Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Breaking News – ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብምሉኣ ኣብ ኬንያ ተሪፋ።

ኣብ ዞባዊ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ  Cecafa ክትጋጠም ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብምሉኣ፡ እንተላይ ቅያር ተጻወቲ (ሪዘርቫ)  ኣብ ኬንያ ተበታቲና ከምዝተሸርበት፡ ምንጭታት ካብ  ርእሰ ከተማ ኬንያ፡ ናይሮቢ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT