ናይ ኣፍ-ኣርክቡ ሸበድበድ – (ደሃይ ካብ ኤርትራ)
ብዓይኒ ህግደፍ ቀዳማይ ጸላኢኡ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ሰምበል ብድሕሪ ሆቴል ኢንተር ኮንቲነንታል /ኣስማራ ፓላስ/ ኣብ ዝርከብ ጎልጎል ሓደስቲ ናይ ተለኮሙኒኬሽን ህንጻታት ብሸበድበድ ክሰርሕ ጸኒሑ። ትካል ተለኮሙኒኬሽን ሓደ ካብ ቀንዲ መሓውር ስለያ ህግደፍ ካብ ዝኸውን ሓያሎይ ዓመታት ኮይኑ ኢዩ።