Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሎሚ ናጽነቱ ዝኣወጀ ህዝቢ ደቡብ ሱዳን ናጽነቱ ብዓቢ ሓጎስ ይጽምብል።

South Sudanዕለት ምእዋጅ ነጻነቱ ብሃንቀውታ ክጽበ ዝጸንሐ ህዝቢ ደቡብ ሱዳን ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ዋና ከተማኡ ጁባን ካልእ ቦታታትን ‘ታ ሓዳስ ሃገር ብዓቢ ሓጎስን ፈንጠዝያን የምዕሎ ምህላዉ ዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ካብ ደቡብ ሱዳን ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT