Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፖለቲካዊ ተቦጉሶ ንምውናን ጥዑይ ሕድሕድ ዝምድና ኣብ መንጎ ተቓውሞ ሓይልታት ኤርትራ፡ ምህናጽ ናይ ግደን’ዩ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Tebeguso.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Wedi nega December 3, 2014

    Ajokum ab godnkum Alena ndhnet hzbna !!!

  • SAVING YOUNG BAHRENEGASHES December 3, 2014

    Was this not the organization that was looking for hitmen/hit women “heros” for 1.5 million the price of whacking Papa Isaias ,and the monkeys & Charly’s …whack one for $200.000 dlls & get another one free. I heard they started buy one get one free Opposition Pizza ? I guess they do multiple businesses .Poor & stupid families of mine that wasted their precious life in banditry!!!

    • ogbai December 8, 2014

      Young Bahre Negash \ያንግ ባህሪ ነጋሻ\፡ ኣበየናይ ኽፍለ ዘመን ትነብር ከምዘለኻ ትፈልጥ ኣይመስለን፡ ነቲ ብዙሕ ህይወት ዘተኸፍሎ፡ ዓቢ ክብሪ ዘለዎ ደም ጀጋኑ ዘይምግንዛብካን ክሳብ ክንድዚ ምንእኣስካ ብዙሕ ዘገርም’ዩ። ካብዚ እትሓፍሶ ረብሓውን ኣይራኣየንን’ሞ፡ ንገለ እዋን ዕርፍቲ እንተትወስድ ጽቡቕ ኮይኑ እስማዓኒ። ኣባባ ጃኖሆይ እንተዝስምዑኻ ንይሮም ግን፡ ናይ ካርነሽም ኣማሓዳሪ ምሃብኻ ነይሮም። ኻልእ እዚ ዘሎ ግዕዘይ ስርዕት ጊዜኡ ኣብቂዑ ምሕላፉ ዘይትረፍ ጉዳይ ምኻኑ ዘተገንዘብካ ኮይንካውን ኣትስማዓንን፡ ከምኡውን ድኽመታት ተቓውሞ ሓይልታት ካኣ ካብ ሕሉፍ ጉድለታቱ ተማሂሩ ናይ ኣፍ ዘይኮነ ናይ ግብሪ መልሲ በቲ ተባዕ መንእሰይ ወለዶ ምስ ሓፋሽ ህዝቡ ተሓባሩ ኣብቲ ዘድለ ምዕራፈ ለውጢ፡ ሕግን ፍትሕን ከንግስ ነቲ ናይ ምልኪ ስርዓት ክትክእ ምኻኑ መነጸር ድኣ ይጎድልየካ ክይኸውን’ምብር ርእይ ኩዳይ እዩ። ካብ ካርነሽም ዓዲ ጀጋኑኸ ከምዚ ከማኻ ምውላድ ‘ከብዲ ኣደስ ኩራ ምራ’ ከም ዘባሃል ጥርሕ ኢለ እዛዝም። ጎይታ ከኣ ምሕረቱ ከውርድውልካ እልምን። ንግዚኡ በዛ ጥዕምቲ ደርፊ ወናም ወዲ ገብሩ ዓርከይ ‘ነዚ ኹሉ እንኻዕ ኣርከብኩሉ’ እትብል ክትዘናጋዕ እጋብዘካ።

POST A COMMENT