Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጽንብል መበል 23 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ሎንዶን

ጽንብል መበል 23 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ሎንዶን   ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት መዓልቲ ነጻነት ብሓባር ንምብዓል ምሸታዊ በዓል ኣዳሊና ከም ዘሎና እንዳሓበርና ፤ ኩልኹም ተቃለስትን ደለይቲ ፍትሕን ብሓባር ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም ፣፣ ኣብዚ

ጽንብል መበል 23 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ

ኣብ ከተማ ሎንዶን

 

ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት መዓልቲ ነጻነት ብሓባር ንምብዓል ምሸታዊ በዓል ኣዳሊና ከም ዘሎና እንዳሓበርና ፤ ኩልኹም ተቃለስትን ደለይቲ ፍትሕን ብሓባር ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም ፣፣

ኣብዚ ምሸት ንመበል 23 ዓመት ጽንብል መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ክውንነት ዘንጸባርቁ መግለጺታትን ግጥምታትን ክቀርቡዩም ፣፣

ካብዚ ሓሊፉ፦ ድራር ከምኡውን ነዚ ምሸት ከማዕርጉ ዝኽእሉዩ ንብሎም ባህላውን ዘመናውን ደርፍታት ክቀርቡዩም።

ዕለት፣ ሰንበት 25/05/2014

ዝካየደሉ ቦታ፣

Address:

Pepper pot centre,

1a Thorpe Close,

Ladbroke Grove,

London W10 5XL

 

ሰዓት፣

ካብ ሰዓት 4፣00 ድ. ቐ ክሳብ 11፣00 ድ. ቐ

 

ብደሓን ምጹ

ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT

POST A COMMENT