Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ከተማ ማንሃይም ንጉዳይ ደቀስትዮ ብዝምልከት ዝቐረበ መግለጺ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ሰልፈኛታት ኣቐዲመ እንቋዕ ኣብዚ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ክትካፈሉ ኣብቀዓኩም።

ከምቲ ኵላትና እንርደኦን እንግንዘቦን ኤርትራ ሃገርና ካብ ነዊሕ ዘበናት ኣትሒዛ ብዝተፈላለዩ ባዕዳውያን ገዛእቲን መሳፍንትን ትግዛእ ከም ዝነበረት ኣይኰነን ዘይብሃሎ ክዉን ታሪኽ ኢዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT