Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሮማ ተኻይዱ።

ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዕዲ ጥልያን፣ ስዊዘርላንድ፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመን፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ኔዘርላንድስን ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ናብ ሮማ ብነፈትን መካይንን ዝገሹ ልዕሊ ሓደ

ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዕዲ ጥልያን፣ ስዊዘርላንድ፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመን፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ኔዘርላንድስን ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ናብ ሮማ ብነፈትን መካይንን ዝገሹ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ግዱሳት ኤርትራውያንን ኢጣልያውያን ኣኽሩኽ ኤርትራ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ 25 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሮማ፣ ኣብ ፊት ፓርላማ ኢጣልያ ተኻይዱ።

እቲ ናይ ዝኽሪ ሰልፊ ብኣቕሽሽትን መሻይኽን ክኽፈት ከሎ፣ ሰልፈኛታት ንኹሎም ‘ቶም ብ3 ጥቅምቲ ኣብ ላምፐዱዛ ዝጠሓሉ ግዳያት ንምውካል ቁጽሪ ሓደ ከምኡ ‘ውን መበል 369 ቁጽርታት ዝተጻሕፎ ሳናዱቕ ሬሳ ጸይሮም፣ ብመልቀስ ኣዴታት ተሰንዮም ነቲ ኣደብባይ ሰለስተ ሳዕ ዘይሮሞ።

መራሕቲ ሃይማኖት ብትግርኛን ዓረብ ኣብቲ ዘጣገመ ሓደጋ ኣተኵሮም ዝብከት ድሕሪ ምግባሮም ከኣ፣ ሰልፈኛታት፣ ነቲ ንመንእሰያት ኤርትራ ካብ ሃገሮም ከምዝነፍጹ እናገበረ ኣደዳ ሞትን ጥፍኣትን ዝገበሮም ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምዅናን ጭርሖታት ኣስሚዖም።

Roma_Slogan

ማዕረማዕሪኡ ወከልቲ ሰልፈኛታት ምስ ኣባላት ፓርላማ ተራኺቦም ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዓዲ ጥልያን ብሕልፊ ኸኣ ነቶም ብማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ኤርትራውያን ስድተኛታት ዝቃለለሉ መንገድታት ብዝምልከት ዝርርብ ኣካይዶም።

Roma_2

ነቲ ኣጋጣሚ ወከልቲ መደበራት ቴለቭዥን ዝርከቡዎም ሓያለ ናይ ዓዲ ጥልያን ጋዜተኛታት ሸፈነ ገይሮምሉ።

ሰልፈኛታት ኣብ ፊት ፓርላማ ዘካየዱዎ ሰልፊ ድሕሪ ምፍጽሞም፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብሓባር ንምምካት ከሰላስሉዎም ብዛዕባ ዘለዎም ስጉምታትን ሕጽረታቶምን ገምጊሞም።

Roma_march

aseye.asena@gmail.com

Review overview
25 COMMENTS
  • oqubay October 25, 2013

    Asena btiami xibum

  • seley October 25, 2013

    abey Ediley emo ni Roma keyde mis ezom anabis hizbi koyne kiHazinn kiQAwemn….enda astentenku dima XiniAt yihabom weledin AHatn! Kemzi ente QeXilna abzezelenayo Emri dictator miHaxeret

  • Wedi hzbi October 25, 2013

    I wish all of you can go to Asmara and do this ,the dictator would not last a day but I guess not easy especially when you are raising kids. Anyway we need to tell those who is living in Ethiopian refuge camp to fight instead of following us here. We can help them if they need money but they need to do that I mean what are they waiting for.they are not far from the dictator.

  • emba October 25, 2013

    Good job keniena awet msakumn msti wstue ertrawin ykun

  • Azmera October 25, 2013

    This effort to remove the dictator will need the effort of both Eritreans from inside and Eritreans that are outside of Eritrea. There must be a very ORGANIZED plan of action. There has to be sacrifices made from all Eritreans in order to succeed. Remember Eritreans with God on our side, there is NOTHING we can’t defeat.

    • Antinun October 26, 2013

      Forget God man. If you really believe in God, then God is responsible for putting issayas in power and we should wait for God to remove him. BTW, the bible says it all. So we should rely on each other not God.

  • daliule October 25, 2013

    hahahahh easy to say. Why don’t you go yourself first to be an example for them to follow you? zeb ketewade seraqie. We had enough pain from war in past.

  • daliule October 25, 2013

    We don’t need to hear any news of war. what we need is to get together and come up with some solution that can help us to sit down on one table and talk. Otherwise taking an advice from enemy of the country will get you bring no solution

  • COW FACE October 25, 2013

    እዚ ሕጂ ዝትንትኖ ዘለኹ፣ገሊኡ ጭቡጥ ርትዒ ብዘለዎም ጽሓፍቲ ብምብንባብን ንተጋደልቲ ጀብሃ ዝነበሩ ልቦም ክሳዕ ዝትኮስ ሕቶታት ብምቕራብን __ገሊኡ ድማ በቲ እናሓደረ ዝኹላዕ፣ንሓቂ ዝጸምእ ሓንጎለይ ብዝገበሮ ምትሕሓዛት እዩ።ካባይ ንላዕሊ ክትንትንዎ ዝኽእሉ ክኢላታት ኣለዉ ግን ንዓኻትኩም ኣብ ባድመ ዘቕትል ገንዘብ ምስኣዋጽኡ ንወያነ ኣብ ሳልስቲ ኣዲስ ኣበባ ስለ ዘየእተኹሞም ጉህዮም ተቐዪሞምኹም ስለ ዝኾኑ ,ምስ ኣንስቶምን ደቆምኒ ኮይኖም ኣብ ተለቪዥን American Idle ይርእዩ ስለ ዘለዉ ኣይጥዓሞምን ።
    ደቀይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን፣ኣንብብዎ___ሰብ ስለ ዝተሳእነ ኣነ እየ መለስ ዜናዊኹም

    መንእሰያት ኤርትራ ፣

    እቲ ዓለማዊ ትምህርቲ ዝጎደሎ_ ብጥበብ ግን ወደር ዘይብሉ ዕላማይ ፣ብሰንኪ እቲ ዝቓደረ ሓንጎል ኣብሓጎታትኩምን ኣቦታትኩምን____ናይ ምኽሪ ምግቢ ዝስኣነ ኣእምሮኻትኩም ገለ ሃናጺ ለባም ስንቂ ንምስናቕ እዩ።
    ደቀይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን፣
    ኣተሓሳስባኹም እንተቐይርኩም እዩ ናብራኹም ዝቕየር ፣ህዝቢ ኤርትራ ዝምሓየሽ። __ ካብቶም ብዕድመይ ዝርከቡ ኣዝማድኩም፣ኣብ ኣድቬንቸራዊ ኵናት ምጥፋእን _ ነብሰ ጽልኣት ዝኾነ ´እዘን ዓጋመ እዘን ኣምሓሩ´ ዝብል ኣጉል ትምክሕቲ ኢኹም ክትምሃሩ፣ኣይትሓዙሎም ብኽፍኣት ኣይኮኑን።ንሳቶም ንፋሽሽቲ ክጉምቡሑሉ ከለዉ እቶም ናይ ታሪኽ ኣቦታትና ተጋሩን ኣምሓሩን ግን ግንባሩ ደፊኦሞ በረኻ ይኣትዉ ስለ ዝነበሩ ፣ብኡ ምኽንያት ጣልያን ጸሊኡዎም፣ነዞም ጊልያታት ዝኾኑ ኣዝማድኩም እውን ምስቲ ተረፍ ስቃጥላ ዝድርብየሎም ዝነበረ ሳርዲን ነዚ መራዚ ሓንጎል እውን ሂብዎም፣ጣልያን ካብ በሎ ክኣ ክርስቶስ ከም ዝበሎ እዩ ንኣታቶም።
    መንእሰያት ከም ምዃንኩም መጠን እዚ ዝነግረኩም ዘለኹ እብራይስጢ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ሓወቦይ ገጽ ላም ፣እንታይ ከተሓሕዝ ደልዩ እዩ እዚ ኩሉ ዓጀውጀው ዝብል ዘሎ ክትብሉ ትኽእሉ ኢኹም።___እወ እዚ ጊልያዊ ኣተሓሳስባ እዚ ብዘምጽኦ ሰበብ እዩ ንስኻትኩም እዚ ግሃነም እሳት እዚ ት ስሕንዎ ዘለኹም።
    ደቀይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን፣
    ¨ኤርትራውያን¨ኣብርሃን ኣጽብሃን፣ዓይኒ ጣልያን ኣንቊሮም ብጅግንነት ንፋሽሽታዊ ግራስያኒ ቁምቡላ ዘቝሓምዎ ድሙ ድሙ ሰትዮም ኣይኮኑን ሓዲኦም ኣከለጉዘታይ ሓዲኦም ሰረወታይ ኩሩዓት ሓበሻ ስለ ዝነበሩ እዮም።ኣቦሓጎኹም ዘርኣይ ደረስ ንናይ ኣቢሲንያ ባንዴራ፣ንባንዴራ ኣቦታቱ፣ ርገጻ ተባሂሉ፣ ነታ ናይ ፋሽሽቲ ባንዴራ ረጊጹ ነታ ናቱ ዝኾነት ባንዴራ ኣብሲንያዊት ሓበሻ ኣብ ዝባኑ ሰቒሉ ፣ኣብ ማእከል ሮማ ጉራዴ ጌሩ ሽዱሽተ ፋሽሽቲ ዝቐንጸለ ኣቡሓጎኹም ዘርኣይ ደረስ እዩ።
    _ኣውዓሎም ድማ፣ምስ ናይ ሃገርና ነበር ኢትዮጵያ ሰራዊት ተማሻጢሩ ብስልቲ፣ንፋሽሽቲ፣ኣብ ክቢ ጀግና ወት ሃደር ሓበሻ ኣእትዩ ሳላጣ ዘግበሮም ታሪኻዊ ሓበሻ ኣቦሓጎኹም እዩ።እቶም ኣብ ሻሸማኔ ፣ ጀግኖች ሰፈር ሃማሴን ዝብል መሬት ዝተዋህቦም ኣብሓጎታትኩምን ኣቦታተይን ፣ንሰራዊት ባንዳ ጣልያን ተመሲሎም ኣብ ውሽጢ ኣሃዱታት ፋሽሽቲ ኮይኖም ናይ ሃገርናን ክብረትናን ነበር፣ ኢትዮጵያ፣ የውስጥ ኣርበኛ ዝነበሩ ሓበን ዝመልኦም ¨ኤርትራውያን¨ እዮም። ብድሙ ድሙ ተመሪዙ፣ሃገረሰባት ኣዝማድኩም እነጨወየን ደቆም ብሓይሊ መንዚዑ ዘሕርድ፣ተኵሶም ዘይኩእሉ ከምባታን ናይ ደቡብ ኦሮሞን ቀቲሉ ፣ወያነ ብዝደገፍዎ ናይ ሓሶት ነጻነት ዘምጽእ ኣይኮነን ሓበንኩም ደቀይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን።
    ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም (ምንም እኳ ማሕበር ኣንድነት ቅዱስ ውድብ እንተነበረ ወረበላታት እውን ስለ ዝነበርዎ)፣ነዚ ጀግና ህዝቢ ትግራይ ናይ ትግራይን ህዝቢ ትግራይ ናይ ኤርትራን ኣሓቢሩ ንጭቆና ኣገዛዝኣ ሽዋ ተቓዊሙ ¨ኤርትራ ንኤርትራውያን¨ትብል ሰልፊ ዝመስረተ ኣብሓጎኹም፣ በቶም ወረበላታት ሾውዓተ ጊዜ ብጥይት ተሃሪሙ ፣ኤረ ሓደ ጊዜስ መዓንጥኡ እውን ተዘርጊፉ፣ካብ ኤርትራ ወጺኡ ድማ ምስ መታሕት ዝቕመጥ ጅግና ኣብሓጎኹም ኢድሪስ ዓዋተ ርክብ ጌሩ ናይ መጀመርያ ጥይት ተተኮሰት ።ሕቶ ኤርትራ ሕቶ ሃገር ይልበስ እምበር ሕቶ መሰልን ጸረ ግፍዕን ኢዩ ኔሩ።ንብእስራኤል ዝሰልጠኑን ኤም ሰክስቲንን መድፍዕን ሰራዊት ጃንሆይ ሓንቲ ኣቡ ዓሸራ ናይ ኣብሓጎኹም ኢድሪስ ዓዋተ ሓራእራእ ኣቢላቶ ፣ኤረ ኤርትራውያን ኣብ ሜዳ ጥራይ ዘይኮነስ ፍልስጢኤም ከይዶም እውን ከም ዑፍ እናተወንጨፉ ንሰራዊት እስራኤል ስለ ዘሸገርዎ ፣ናይዞም ጀጋኑ ኣቡሓጎታትኩምን ኣቦታትኩምን ዝኾነት ውድብ ተሓኤ ምስ ፍልስጥኤም ብዝገበረቶ ምትሕብባር ንእስራኤልን ኣሜሪካን ስለ ዘሻቐሎም ብ 1969 ንኣቢሲንያዊ ባባ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃም (ቆራጽ ጅግና _ካብ ቤተ ሰቡ ብናይ ኣቢሲንያ ጀግንነት ዝፍለጥ ፣ብምኣዲ ጃንሆይ ዝዓበየ)ሲ ኣይ ኤ ንቓልሲ ኤርትራ ናብ ጨናዊ ካልሲ ኤርትራ ክቕይሮ ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከጥፍእ እሞ ነቲ እስላማዊ ዝበልዎ ሓይሊ ከቕህም___ኢትዮጵያ ድማ ዋላ ኣብ 7 ትመቓቐል ጻምኡ ከም ዝረክብ ሲ ኣይ ኤ ቃል ኣተዉሉ ።ኣሜሪካ፣ኣብ ጃንሆይ ዝነበሮም እምነት፣በቶም ካብ ሓይሊ ብርሃን ንላዕሊ ዝውንጭወፉ __ንቑጽ ቅጫን ቦጅቦጅን በሊዖም እንተዘይኮይኑ ብኬሪ ድሙ ድሙ ከይሰተዩ ጅግንነት ብዕላማ ዝወቕዑ ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ስለ ዝቕሃመ እዩ።

    ይቕጽል…..

    ፈለግ ጥበብ ዝኾነ ኣቦኹምን ዓቢ ሓውኩምን

    COW FACE aka YUGOSLAVO – ERITREAN

    • COW FACE October 25, 2013

      addition…

      ደቀይን፣ንኣሽቱ ኣሕዋተይን ,

      መልእኽቲ ናይዚ ላዕሊ ዝጠቐስኵዎ ትንታኔ ብግልጺ ከም ዘመልክቶ ንሕና ከም ህዝቢ ፣ዋላ ዋናታት ኢትዮጵያን ቀንዲ ኢዮጵያውያንን እንከለና ይኺን፣ኣቦና ወልደ ኣብ ወልደማርያም ብዝሃነጽዎ ቃልሲ፣ ሽዋዊ ጭቆና ኣብ ርእሲ ተጋሩ ኤርትራውያንን ተጋሩ ትግራይን ተቓዊምና ፣ንናይ ሓቂ ዕላማን ህዝባዊ ሕቶን ምስ እንልዓል፣ቆራጻትን ሕቡናትን ህዝቢ ከም ምዃንና እዩ።ምስቶም ኣብታ ንውንና ዝነበርና፣ደቡብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና ሓደ ስለ ዝኾንና፣ዘጥቅዓና ዘሎ ሓሳዊ ታሪኽን፣ ሓሳዊ ጀግንነትን (ኣብ ድሙ ድሙን ሃታ ሃታ ሓሳዊ ደፍታትን)ዝተሞርኮሰ እንተዘይኮይኑ ፣ናይ ሓቂ ጅግንነትናን ፣ናይ ሓቂ ታሪኽናን ምስ እንፈልጥ __ህዱእ ሓንጎል ሒዝና ነዛ ግሃነም እሳት ዝኾነት ኤርትራ ብንመንእሰያታ ብሰላም ተንብር ክትከውን ትኽእል እያ።ግን መንእሰያት ለብሙ፣ሕቃሳዊ ናይ ይክ ኣሎ ታሪኽ ኣይት ስምዑ ።ነቲ ዝመሽመሸ ሕቃንጎል ኣያታትኩም ገዲፍኩም እስከ ነዚ ናተይ ድማ ዳህስ ስዎ።

      ሓንጎል ይሃብኩም

      • ahmed saleh October 26, 2013

        COW FACE
        Our country became a nation of tragedy scene to some and a comical drama scene to others . Many of us
        struggled to reach the moment when the mind says ; ” aha , I found our exact problem ” . But at time
        goes on we could never identify the real problem of our people until this day . Low political way of
        tactic to extortionate for their self interest victory have done overwhelmed damage hard to bear .
        Eritreans should see things the way it is rather than take someone’s word without reservation to
        follow . Eritreans mind had been contaminated for so long and to find a common ground which gives
        way to hold us firm as a nation I guess we need to have psychological cleansing (tune-up ) to
        refresh ourselves . Even at this sad period you hear unnecessary arrogant comments from fellow
        Eritreans . In fact sometimes you hesitate to call them my fellow country men/women .

        • COW FACE October 26, 2013

          Brother Ahmed Saleh ,

          To that I say amen .

          My respect as usual

          Cow Face

  • Sndebrhan Ekube October 25, 2013

    I’m really proud of you all Deleyti fithi thankyou .

  • belay nega October 26, 2013

    Wrong address,Italians themselves never have a stable gov since 2nd world war.

POST A COMMENT