝሪሮም ዝንቀሳቐሱሉ

READ MORE

በቲ ኣብ ኣስመራ እናገነነ ዝኸይድ ዘሎ ጭውያ ቆልዑ ዝተሻቐሉ ገለ ርእሰ-መማህራን መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ኣስመራ፡ ወለዲ ደቆም ናብ ትምህርቲ ኣብ ምፍናውን ምቅባልን ልዑል ጥንቃቐታት ከዘውትሩ ብደብዳበ ከምዘዘኻኸሩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ኣስመራ ምእንቲ ገንዘብ ሓያለ ቆልዑ ተጨውዮም ይጠፍኡ ብምህላዎም፡ “ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ” ዝብል ምልክታታት ፈቖዶ

READ MORE

መን እዩ ተጋዳላይ፧ መን እዩ ምሁር፧ መን እዩ ስዉአ፧ መን´ዩ ፧መን´ዩ፧ መን፧ መን……. ወርትግ ብዘይካ ምስ ነብሰይን ምስ ገለ ውሑዳትን  ምስ ብዙሓት ዘየሰማምዓኒ ነጥቢ።  እዞም ኣብ ልዕሊ ዝጠቀስኩዎም ሰለስተ ነጥቢ፣ ብዝያዳ ምስ ህሉው ኩነታትና ስለዝኸዱ’ምበር፣ መልሲ ወይ ቅኑዕ ግንዛቤ ዘድልዮም ጌጋ ተረድኦታት ብዙሓት እዮም። ንሎሚ

READ MORE

ቃልስና ንምልካዊ ስርዓት ምእላይ’ምበር ኣንጻር ሃገራዊ ክብርታትና ኣይኹን!              ካብ ሓደ ዓመት 3- መዓልታት ህዝባዊ በዓል እዩ። 10/ ግንቦት/2013 ዝኾነት ሃገር መምስ ጭቡጥ ኩነታት፣ ምስ ፍሉይ ታሪኻዊ ምዕባሌታት ዝሰማማዕ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉያት ሃገራዊ በዓላት ኣለዋ። ንገለ ኣህጉራዊ በዓላት ድማ ተኽብር። ከም ኣብነት 08/ መጋቢት ኣህራዊ መዓልቲ

READ MORE

መግዛእቲ ድያብሎስ! ሳልሳይ ክፋል፥ እቲ ንዕስራን ክልተን ዓመታት ምሉእ፡ ብጃንዳ ህግደፍ ‘ድንግል ባሕሪ’ እናተባህለ ዝተዋጠየሉን ምስ ፍረኡ ኸሎ መኺኑን ዘሎ ባሕርናኸ ሰኣን ንህዝብን ሃገርን ዝሓሰብን ዝውፈን መንግስቲዶ ኣይኮነን’ዩ ክሳዕ ሎሚ ብድንግሉ ዝነብር ዘሎ!? ዋናታቱ ብጥምየት እናሃርበትና (ዝብላዕ ስኢንና እናኣህነፍነፍና) ምስ ስፍሪ ኣልቦ ሽሻዩ ከሎ፡ ኣዒንቱ ኣፍጢጡ ኪጥምተና

READ MORE

ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ 9 ግንቦት፡ድሕሪ 20 ዓመት ናጽነት ቀጥዒ ኣልቦ ጭቆና ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ ዕላዊ መግለጺ፡ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዘይክሲ ብዝተቐፈዱ ኣሽሓት እሱራት ፖለቲካ መሊአን ከምዘለዋን ብዙሓት ካብቶም ዝተኣስሩ ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥን ሓቢሩ። ኣብ ኤርትራ ዝሓለፈ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ንመንግስቲ ዝነቐፉ፡ፖሊቲከኛታት፡ጋዜጠኛታት፡ኣባላት ዘይተመዝገባ ሃይማኖታትን፡ካብ

READ MORE

ኣንቱም ሰባት ክሳብ መዓስ ኢና ባዕልና ኣብ ዝፈጠርናዮ ሓሳብ ተሓቢእና ክንነብር፧ ንዑባ ሎምስ ምስ ነብስና ንተዓረቕ፥፥ ቅድሚ ዝኣገረ ምስ ነብስና ዕርቂ ንግበር፥ ንገዛእ ርእስና ካብቲ ባዕልና ዝነደቕናዮ ኳና ሓሳባት ወጺእና ምስቲ ሓቀኛ ኵውንነት ንራጸም እሞ ንዕኡ መኪትና ነብስና ካብ ሃለውሳ ሓራ ነውጽእ፥ ብድሕሪኡ ንህዝብና ሓራ

READ MORE

ብዮፍታሄ ወዲ ቀሺ ድሜጥሮስ ዝምራሕ ናይ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ነቶም ናይ ፖለቲካ ጉልባብ መሳርሒኡ ፓትርያርክ ኢሉ ዘጠመቖም ኣባ ዲዮስቆሮስን ኣባ ሰላማን ኣባ ቀርሎስ እተባህሉ ጳጳሳት ጸሓፊኡ ሃብቶም ርእሶምን ኣሰንዩ፣ ኣብ እስራኤል ኣትዩ በቶም ናይ ኤምባሲ ኣባላቱን ሃሱሳት ቁጽራቱን ኣሰንዩ፣ ልዑል ምንቅስቓስን ምፍርራሕን ይገብሩ ኣለዉ። ነቶም

READ MORE

ኣብ ዝሓጸረ መዓልታት 'እቲ ካልእ ኵናት' ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብተኸታታሊ ዝፍኖ መደብ መልስታት ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ነቲ ብተስፋይ ተምነዎ ብራድዮ ወጋሕታ ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ዝንቡዕ ታሪኽ ሰውራና ዝብድህ መግለጺ ብድምጺ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ EDP mahhta.net ሒዝናልኩም ክንቀርብ ስለዝኾና ብትሕትናን ብኣኽብሮትን ንዕድም።        

READ MORE

ብዛዕባ <ዝበረቐ ጸሓይና ዝነገሰ ንጉስና> መእተዊ እዛ ሎሚ ኤርትራ ኢልና ንጽውዓ ሃገርን ህዝባን ካብ ነዊሕ ዘበናት ኣትሒዙ፡ ብፍላይ  እቲ ቀይሕ ባሕራዊ ገማግማን ክፋላት ከበሳን መታሕትን ካብ ሓደ ባዕዳዊ ገዛኢ ናብ’ቲ ካልእ እንዳተቈላለበት ክትመጽእ ዝጸንሐት ሃገር እያ። ገለ ካብ ኣካላ መረብ ምላሽ ተባሂሉ ብገዛእ ገዛእቱ ዝተመሓደረሉ እዋን ኔሩ

READ MORE

መግዛእቲ ድያብሎስ! ካልኣይ ክፋል፥ ትማሊ ቅድሚ ናጽነት፡ ማለት፡ ኣብ ግዜ ደርግ፡ ኣብዛ ሎሚ ዝኣረገ ኣበጀዲድ መሲላ ዘላ ውቅብቲ ከተማና ኣስመራ፡ ዝዓበናን ዝተማሃርናን ደቃ ነስተውዕል እንተሊና፡ ነዚ ሎሚ ንርከቦ ኣይንርከቦ፡ ሪጋ ተሰሪዕና እንጽበዮ ዘለና፡ ስኒ ዝሰብር ባኒ ወዲ ዓከር ህግደፍ፡ ምስቲ ሽዑ ብቁጽሪ ሰብ ዘይኮነ፡ ከም ድሌትና ብቀበሌ

READ MORE

                                      ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ፡ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ። ነዛ ናይ ዘመነ-ገድሊ ሓርበኛዊት ግጥሚ’ዚኣ ዶ ሰሚዕኩማ ትፈልጡ? እንተሰሚዕኩማ ክትደጋግምዋ ከምትብህጉ እመስለኒ። እንተዘይኮ ነ ከኣ ምንም ኣይተጋገኹምን። መድረኽ ምዕራፍ ስለዘለዎ እቲ ኣሕዋትኩም

READ MORE

ኣብ ዝኾነ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ንዝጎደሎ መሰላት ንምምላእ ናብርኡ ንምምሕያሽ፣ ወትሩ ዘየቓርጽ ናይ ወለዶታት መስርሕ ቃልሲ ስለዘካይድ ብባህርያቱ ሓደ ኣዩ። ፍልልዩ ናይ ሓንቲ ሃገር ፍሉይ ኩነታትን ዓይነት ስርዓትን ጥራይ እዩ። እቲ ሓደ ብቕዋምን ስርዓተ ሕግን ዝምራሕ፣ ልዕልና ሕጊ ዘንግስ፣ ደሞክራስያዊ መንግስቲ እዩ።  ግሉጽነትን ተሓታትነትን ዘለዎ ትካላዊ

READ MORE

ኣብ ቀዳም ካብ ሓደ ዓቢ ቤት ትምህርቲ: ሓደ ዓቢ ንህይውት ሰብ ዘድሓነ ስራሕ ፈጺምካ: ብዓቢ ማዕርግ እንተትምረቕ'ሞ: ሰኑይ ስራሕ ጀሚርካ: እዚ እቲ ዝነፍዐ ሰራሕተኛና ኢሎም ክንእዱኻን ክሽልሙኻን እንተዝውዕሉ: አብ ራብዕቲ ግና: ኣብ ሓሙስ እዚ ሰብዚ ካብዚ ስራሕና ይውጻኣልና ጥራሕ ዘይኮነስ: ሓንቲ ከይበደልካ: መሳርሕተይ ዝበልካዮም ሓስዮም

READ MORE

Reporters Without Borders / Reporters sans frontières (http://www.rsf.org) 3 May 2013 World Press Freedom Day Indictment Eritrea - Issaias Afeworki, president Born in February 1946, you grew up in Eritrea, got a university degree from Ethiopia’s University of Addis Ababa and then received political and military training in China. After 30

READ MORE

ኣንታ ፈቃር ኣቦ ለዋህ ብዓል ዓቕሊ ቀይሕን ጸሊምን ሕብሪ ዘይትፈሊ ንድኻን ሃብታምን ብማዕረ ትሓሊ ንስኻ እንከለኻ መዕቖቢ መጽለሊ ኣምልኹኒ ኢሉና እዚ ኣኼስ ብሓይሊ!?   ኩሉ ፈሊጡካ ንኣኻ ከምልኽ *ሃሌሉያ ኢለ ብስምካ ክሰብኽ          *ንኣምላኽ ኣመስግኑ እቲ እኩይ ፍጥረት ርክብና ኪበትኽ ይፍትነኒ ኣሎ ሕልናይ ከምክኽ!   ክቃለስ’የ ግና ክምክት ብዓቕመይ ብሓይሊ መንፈስካ ክሰግር ጸገመይ ስምካ እናጸዋዕኩ ከድምቕ

READ MORE