Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህግደፍ ብሰንኪ ሽበራ እገዳ ኣብ ዘንጸላለወሉ ዘሎ ሰዓት ኬንያን ጎረባብታን ካብ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንምክልኻል ኣብ ተጠንቀቕ ይርከባ።

Shababስርዓት ህግደፍ ኣብ ሶማል ንዝነጥፉ ከም ኣሸባብ ዝኣመሰሉ ብግብረሽበራ ዝጥርጠሩ ጉጅለታት ብዝህቦ ደገፍ ተወሳኺ እገዳ የንጸላለውሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ኬንያ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንምክልኻል ኣብ ተጠንቀቕ ምህላወን Daily Nation ዝተባህለ ጋዜጣ ኬንያ ገሊጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT