Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እግፈሓልኩም!

ዘመነ-ቁልዕነተይ ኣብ ግዜ ደርጊ ዘሕለፍኩ መንእሰይ እየ። እዝከረኒ ወተሃደራት ደርጊ ብኮለኛ እንዳፈከሩ ክጉዓዙ፡ ሰማያት ገዛውትና ብነጎዳ ነፈርቲ-ውግእ፡ ወግሐ-ጸብሐ ከንጎድጉድ፡ ጽልምት ክብል ካቦት-እንግሊዝ ዝትኸድኑ ኣባጦር ከባቢ ጎዛውትና ኪቖጻጸሩ። እወ ሕጂ ኮይኑ ይስምዓኒ፡ ዓበይቲ ደቂ-ገዛውትና ኣሎዉ እንዳበልናዮም ንገድሎም ወይ ንስደቶም ሽርብ ክብሉ። ምስ ኣዕሩኽተይ ተጋደልቲ እዚ ጌሮም እዚ ደጊሞም ኢልና ኣርባዕተ ነጥቢ ዘይብሉ ሕክያ ሂር ከነብል።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT