Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ: ንኩሉ ፍትሕን ሰላምን ኣብ ኤርትራ ክሰፍን ዝብህግን ዝቃለስን

ንዕለት 21.11.2009 ኣብ ከተማ ማንሃይም ንዝኽሪ 30 ዓመት ብሃማደኤ ዝፍለጥ ማሕበር ተዳልዩ ዘሎ በዓል፤ ንጥቅሚ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዘይምቅላሱ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ውጽኢቱ ንመጨፍለቅን መቅዘፍን ዝዓበየን ዝነኣሰን ህዝቢ ኤርትራ ዝውዕል፡ ብስም ኤርትራውያን ንረብሓ ምልኪ ዘውደክድኽን ዝዕልልን ዘሎ ማሕበር  እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT