Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጽምብል ማርያም ዳዓሪት ኣብ ለንደን

ጽባሕ ቀዳም 30 ሕዳር (3፡00 ድሕሪ ቀትሪ ) ዓመታዊ ጽምብል ማርያም ዳዓሪት ኣብ ለንደን ክብዓል ምዃኑ እናሓበርና ኩሉኹም ኣብቲ ጽምብል ክትሳተፉ ትደልዩ ግዱሳት ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትመጹ ነዘኻኽረኩም። Sion Manning Catholic Girls's School, Charles SquareLondonW10

ጽባሕ ቀዳም 30 ሕዳር (3፡00 ድሕሪ ቀትሪ ) ዓመታዊ ጽምብል ማርያም ዳዓሪት ኣብ ለንደን ክብዓል ምዃኑ እናሓበርና ኩሉኹም ኣብቲ ጽምብል ክትሳተፉ ትደልዩ ግዱሳት ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትመጹ ነዘኻኽረኩም።

Sion Manning Catholic Girls’s School,
Charles Square
London
W10 6EL

ዝካየደሉ ግዜ 3፡00 ድሕሪ ቀትሪ

ብድሓን ምጹ

ኣዳላዊት ኮሚተ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT