Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

18 መስከረም: ኣብ 18 ዓመታ

ካብተን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍሉይ ክዝከራ ዝግብአን ዕለታት መስከረም 18 ሓንቲ እያ። ኣብ 2001 ቅድሚ 18 ዓመታት፡ መሰላት ዜጋታታ እተኽብር ብሕግን ስርዓትን እትግዛእ ኤርትራ ንምርኣይ ባህግን ተስፋን ኤርትራውያን ብዘየወላውል መንገዲ ዝቐሃመሉን ዝተደርቀመሉን ጸላም ሰሉስ እያ።

ካብተን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍሉይ ክዝከራ ዝግብአን ዕለታት መስከረም 18 ሓንቲ እያ። ኣብ 2001 ቅድሚ 18 ዓመታት፡ መሰላት ዜጋታታ እተኽብር ብሕግን ስርዓትን እትግዛእ ኤርትራ ንምርኣይ ባህግን ተስፋን ኤርትራውያን ብዘየወላውል መንገዲ ዝቐሃመሉን ዝተደርቀመሉን ጸላም ሰሉስ እያ። እዚ ድማ ኣብ ሞንጎ ገለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባርን ኣቶ ኢሰያስን ዳርጋ ንዓመት መመላእታ ክኸይድ ዝጸንሐ ዘይምርድዳእን ምፍሕፋሕን ብማእሰርቲ እቶም ሓለፍቲ ዝተደምደመሉ ዕለት እዩ ነይሩ። እዛ ዕለት እዚኣ ነቲ ብድሕሪኡ ኣብ ኤርትራ ዝተኸስተ ጸሊም ታሪኽ ዝፈለመት ብምዃና ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉይ ኣገዳስነት ኣለዋ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT