Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ብዝገበረሉ ዘሎ ምቅላዕ ዝተሻቐለ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ናይ ጸለመ ፕሮፖጋንዳ ኣብ ምፍሓስ ከምዝርከብ፣ ምስኡ ብዝተኣሳሰር ምኽንያት ‘ውን 7 ኣባላት ምክትታል ዶባት ከምዝኣሰረ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

እቲ ን 15 ዓመታት ብዘይ ገበንን ፍርድን ኣብ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ክሳቐ ጸኒሑ ብጅግንነት ምቑሕ ናይቲ ጨካን ስርዓት ሰይሩ ብትብዓቱን ብልሓቱን ነጻ ዝወጽአ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ምስ ድምጺ ኣሰና ብዝገብሮ ዘሎ ግሉጽን ዓሚቝን

እቲ ን 15 ዓመታት ብዘይ ገበንን ፍርድን ኣብ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ክሳቐ ጸኒሑ ብጅግንነት ምቑሕ ናይቲ ጨካን ስርዓት ሰይሩ ብትብዓቱን ብልሓቱን ነጻ ዝወጽአ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ምስ ድምጺ ኣሰና ብዝገብሮ ዘሎ ግሉጽን ዓሚቝን ተኸታታሊ ቃለመጠየቕ ንባርባርነትን ውዲትን ኢሳይያስን ስርዓቱን ዝገብሮ ዘሎ ጽጹይ ምቅላዕ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ውዕዉዕ ተሰማዕነት ብምርካቡ ዝሰንበደ ሽፍታ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ኣብ ህዝቢ ሓዲሩ ዘሎ ቁጥዐን ነድርን ንምዝሕሓል መድሓኒ ገጽ ንምርካብን ናይ ጸለመ ፕሮፖጋንዳ ይኣልም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሎሚ ቕነ ናይ ካድረታቱ ጸበብቲ ኣኼባታት ብምክያድ፣ ፓይሎት ደጀን ምስ CIA ርክብ ከምዝነበሮ፣ ናብ መንግስቲ ኣመሪካ ሓበሬታ የታሓላልፍ ከምዝነበረ፣ ካብ ቤትማእሰርቲ ነጻ ዘውጽኡዎ ‘ውን ናይ ኣመሪካ ሰለይቲ ምዃኖም ናይ ሓሶት ጸብጻብ ዝሓዘ ዘነድ ብምድላው ብወግዓዊ መንገድን ባዶ ሰለስተን ነዚ ናይ ጸለመ ወረ ናብ ህዝቢ ንምዝርጋሕ መደባት ሂቡዎም ከምዘሎ እቲ ሓበሬታ የረድእ።

በዚ ኣብ ስውራ ዓብዩ ሃገሩ ንምግልጋል ተወፋይነቱ ብግብሪ ዘርኣየ በሊሕን ተባዕን ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ዝገብሮ ዘሎ ምቅላዕ፣ እቶም እሙናት ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ከይተረፈ ብጭካኔን ሕጊ ኣልቦነትን እቲ ዓማጺ ስርዓት ሰኪሖም ብጋህዲ ይጽይኑዎ ስለዘለዉ፣ ነቲ ወትሩ ምስጢራቱን ክፍኡን ምስ ተቓልዐ ነዚ ዓቅሊጽበታዊ ኣጕል ናይ ጸለመ መደብ ክኣትዎ ከምዝተገደደ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣገንዚቦም።

ምስዚ ኣብ ዝተኣሳሰር ዜና፣ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ‘ኣጻምእ ደንከል ሰጊሩ ባሕሪ ቆሪጹ ክሳብ ዝሳገር እንታይ ትገብሩ ኔርኩም’ ብዝብል ምኽንያት 7 ኣባላት ምክትታል ዶባት ኣሲሩ ከምዘሎ ‘ውን ተፈሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
107 COMMENTS
  • Mesinas June 1, 2014

    ” R.I.P ERITREA on May 31, 2014 at 6:23 pm said:

    Mesinas,

    Why dont you concentrate on your message. Unlike mine you have a positive message & poems to die for ,I am honest.

    Now, It is not my fault my lousy & inarticulate poems are getting more fame and followers. It is not my intention .TRY TO WIN EVIL WITH GOOD MESSAGE ,NOT WITH ENVY.

    God Bless you!”

    “TRY TO WIN EVIL WITH GOOD MESSAGE ,NOT WITH ENVY.” እዚ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ዓቢ መልእኽቲ ስለ ዘሎዎ ሸለል ኢልካ ዚሕለፍ ኣይኮነን። ብርግጽ ንሰይጣን ወይ ንኽፉእ ጽቡቕ ብምግባር ኢኻ እትስዕሮ! ከምዚ ስለ ዚኾነ ድማ’የ ብልዙብ ቃላት ምኽረይን ምሕጽንታይን ኣቐዲመ ከቕርበልካ ጸኒሐ። ሕጂውን ንስኻ (R.I.P ERITREA) ከምቲ እትጽሕፎ ናዕታታት ቀሊልን ጽዩፍን ሰብ ከምዘይኮንካ ግብረ መልስኻ ብኸፊል የንጸባርቖ ኣሎ። ስለዚ፡ ብኣምላኽ ዝተወሃበካ ፍሉይ ክእለት ንጽቡቕን ንሰናይ ተግባርን ንኺትጥቀመሉ በዚ መሰረት ከኣ መልእኽቲ ጽሑፋትካ ሰለስተ ዓበይቲ ዕላማታት ንኪህሉዎም ደጊመ እምሕጸነካ።

    እቶም ኣነ ይኹን ኩላቶም ደለይቲ ፍትሒ እንጽዕተሎም ዘለና ሰለስተ ዓበይቲ ዕላማታት እዞም ዝስዕቡ’ዮም፥
    1ይ፡ እንታይነትን ዓመጻትን ናይዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ኣጽናቲ ጉጅለ ምቅላዕ፣
    2ይ፡ ነቲ ብናይሓሶት ፕሮፖጋንዳኡ ዝታለል ዘሎ ሓፋሽ ህዝብና ምንቃሕ፣
    3ይ፡ ንኹሎም ተቓለስቲ ፍትሒ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ነቶም ብተዓጻጸፍነት ዝሰርሑ ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን ምትብባዕን ምምጓስን እዩ። ንእግረ መገድናውን ዓቕምና ብዝፈቕዶ መሰረት ነቲ መግለጺ መንነትና ዚኾነ ቋንቋናን ባህልናን ምምዕባል’ዩ። ስለዚ፡ ንስኻውን ነዚ ዕላማ’ዚ መሰረት ብምግባር፡ ንመሰልን ፍትሕን ንኺትቃለስ ደጊመ ደጋጊመ እላበወካ። ምኽንያቱ፡ በቲ ዘሎካ ተውህቦ ተጠቒምካ፡ ነዚ ብናህሪ ዚስጉም ዘሎ ቃልሲ ሓርነት ኪትድርዖ ስለ እትኽእል።

    ብተወሳኺ ኣነ ብልቢ’የ ዚብለካ፡ ኪኢላታት ኣሕዋተይ የሐብኑንን የኹሩዑንን እምበር ኣየቕንኡንን’ዮም! ውዒልና ሓዲርናውን ብእንገብሮ ዘሎና ኣበርክቶ፡ እንተ ክንሕተት እንተ ክንምጐስ፡ ኩልና ኣብ ቅድሚ ህዝብና ብኣካል እንቐርበሉ ግዜ ኪመጽእ’ዩ። ኣብታ መዓልቲ ኣቲኣ ግን ኣብ ቅድሚ ህዝብና ከይንሓፍር ምእንትስ ካብ ሕጂ ጀሚርና ርእስና ዘየድንን ስራሕ ክንሰርሕ፡ ልቦና ኮይኑ ይስመዓኒ። የቐንየለይ።

    • THE NOBLE TEACHER June 1, 2014

      Brother Mesinas,

      ጓል ዘረባ ምውሳኸይ ስለ ዝተጋገኹ፣ኣነ ይቕሬታ ይሓትት___ኣነ እንክያ ሰላምትያ ክብሃሃል ኣይደልን እየ።ብሕርቃን ዝኣክል እና ውርደት እናተፈጸመና (ብሕልፊ እቶም ደቂ ሓምሳ ዓመትን ልዕሊኡን ዝኾንና )ንባድመ ፣ቆልዑ ከነጥፍእ ዘሊልናስ ሕጂ ግን ከም ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ ኴንና፣ስለዚ ሱር ናይቲ ሽግር ኢሳያስ ኣይኮነ ወዲ ገራህቱ ፣እንታይ ድኣ እቲ ነዞኦም ንኣሽቱ ቆለውዕ ዘውረስናዮም ምህዞ ታሪኽን ሓሳዊ ትምክሕትን እምበር , ዕላማይ ፣ነቲ ሓቀኛን ዕላማ ዘለዎን ዝብሎ ጅግንነት ምቍንጻብ ዘይኮነስ፣ ነቲ ከም ናይ ኣምሓራ ትምክሕቲ ኣብ ካልእ ምትሕሓትን ነቲ ጸጽብቑ እናመረጽካ ፍረ ምስ ኣን እዩ።ሓው መሲናስ፣እመኖ ኣትይትእመኖ_ኣብዚ ግዜ እዚ ህዝቢ ከይተጠርነፈን ሓቀኛ ታሪኽን መንነትን መምርሒን ከይሓዘን መንግስቲ ኢሳያስ ክወድቕ ዝበለጸ ሓደጋ ስለ ዘለዎ ከይዕሎ ይፈርህ፣ማዕረ ክንድዚ እየ ነቲ መንእሰይ ዝፈርሃሉ።__እዩ እቲ መልእኽተይ።እቲ መንእሰይ ኣተሓሳስብኡ ክሳዕ ዘይቀየረ፣ በቲ ናትና ተለዋዋጥን ተቓናርን ሓሳብ ክሳዕ ዝኸደ ንጥፍ ኣቱ እዩ ብዝብል እየ።
      መሲናስ ፣
      ኣነ ብዘጥረዅኦ ናይ ኣእምሮ Disorder ወደይ ስኢነ.. ከም ውላድ, ከም ሓው ,ከም ኣቦ fail ጌረ።፣እዚ ግን ኣብ ሂወተይ ምረት ከየምጽኤ ነቶም ዝጠፍኡ ዘለዉ ኤርትራውያን መንእሰያት ኡይ ክብለሎም እዩ እቲ ዕላማይ__እሞ እቲ ንወያነ ብሳልስቲ ኣዲስ ኣበባ ከእቱ፣ፍርቂ ብልዮን /Half Billion ዘዋጽኤ ህዝቢ ድኣ ኣበይ ኣሎ ??? ኣነ ሕርቃነይ ምስቶም ኣብ ናይ ዕድመይ ክልል ዘለዉ እዩ።
      ዓቢ/Older people እንተተሳቐየ ብኸፊሉ ብዝመረጾ መገዲ እዩ፣እቲ ንእሽተይ ግን ንምንታይ ይጠፍእ ? ቆልዓ ምስኣን እንታይ ምዃኑ ስለ ዝፈልጦ፣ከምዚ ናተይ ከይበጽሖ,ደቁ ከድሕን ዝግብኦ ህዝቢ ቅ መ ተኸተሉ ሲጊንጢር ጌሩ ደቁ የወድእ ስለ ዘሎ እየ።

      ልዑል ክብረተይ ንዓኻ
      ሓወቦኻ ፣ሽመይ ናብታ ዝነበረታ ኖብል ቲቸር ክቕይራ እየ።

  • ERITRAWIT June 1, 2014

    Zbele entebele menedew ksemo ezey Deyablos wedi Tenbeien hzbna yehkekwo abarerwo adkewo nab Fenatura da Dekey hager Ajokum, Ajokum, Ajokum!!!!!!!!

  • no sielent June 1, 2014

    ናይ ህግደፍ ጽያፍ መወዳአታ የብሉን

  • Bilen June 1, 2014

    Dejen Hawey enqaE abzi abtsehaka.
    eti nkhulu zkhEl amlakh kemti n Paulos melAkhu sedidu kab bet maEserti zewtseO, nAkha dma kemU geru ewtsiUka.
    EgziAbher Abiy iyu msgana dma ybtsehayo.
    tesfay dma ab amlakhna Abiy iyu, netom bzey geben ab bet maEserti zbelyu zelewu aHwatna mewedaEta kgebrelom.
    degime degagime enqaE abzi abtsehaka, Amlakh dma kulu gize msakha ykhun.

  • ሓውና እንቋዕ ሓጎሰካ.እቲ ዝምካሕ ብኣምላክ ይመካሕ.

  • selamawit2 June 1, 2014

    The crotchety grandpa with nasty pubertal language said to Mesina (!!!)
    “TRY TO WIN EVIL WITH GOOD MESSAGE ,NOT WITH ENVY…”

    Dear Mesinas, Mehretu Habte himself is the embodiment of destructive ENVY! This frustrated wood gnome grandpa was back then to coward to stand up to his father – he watched him doing everything instead of stopping him. Therefore wood gnome grandpa got clinically insane and is now trying to let off steam at the cost of inncocent eritrean people!

    Seeing fantastic artist like Mertse, Mesina, Mighty etc. he gets GREEN with envy!!!
    But he will never be a great artist. No it was not gods fault, god gave him enough. But his poison soul make it impossible to reach a nibble of honesty – the precondition for art. His tongue of a snake won’t help him out of this:
    He has NO HONESTY, but A LOT of RAZZLE-DAZZLE.

    P.S. He is a litte (back-stabbing) DIA – just invisibly tiny.

    • THE NOBLE TEACHER June 1, 2014

      Hi selamawit2,

      Your inspiring words have partially convinced me to apologize to Brother Mesinas.You are a great insperation & your words are like a fresh milk in the middle of desert.}

      Thank you
      Uncle TNT (NO MORE R.I.P)

  • gerye June 1, 2014

    ደጀን እንኻእ ሓጎሰካ ጅግና

  • abraham Iseyas June 1, 2014

    DEJEN!!!!!! YOU are super hero.

  • THE NOBLE TEACHER June 1, 2014

    Fellow Eritreans ..the name R.I.P ERITREA has been misunderstood & has a bad conotation.So WE ARE BACK TO THE NOBLE TEACHER.

  • habtom June 1, 2014

    ደጀን ኢባይ ሰውራ ሰራሒ ቂያ ጅግና ሰባር ካርሸሊ ሂግደፍ በኣካ ሬኢዶም ኢዮም አም ናይ መጻኢት አረትራ ፕረዝደንቲ ሓጸካ ኣለኩ አሞ፡ኣምላክ ይሃግዘና አረትራ ከማካ በሊሕን ናይ አረትራ ነሰል ማንደላ ኢካ ከማካ አያ ድማ ኣረትራ ትጽበ ዘላ ።አድመን ተናን ይሃብካ

    • bhaki June 2, 2014

      habtom
      ጅግና ኢልካ ተመስገንካ ይበልጽ እምበር፡ ደጀን ኣንደ ሂሸል በይኑ ኣይኮነን፡ ክንደይ ጀጋኑ ከምኡ ኣለዉና። ንኣብነት ኣማኒኤል ኢያሱ መዳርግቲ ዘይብሉ ጅግነት ሓሊፉ ብጅግንነት ዝቓለስ ደሎ እንኮ ዜጋ ኢዩ። ከመይ ገርካ ትጎስዮ፣ ኢልሳ ጭሩም፣ ዮስየፍ ገብረሂወት ከምኡ`ውን ብዙሓት ብብቕዓት ከማሓድሩን ክመርሑን ዝኽአሉ`ውን ኣለውና፣ ፕረሲደንትነት ጅግንነት ፈጺምካ ዘይኮነስ፡ ሓልዮትን፡ብልሓት፡ ብቕዓት ብዙሕ ካልእ መምዘኒታት ክህልወካ ኣለዎ።

POST A COMMENT