Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወኪል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ናይ ‘ርድኡና’ ዓቕሊ ጽበታዊ ኣኼባ ኣካይዱ።

ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ለንደን፡ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ እገዳ ክዅንኑ ንምድፍፋእ ኣብ ዘካየዶ ናይ ‘ርድኡና’ ኣኼባ፡ ‘ሕጋዊ ኣይኮነን’ ኢሉ ናይ ጎይትኡ ኢሳይያስ መቓልሕ ካብ ምምላስ ሓሊፉ፡ ነቲ እገዳ ዝምክት ርትዓዊ ምላሽ ስለዘይረኸበ፡ “ንሶማልያ ኣጽዋር ከነቐብል እንተዄንና ብኢትዮጵያ ዝሓለፍ ንናይ ሎንደን ዝመሳሰል ናይ ትሕቲ መሬት መንገዲ ባቡር (ኣንደር ግራውንድ) ክህሉ ኣለዎ” ክብል ከምዘላገጸ ነቲ ኣኼባ ዝተኻታተሉዎ ኤርትራውያን ንድምጺ ኣሰና ሓቢሮም።  

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT