Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ ኩሎም ነጻ ተለቒቖም፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ዘካይደሉ ሰነዳት ብጭብጢ ተታሒዙ።

ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ ኩሎም ነጻ ተለቒቖም፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ዘካይደሉ ሰነዳት ብጭብጢ ተታሒዙ። ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ትማሊ ቐዳም

ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ ኩሎም ነጻ ተለቒቖም፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ዘካይደሉ ሰነዳት ብጭብጢ ተታሒዙ።

ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ትማሊ ቐዳም 21 ታሕሳስ ኣብ ገሊላ ዝተኻየደ ግጭት ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ፣ ኩሎም ነጻ ክልቀቑ ከለዉ፣ ካልኦት ክልተ ብመውቃዕቲ ዝተሃሰዩ መንእሰያት ገና ኣብ ሆስፒታል ሕክምናዊ ክንክን ይግበረሎም ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ እስራኤል ሓቢሮም።

እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፣ እቶም ኣብቲ ግጭት ዝተገብረሉ ኣጋጣሚ ዝወዓሉ መንእሰያት፣ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ኣብቲ ኣኼባ ዘካይደሉ ዝነበረ ኣዳራሽ ገዲፉዎ ዝሃደመ ሰነዳት ሎሚ ኣብ ዝገበሩዎ መደበራት ቴለቭዥን እስራኤል ዝተረኽባሉ ጋዜጣዊ ዋዕላ ብጭብጢ ብምቕራብ፣ እቲ ስርዓት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ ዘካይደሉ ሜላታት ኣቃሊዖም።

Housing_formመንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ብቐጥታ ናብ ኤርትራ ዝልእኩዎ ገንዘብ ደረት ገይሩሉ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣባይቲ ንምግዛእ ክብ ዝበለ ገንዘብ ናብ ኤርትራ ክሰዱ ኣብ ዝደልዩሉ ግዜ ብመንገዲ ፍራንክፈርት (ጀርመን)፣ ነቲ ናይ እስራኤል ሕጊ ብምድንጋር ከመይ ኣቢሎም ብዙሕ ገንዘብ ከምዝልእኩ ዝሕብር ናይ ባንክ ሕሳብ፣  ምስቲ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ወዲ ባሻይ ገዲፉዎ ዝሃደመ ሰነዳት ከምዝተረኽበ እቶም ምንጭታት ኣገንዚቦም።

ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ኣብቲ ኣኼባ ክዛረበሉ ዘዳለዎ ኣጀንዳ ዝሓዘ ደብተር ከይተረፈ ኣብቲ ኣዳራሽ ገዲፉዎ ክስወር ከሎ፣ እቶም ሰዓብቱ ‘ውን ሰለስተ ኮምፒተራትን ሞባልይላትን ገዲፎም ከምዝተበተኑ ተፈሊጡ። እቶም ደለይቲ ፍትሒ ነተን ዝረኸቡወን ሞባይላት ቆጺሮም ንፖሊስ እስራኤል ከምዝረከቡዎም ‘ውን እቲ ሓበሬታ የመልክት።

እቶም ደለይቲ ፍትሒ ኣብቲ ሎሚ ዘካየዱዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ንስርዓት ህግደፍ ወቒሶም ኣብ እስራኤል ኢዶም ሂቦም ክንሶም ተመሊሶም ናይ ዝድግፉዎ ኤርትራውያን ዝርዝራዊ ጸብጻብ ረኺቦም ከምዘለዉ ብምምልካት፣ መንግስቲ እስራኤል ብሓቂ ነቶም ብሓሶት ዑቕባ ዝሓተቱ ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ናይ ምምላስ ተገዳስነት እንተልዩዎ ኮይኑ፣ ብጭብጥታት ክተሓባበሩዎ ከምዝኽእሉ ኣዘኻኺሮም።

505131210971797490522no

ብዝኻልእ ወገን፣ እቶም ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ዘካየዱዎ፣ ነቲ ናይ ትማሊ ኩነታት ዝግምግም ርክብ፣ ኣብቲ ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምቅዋም ዝተኻየደ ምንቅስቓስ፣ ሰራዊት ሕድሪ፣ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር፣ ከምኡ ‘ውን ነጻ ደለይቲ ፍትሒ ብዘይኣፈላላይ ብሓድነት ደው ኢሎም ደሞም ብሓባር ከምዘፍሰሱ ብምግንዛብ፣ ነዚ ኣብ ስራሕ ዝተጓናጸፉዎ ስምረት ዓቂቦም ብዘይኣፈላላይ ሓደ ኣካል ኮይኖም ክንቀሳቐሱ ከምዝወሰኑ ኣረጋጊጾም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
48 COMMENTS
  • tz December 23, 2013

    I’m proud of you !!!
    You did good job
    we are with you

  • Tes December 23, 2013

    Well done Anabis!!!!

  • abab December 23, 2013

    If israeli authorities have enough details of who suports PFDJ so these individuals have no polotical asylum in israel. They have to be deported imidiatley.

  • abebahagos17 December 23, 2013

    JEGANU NAY BEHAKI TIRGTA LIBI NAY HIZBOM ZISEMEU WFUYAT!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • amiro mario December 23, 2013

    Asiruwom zinebere weyanewyan fetihiwom

  • solomon December 23, 2013

    TEWAKAE WERE

    aye amanual eiyasu menakesi kidim kidim ezi akeba tekaydu tiblo zeloka nay degefti mengsti ember nay tekawemti aykonenen kab kone entay yimilketom nabti akeba zikedu keagergiru ember bi heki agedisuwm kihetu aykonun,
    ህግደፍ ነቶም 550 ዝኾኑ ኤርትራውያን ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ካብ ቴልኣቪቭን ካልኦት ከተማታትን ንዑደት ብዝብል ምኽንያት ጎልቢቡ ብቃፍላይ ኣውቶቡሳት ናብ ገሊላ ክወስዶም ከሎ.60 ኣቢሎም ዝኾኑ ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ኩነታት ከምዝተኸታተሉዎ ‘ሞ፣ ኣኼባ ክጅመር ከሎ “ንሕና ‘ውን ኤርትራውያን ከም ምዃና መጠን ነቲ ኣኼባ ክንሳተፎን ክንሓትትን ይግብኣና እዩ” ዝብል ሕቶ ከምዘልዓሉ፣ ቀጺሎም ደገፍቲ ናይቲ ስርዓትብኣእማን ከጥቅዑዎም ምስ ጀመሩ ኸኣ ግጭት ከምዝተላዕለ yibil kaliay tewakae ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ኣብቲ ኣኼባ ክዛረበሉ ዘዳለዎ ኣጀንዳ ዝሓዘ ደብተር ከይተረፈ ኣብቲ ኣዳራሽ ገዲፉዎ ክስወር ከሎ፣ እቶም ሰዓብቱ ‘ውን ሰለስተ ኮምፒተራትን ሞባልይላትን ገዲፎም ከምዝተበተኑ ተፈሊጡ። እቶም ደለይቲ ፍትሒ ነተን ዝረኸቡወን ሞባይላት ቆጺሮም ንፖሊስ እስራኤል ከምዝረከቡዎም ‘ውን እቲ ሓበሬታ የመልክት።ዝብል ሕቶ ከምዘልዓሉ፣ ቀጺሎም ደገፍቲ ናይቲ ስርዓትብኣእማን ከጥቅዑዎም ምስ ጀመሩ ኸኣ ግጭት ከምዝተላዕ tegarachawi meat wewre yibil kiros asfehe
    ሎሚ ቀዳም 21 ታሕሳስ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል፣ ገሊላ ኣብ ዝተባህለ ከተማ በእማንን ድሕሪ ምግጫዎም ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ እትርከቦም 12 ኤርትራውያን፣ 3 ካብኣቶም ብኸቢድ፣ ትጎዲኦም ናብ ሕክምና ክለኣኹ ከለዉ፣ ልኡኽ ስርዓት ኢሳይያስ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ካብ ቴልኣቪቭ ልዕሊ ክልተ ሰዓታት ተጓዒዙ ብሕቡእ ከካይዶ ዝሓሰቦ ኣኼባ ከምዝተቛረጸ ምንጭታት ኣሰና ካብ እስራኤል ሓቢሮም።
    miat were ኣብዚ ናይ ሎሚ ግጭት ፖሊስ እስራኤል ነቶም ግዳያት ዝኾኑ ደለይቲ ፍትሒ መቝሖም ነቶም ግጭት ዝጀመሩ ፋሉላት ደገፍቲ ስርዓት ኢሳይያስ ሸለል ምባሎም፣ መንግስቲ እስራኤል ምስ ህግደፍ ተሰማሚዑ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብምጥራዝ ከረጋግጾ ንዝደሊ ረብሓ ዝውክል ዘይፍትሓዊ ስጉምቲ ምዃኑ እቶም ምንጭታት ኣሚቶም። kab solomon

    • Abraham December 23, 2013

      Solomon… hakika nerka 2 melahs etezyhliwokum etom hateti ekuba emo..degefti tibehalu.. kaliay kea wegawi entekoinu..police nayti etinebrelu..adi afkidka sile tigebro police kea wihsinet yihbeka..gin kab mafiya mengisti higawi zitsibe seb gena ab 18kiflezeben zinebir tirayeyu. dehar kea..embasy malet wekil nay hager ember felalayi degefitin tekawemtin malet eykonen..gin kab ti ab megzaeti zelo seb etom ab nazinet etinebru tidhru.

    • Salem December 23, 2013

      At this time It is really shame to read such nasty opinion from the person who identifies himself as Eritrean . PFDJ’s crimes are crystal clear to everyone. Particularly Eritreans in Israel are witnesses and the closest of the young victims of Sinai kidnapers and organ traffickers. And a sensible person is expected to be compassionate and sympathizer and go deep to find out the main cause of the problem. Ironically it is very sad and heartbreaking to see ignoring the agony and supporting and running after the main perpetrator and cause of all our young suffering. I don’t know why you and others are choosing to side with the wild beast regime who is the sole cause of destruction and demolishing of our social fabric? How blindfolded are you to tell me you know nothing about what is happening in Eritrea. this is ridiculous and mockery. Moreover, you don’t have any moral and ethical ground to go and fight against “deleiti fithi’ justice seekers. I am sure justice will come any time soon and you will be sent to the rubbish bin.

      • Yonas December 24, 2013

        The question we should really be asking is why do they not support us? Let us contemplate on that. With the actions we’ve seen in Europe and Israel with violence, are we the ones pushing them away?

  • Mike December 23, 2013

    Well Done !!

    Thank Aman for the news update.

    Congratulations for those Eritreans who participated in exposing the dictatorial regime.

    I wish a quick recovery if any one ( from Deleyti Fithi ) is injured during the incident.

    Viva Eritreans in Israel !

    Down to the ambassador of Eritrea in Israel and his supporters !!

  • Mike December 23, 2013

    Well Done Deki ERE !!

    Thank you Aman for the news update.

    Congratulations for those Eritreans who participated in exposing the dictatorial regime.

    I wish a quick recovery if any one ( from Deleyti Fithi ) is injured during the incident.

    Viva Eritreans in Israel !

    Down to the ambassador of Eritrea in Israel and his supporters !!

  • seraqi derho December 23, 2013

    ajokum deqi eritrea deleyti fthi qeribna ina . HGDEF abqiau eyu . nhna nhadnetna shethh meanthana

  • gidus December 23, 2013

    Assena,
    Do you think everyone is damn. The Document is not secret. Its is distributed officially in the HCBE website six months ago and all Eritreans are transferring money from all over the world to Eritrea to buy a house in the Housing Project 2013. Nothing new; nothing secret.

POST A COMMENT