Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ባይቶ ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ናይ ዕደና እገዳ ክእውጁ ይጽውዓ።

Igadኢጋድ ብዝብል ስም ዝፍለጥ ማሕዝነት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን፡ ንጽላት ዕደና ናይታ መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ክዓልዉ ንዝንቀሳቐሱ ሶማላውያን ተቓወምቲ እትድግፍ ኤርትራ እገዳ ክገበረላ ሎሚ ሰኑይ 4 ሓምለ ከምዝጸውዑ ሮይተርስ ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT