Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሮማ ተኻይዱ።

ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዕዲ ጥልያን፣ ስዊዘርላንድ፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመን፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ኔዘርላንድስን ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ናብ ሮማ ብነፈትን መካይንን ዝገሹ ልዕሊ ሓደ

ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይቲ ሽግር ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምዅናንን ካብ ዕዲ ጥልያን፣ ስዊዘርላንድ፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመን፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ኔዘርላንድስን ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ናብ ሮማ ብነፈትን መካይንን ዝገሹ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ግዱሳት ኤርትራውያንን ኢጣልያውያን ኣኽሩኽ ኤርትራ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ 25 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሮማ፣ ኣብ ፊት ፓርላማ ኢጣልያ ተኻይዱ።

እቲ ናይ ዝኽሪ ሰልፊ ብኣቕሽሽትን መሻይኽን ክኽፈት ከሎ፣ ሰልፈኛታት ንኹሎም ‘ቶም ብ3 ጥቅምቲ ኣብ ላምፐዱዛ ዝጠሓሉ ግዳያት ንምውካል ቁጽሪ ሓደ ከምኡ ‘ውን መበል 369 ቁጽርታት ዝተጻሕፎ ሳናዱቕ ሬሳ ጸይሮም፣ ብመልቀስ ኣዴታት ተሰንዮም ነቲ ኣደብባይ ሰለስተ ሳዕ ዘይሮሞ።

መራሕቲ ሃይማኖት ብትግርኛን ዓረብ ኣብቲ ዘጣገመ ሓደጋ ኣተኵሮም ዝብከት ድሕሪ ምግባሮም ከኣ፣ ሰልፈኛታት፣ ነቲ ንመንእሰያት ኤርትራ ካብ ሃገሮም ከምዝነፍጹ እናገበረ ኣደዳ ሞትን ጥፍኣትን ዝገበሮም ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምዅናን ጭርሖታት ኣስሚዖም።

Roma_Slogan

ማዕረማዕሪኡ ወከልቲ ሰልፈኛታት ምስ ኣባላት ፓርላማ ተራኺቦም ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዓዲ ጥልያን ብሕልፊ ኸኣ ነቶም ብማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ኤርትራውያን ስድተኛታት ዝቃለለሉ መንገድታት ብዝምልከት ዝርርብ ኣካይዶም።

Roma_2

ነቲ ኣጋጣሚ ወከልቲ መደበራት ቴለቭዥን ዝርከቡዎም ሓያለ ናይ ዓዲ ጥልያን ጋዜተኛታት ሸፈነ ገይሮምሉ።

ሰልፈኛታት ኣብ ፊት ፓርላማ ዘካየዱዎ ሰልፊ ድሕሪ ምፍጽሞም፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብሓባር ንምምካት ከሰላስሉዎም ብዛዕባ ዘለዎም ስጉምታትን ሕጽረታቶምን ገምጊሞም።

Roma_march

aseye.asena@gmail.com

Review overview
25 COMMENTS
  • BINGO! October 26, 2013

    Lets deal with cowards

    Dr Tesfay

    Dr Gideon

    • belay nega October 26, 2013

      BINGO

      “Lets deal with cowards
      Dr Tesfay
      Dr Gideon”

      ንባዕልኻ አበየናይ ግንባር ኢኻ ተፈቲንካ ቅድሚ ፈራሃት ምባልካ

      • BINGO! October 27, 2013

        I was in Mereb setit and Gash – 381 enda filopose neber. WEdi Shenayi. Have u ever seen the song of wedi tikabo in mereb setiti – Wures tewerares atfayo nmeles. I was in that song infront. Not coward who are maoring in socilogy and job less people in USA. Most of teh so called are sessional instractors in usa. They major in a weak subject. and they were bored with their subjectes and now harassing Eritrea.

        I am follwing them

  • COW FACE October 26, 2013

    …..ካልኣይ ክፋል _ሓቀኛ ጅግንነት ኤርትራውያን፣

    ¨ላምፔዱሳ እንታይ ደኣ ወሪዱኪ ንኽልተ ሰሙን መጻረፊ ህግደፍን ኢሳያስን ኣደሃሂርክናስ ሓደ ሽሕ ጥራይ ኣብ ሰላማዊ ሰልፍኺ ??????
    (ህዝቢ ኤርትራ ምፍቃርን ህግደፍ ምጽላእን ክልተ ካብ መሬት ንሰማይ ዝርሓቐ ዕላማ እዩ።)

    HATE, AS A STRATEGY WON ONES IN 1991 ,I DOUBT IT ,IT WILL REPEAT AGAIN!!!

    I feel like a high school drop out teaching Rocket Science ,I am not really fit to narrate history in an articulate and chronological order. I have none of those…the only thing I have is THE TRUTH. It is because the truth is hidden from you ,by your coward ,slave minded older Eritreans that I am ¨teaching¨you in my capacity.
    young people ,you have heard fairy tale after fairy tale ..the excagerrated oppression by Ethiopia ,the Colony crap..you are still confused ….Reason ? ,because what your slave minded older relatives told you does not add up.
    But ,Why should true history , true identity & true principle matter….because ,it unites people ,it organizes people & it enables people to arm themselves …be it with conscious resistant peaceful struggle or military weapon to kick ass.Eritrean young people are the only young people given to useless death by their own parents ,I feel sorry for my Eritrean kids & young brothers.
    I AM NOT INFLUENCING YOU SO THAT OUR ERITREA RE-UNITE WITH IT´S MOTHERLAND …,NO, I WOULD BE TOTALLY AGAINST THAT ..
    BECAUSE ETHIOPIA IS NOT A DUMPING GROUND FOR FAILED PEOPLE ,I WANT IT TO BE OUR SHELTER , REFUGE,EDUCATION SPONSOR & BRIDGE TO SETTLE IN EUROPE & NORTH AMERICA.
    መንእሰያት ኤርትራ፣

    ከምቶም ፈሪሳውያንን ጽሓፍትን(ናይ ግዜኦም ምሁራት) ነታ ሓቅነት ናይ የሱስ ክርስቶስ___እዚ ወዲ ፈለኛሞ ወዲ ዮሴፍ ፣እዚ ዘይተማህረ ፣እዚ ገፈፍቲ ዓሳን ኣመንዝራታትን ብጾቱ ኢሎም ብሓሶቶም ንምሉእ ዓለም ኣጋግዮም ዘስቀልዎ ሓሰውቲ መምሃራን___እዞም ፈሪሳውያን ግን ዘይተማህሩ፣ዘወርቲ ታክሲ ኣዝማድኩም ድማ ሓሳዊ ታሪኽ ብምዝራእን፣ካብ ሰኸርም ብዘዋህለልዎ ገንዘብ ኣጣራቒሞም ፣ኣብ ጊዜ ውግእ ባድመ፣ንሞትኩምን ጥፍኣትኩምን__ኣነ ንሃገረይ ሽሕ ዶላር ፣ዓሰርተ ሽሕ ክራውን ፣ዕስራ ሽሕ ዶች ማርክ ሂበ ኣለኹ እናበሉ ናብ ማሕረዲ ዝሰደዱኹም፣ እንሄዉ ኣብ ላምፔዱሳ ክትጥሕሉ ግን ነቲ ባዕላቶም ዝፍሓርዎ ጉድጓድኩምን ብሓሳዊ ዕላምኦም ዘገልበጥዋ ጃልባኹምን፣ ንሞትኩም ክልተ ሰሙን መጻረፍ ኢሳያስን ህግደፍን ምስ ተጠቐሙሉ ኣብቲ ´ግዳያት ሓደጋ ላፐዱዛ ንምዝካር ሰላማዊ ሰልፊ´ ግን ክንደይ ተረኺቦም ___
    ኣሰና ዌብሳይት ክጠቅስ __
    ¨ካብ ዓዲ ጥልያን፣ ስዊዘርላንድ፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመን፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ኔዘርላንድስን ካልኦት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳን ናብ ሮማ ብነፈትን መካይንን ዝገሹ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ግዱሳት ኤርትራውያንን ኢጣልያውያን ኣኽሩኽ ኤርትራ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ 25 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሮማ፣ ኣብ ፊት ፓርላማ ኢጣልያ ተኻይዱ።¨
    __ካብዚ ኩሉ ሃገራት ዝመጹ ኤርትራውያን እሞ ወጻእተኛታት ተሓዊሶሞምን ሓደ ሽሕ፣ ኣበይ ኣለዉ እቶም ንጥፍኣትኩም ገንዘብ ዘዋጽኡ፣ኣበይ ኣለዉ እቶም ምስታ ጅግናን ሓቀኛን ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጋደልቲ ነበር ፣ሓሰውቲን መቕተልቲ ሰብን ፣___ይፈልጡ ኔሮም እንድዮም፣ ኣቢስያናዊ ሓይሊ ሻዕብያ፣ንወያነ ሓጊዙ__ንተጋደልቲ ተሓኤ ካብ ባድመን መሬት ኤርትራን ሓግሒጉ ኣውጺኡ፣ ንባድመን ከባቢኡን ከም ዘይናቱ ርእዩ ዝሓገየን ዝቐውዔን ።ኣበይ ኔሮም ሓሶት ዘይበሉ__ንሳቶም ድኣ ገደዱ፣ሃገራውያን መታን ክብሃሉ እናፈለጡ ገንዘብን ሓሶትን ኣዋጺኦም ድኣ ኣቕተሉኹም።ሃገራውያን ዘብሎም፣ግን ነታ ንመሰል ኣስላማይን ክስታናይን ዝቖመት ሃገራዊት ውድብ ስለ ዝተቓለሱ እምበር__ምስቶም ናይ ሓማሴን ውድብን፣ጸረ ቶርዓን ኢሎም ንሻዕብያ ዝኽተሉ ወረቦላታት ምኽታል ኣይነበረን።
    ደቀይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን፣
    እዚ ኣነ ዝብለኩም ተማራመሩሉ፣ነዞም ሓንጎል ባርያ ዘለዎም ኣዝማድኩምን ኣዝማደይን ክትውንጅሉሉ፣ወይ ቅርሕንቲ ከተሕድሩ ኢለ ኣይኮንኩን__እንታይ ድኣ፣ ሓቂ ተመርኵስኩም መታን ቅኑዕ መትከል ክትክተሉ ኢለ እየ።ንሓድሕድኩምን ፣ናይ ታሪኽ ኣሕዋትና ንዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ሱዳናውያንን ጥራይ ዘይኮነስ ንምሉእ ዓለም እውን ክትሓቝፉን ሓቢርኩም ኣብ ግሎባላዊ ኤኮኖሚ ክትምዕብሉ ኢለኩም እየ ።
    ¨ተጋዳላይ¨ ኣልቃዒዳ ¨ተሰዊኡ¨ሰብዓን ክልተን ደናግል ይጎናጸፍ።¨ተጋዳላይ¨ ኤርትራ ድማ ¨ተቓሊሱ¨ናይ ሰብዓን ክልተን ወረቦላታት ክፍለ ሰክዩሪቲ ሒዙ ይኣቱ ።እንድዒ ንስኻትኩም እምበር፣ኣነስ ሰብዓን ክልተን ደናግል ምመረጽኩ ።
    ናይ ሓንጎል መካኒክ ዝኾነ ኣቦኹምን ዓቢ ሓውኩምን
    ገጽ ላም aka ዩጎዝላቭያ ኤርትራዊ aka MEHRETU – HABTE

    ይቕጽል ……

  • Dawit October 26, 2013

    ኣብ መጨረሻ፡ ህ.ግ.ደ.ፍ ንዕስራ ዓመታት ምስ መመላእታ ኣብ ኰረሻ ስልን ተወጢሑ ኣብሪሱን ኣጥፊኢኡን እምበር ኣየልመዔን። ብድሕሪ ሕጂ’ውን ከልምዕ እዩ ኢልካ ምሕሳብ ሕልሚ ደርሆ እዩ። ህ.ግ.ደ.ፍ ብደም መንእሰያትን ሕጻናትን ስልዝተሓጽበ ንድሕሪት ኣይምለስን እዩ። ሓንቲ ኣዋጻኢት ንህዝቢ ኤርትራ ንህ.ግ.ደ.ፍ ካብ ስሩ መቍሚቁ ክድርብዮ ኣለዎ። ቈርበት በጊዕ ተኸዲኑ ንህዝቢ ኣታሊልዎ ገና’ውን ከታልሎ ይርከብ። ድንክል በለእምበር ኣይተኻዕወን ከምዝበሃል፡ እወ ህዝቢ ኤርትራ ተገሪፉ፡ ተቀጥቂጡ፡ ሞይቱ እዩ ግና ኣይተምበርከኸን። ስለዚ ዱር ምስዝሓብር ንኣንበሳ ይኣስር ከምዝበሃል፡ ኵላትና ብሓባር ኮይንና “ይኣክል” ኢልና ናብ ጐሓፍ ንደርብዮ።

  • ERITRAWIT October 26, 2013

    Thank you deki hager deki hzbyi!!!!!! Kanza Eritrawi zeysmo Eritrawi aykonen,aykonkin,aykonkumen naybehakey kbur haw!!!!!!

  • COW FACE October 26, 2013

    ሓቀኛ ጅግትንነትን ታሪኽን ኤርትራውያን !!!

    ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፍሊ__፡

    ዝኸበርኩም ንኣሽቱ ኣሕዋተይን ደቀይን ፣

    እቲ ምሉእ ሓሳብ ንምግላጽ ጓሂን ሕርቃንን ዝደናደኖ ሓጺር ክእለተይ መሊሱ ከየዳናግረኩም፣እቲ የዔውት እዩ ዝበልኩዎ ነጥብታት ብደረቑ ሓደ ብሓደ ክትንትነልኩም እየ፣___ነቶም መንነትን ሓበንን ዘይብሎም፣ዓበይቲ ኣዝማድኩምን ኣዝማደይን ሓቲቱ ዘዕግብ መልሲ ናይ ምርካብ ዕዮ ገዛ(home work) ንኣኻትኩም ይገድፎ።
    1)ንዓበይቲ ኣቦታትኩምን ኣያታትኩምን, ብዛዕባ ጉዳይ ኤርትራ ፣ብሓቂ ንምንታይ ክትግንጸል ማለት ¨ነጻነታ¨ክትረክብ ኣድለየ ??? ኢልኩም እንተሓተትኩሞም__ ዝህቡኹም ናብ ኢሞሽን ዘእቱ መልሲ እዩ ።
    __ኣዴታት ጡበን ክቑረጻ፣…(እወ ሓቂ ዝተፈጸመ ግፍዒ እዩ)
    __ሰብኡትን ቆልዑን ብእምኒ ጽንጽሕለ ክቕተሉን …(ብሓቂ ብሰራዊት ጃንሆይ ዝተገብረ ግፍዒ)
    እዚ ግፍዒ እዚ ግን፣ብግንባር ቀደም ኣንጻር መታሕት ኣስላም ኣሕዋትና ዝተፈጸመ እዩ፣ ሻዕብያ ግን ካብ ትጥነስ ህዝብን ሃይማኖትን እስልምና እተቋናጽብ፣ ንስዉኣት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ¨ኣዳግሞ ነዚ ሬሳ ናይ ደቂ ሓሊማ¨ እናበለት ናይቲ ዝልኣኻ ጃንሆይ ሞግዚት ዝኾነ ኣጀንዳ እትፍጽም ወረበላ እንታይ ዓይነቱ ናይ ሓርገጽ ንብዓት እያ ንኤርትራዊ ተፍስሰሉ ዘላ ???
    __ ካልኣይ ኣእምሮ ዝጐደሎ መልሲ ድማ ፣
    __ በቲ ጣልያን ጸሪቡ ግዝኣት ዝሰርሓ መሰረት ,ኤርትራ ሃገር ክትከውን መሰላ እዩ ኔሩ ይብሉ።
    ሓቂ ብእውነት ሓቂ ዘረባ__ግን ክቡራት ደቀይ___
    * ኣነ ውን ፍረነብሰይ ብኻራ ቆሪጸ፣ ነኽላባት ጎረቤትና ክህቦ መሰለይ እኮ እዩ !!!
    __ ናይ ማይክሮሶፍት ጀነራል ማናጀር (General Manager)ኴንካ ንዓመት ዓሰርተ ሚልዮን ደሞዝን ረብሓን ትረኽበሉ ስራሕ ገዲፍካ እውን፣ መታን ባዕልኻ ትውንኖ ንግዲ ክትገብር /ነጻነትካ ክትረክብ፣ ቆሎ ክትሸይጥ ክትጅምር እውን ትኽእል እኮ ኢኻ።መሰልካ እዩ !!!
    ግን ብሓቂ ለባም ውሳኔ ድዩ ??? እቲ ናይ ኤርትራ ናይ መሰል ሕቶ ኣብ ሰብዓታት, ኣቢሲንያዊ ሻዕብያዊ ኣጀንዳ ምስ ኣተዎ እምብኣር፣ምስ ወላዲት ሃገርና ኢትዮጵያ ፍጹም ፍትሕ ጥራይ ዘይኮነስ ፣ናይ ልቢ ጽልኢ ውን ወሊዱ ፤መታን ኣቢስያናዊ ሓይሊ ሻዕብያ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ኮንዶም ተጠቒሙ ዓባይ ኢትዮጵያ ንኽገዝእ ።
    ወያነ ኢትዮጵያን ፣ኢትዮጵያዊ ኣጀንዳ ዘለዋ ሻዕብያን__ቅድሚ ውግእ ባድመ ፣ትኽ ትንፋስ ኣዕሩኽ ኮይኖም ፣ሕቝኦም ክትሓኻኸኹ ከለዉ፣ኣቦታትኩምን ኣያታትኩምን፣ንወያነ ሓልዮምን ዘርዮምን ነምሓሩ ዝድህሉን ዝጋፈጡን ዝነበሩ፣ ኢሳያስ ብዝወልዖ መሕረዲኹም ኵናት ሳልስቲ ከይጸንሑ__ግልብጥ ኢሎም፣ ንተጋሩ ናይ ትግራይ __ ¨ኣብ ሳልስትኽን ኣዲስ ኣበባ ከነእትወክን ኢና ኣትን ዓጋመ ኢሎም ፈኪሮምሎም¨፡፡ነቶም ትማል ትማል ዝጸርፍዎም ዝነበሩ ኣምሓሩ __ንወያነ ሓቢሮም ከጻርፍዎም ክዴልይዎም ጀሜሩ።}
    እዚኦም እዮም ኣቦታትኩምን ኣያታትኩምን ፣ንትግራዋይ መንነቶም፣ህዝበ ትግርኛ ኢሎም ቀይሮሞ ፣ሓሳዊ መንነት ለቢሶም ንኣኹም እውን ዘዳናግርኹም ዘለዉ …..ንተጋሩ ናይ ትግራይ ፣እዘን ዓጋመ ከም ሰፍኢ ግልብጥ ግልብጥ እየን ዝብላ ዝብሉ ዝነበሩ፤ንሳቶም ንሰፍኢ ቀዲሞማ ተገልበጡ፣….ትግራዋይ ከም ሰፍኢ እንተተገላበጠ ወይ ቀልጢፉ ስለ ዝተረድኦ እዩ ፣ወይ ድማ ብግዝኣት ሽዋውያን፣መሰሉን ክብረቱን ምስ ተመንዝዔ ክማሳሰል ኢሉ ዝገብሮ ዝነበረ ናይ ዓቕሊ ጽበት ግጉይ ስርሒት እዩ ኔሩ።እዞም ደሞም ኣፍሲሶም፣ ሓሳዊ ሃገርን ፣ሓሳዊ መንነትን ዝሻየጡ ህዝበ ትግርኛ ኣዝማደይን ኣዝማድኩምን ግን _እቲ ጣልያን፣ነቦታቶም ካልቾ ክወቕዖም ከሎ ኣብ መቐመጫኦም ዝወተፎ ጫማ ቺፖሊን, ካብ ብዓል ጥላም ትግራዋይ ንበልጽ ኢና ዝብል ጊልያዊ ኣተሓሳስባን ስለ ዝነውነዎም እዮም ግልብጥ ግልብጥ ኢሎም።…….ከም ዓበይቲ __ ፣እንታይ ርካቡ ? ንክልቲኡ መንግስቲ ነውግዝ__ትማል ትማል ሓቢርካ ደም ከምዘይፈሰሰ ክንዲ ምባል፣ ወሪረናና እዘን ዓጋመ __ከነጥፍኤን ኢና !!! ኢሎም ተበድዑ።ወረ ብዙሓት ተጋሩ ናይ ትግራይ ልቢ ጌሮም ….
    __ምምሕዳርና ዝነበረ ዝተገሃስና ንሕና፣
    ፖሊስ ባድመ ዝተቐትሉና ንሕና……. ከይበሉ፤__ ናይ ዓበይቲ ዘረባ፣
    ሓቢርና ብሰላማዊ ሰልፊ ንኽልቲኦም መንግስትታት ንኾንን እንተበሉ ዝረኸብዎ መልሲ ¨ዓጋመ መሊስክን ስለ ማርያም ክትብላ ናብ ልመና ኢና ንመልሰክን ¨__ሕጂ መን ይጠፍእም ኣሎ_መንእሰያት ???…ተጋሩ ናይ ትግራይ ናይ ንብረት ድኽነት ኔርዎም እዞም ኣቦታትኩምን ኣብሓጎታትኩምን ዝኾኑ ኣዝማደይ ግፍን ናይ ኣእምሮ ድኽነቶም ክሳዕ ሕጂ ኣይገደፎምን።እዚ ረሳሕ ኣተሓሳስባ እዮም ዘውርስኹም ዘለዉ።
    __ እቲ ነዚ ሕጂ ንኣኻትኩም፣ ንመንእሰያት፣___ኣብ ሃገር፣ ኤርትራውያን ኣዋልድ ኣብ ድፋዕ ክትዕመጻ፣ ኣብ ሲናይ ጓልኩም ወድኹም ከም ትዕመጹን ላሞፔዱሳ ንኽትጥሕሉን ዝፈረዱኹም ርእሰ ኣልቦ ኣቦታትኩም __ ውግእ ባድመ ብሻዕብያ ምስ ትኣጕደ (ብሕልፊ እቶም ዓበይቲ ኣዝማድኩም ተጋደልቲ ጀብሃ ዝነበሩ)ጠባይ ኣቢሲንያዊት ሻዕብያ እናፈለጡ__ንሻዕብያ ክንዲ ዘቃልዕዋ፣ኣብ ክንድኣ ኮይኖም ንግፍዔኛ ኣቢሲንያዊት ሻዕብያ መርቶዓዊ ምኽንያታት ክልግሱላ ጀመሩ።ካብቲ ዝህብዎ ዝነበሩ መርትዖታት ድማ __
    * ሻዕብያን ወያነን ዝተጣላለምዋ ፣ንሕና ዘይንፈልጣ፣ ጉዳይ ክትህሉ ኣለዋ። ክብልዎ ዝደለዩ_
    __ነቲ ሓማሸናይ ኣቦና ራእሲ ወልደሚካኤል ሃይለ ዝጠለሙ ተጋሩ ሕጂ እውን ንሻዕብያ ጠሊሞማ__ንምባል እዩ።…ምኽንያቱ እቲ ብዘይካ ዕለቱ ካልእ ሓቂ ዘይሕንጠጦ ሓሳዊ ፣ጋዜጣ ¨ሓዳስ ኤርትራ¨__ነቲ ውግእ ቅድሚ ምውልዑ፣ ንተጋሩ ናይ ትግራይ ክጸርፍ ደልዩ
    __ ልሓማሸናይ እላምሓልካ ፣ልደርሆ ጥረ እላሃብካ __ዝብል ስቴርዮቲፒካላዊ ዝኾነ ሓራድ ጠባይ (character assasination) ኣቦታትና ተጋሩ, ዓምድታት ይዘርእ ኔሩ እዩ። Who betrayed Eritrean Youth ??? Do Eritrean youth have freedom & right to migrate to 3rd country ,In Tigray or in Eritrea ??? As usual slave minded Fascist´s house boys ,Fathers & Grandfathers of yours are misleading you.
    ብናተይ ለባም ግምት ፣ማንም ንማንም ኣይጠለሞን ።ወይስነን ሻዕብያን ክልቲኡ ኢትዮጵያዊ ሓይሊ እዩ ኔሩ፣ሕጂ ውን ክልቲኡ ኢትዮጵያዊ ሓይሊ እዩ ።ኣነ ኢትዮጵያዊ ኮይነ ይኹን ኤርትራዊ ኴንካ ንምንባር ጸገም የብለይን።ከም እምነተይ ኤርትራ ምስ ኣዲኣ ኢትዮጵያ እንተትጸንሕ ብኹሉ መገዲም ብሰላም ምነበረት ይብል።እዚ ግላዊ እምነተይ እዩ ፣ናባኻትኩም መንእሰያት ኣይደፍኣሉን፣ግዚኡ ዝሓለፎን፣ ክትግበር ዘይክእልን ፌኖሞና እዩ።
    _____ሕጂ ግን ኤርትራናን ሽግርናን ኣለና፣_ነገራት ንድሕሪት ክመልስ ድሌት ይኹን ዕላማ የብለይን ።ሓደ ዕላማይ፣ንመንእሰያት ኤርትራ ሓንጎሎም ነጻ እንተውጻእኩዎ ጥራይ እዮም ህዝቦምን ¨ሃገሮምን¨ሓራ ክወጽእ ዝኽእል ዝብል ብርቱዕ እምነት ስለ ዘለኒ እየ።
    ወያነ ካብ ቀደሞም ኢሳያስ ዓይኑን ቀልቡን ዓባይ ኣቢሲንያ እምበር __ግንባር ጤል ዘይትኣክል፣ኤርትራ ጥራይ ሒዝካ ኮፍ ናይ ምባል ድሌት ከም ዘይኮነ ገጢሞሞ እዮም።ኣነኳ ገርሂ ሓሻካ ዝግጥሞ ንሶም ግዳ ብኸመይ ዘይግጥምዎ ፧ ኤርትራ ድማ በቲ ኦባማ ኬር (Obama Care) ዘየሕውዮ ሕማማታ ሓሙሽተ ዓመት ከም ዘይትሕክም ይግጥሙ ኔሮም። ስለዚ ንባባ ኢሳያስ ዝውንና ኤርትራ (ኣነ፣ኣብ ጊዜ ሬፈረንደም፣ካብ ካናዳ፣ኣብ ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ይበጽሕ ኔረ ኣብቲ ጊዜ እቲ)__ካብ ኤርትራውያን ንላዕሊ ወያነ ሕጉሳት ኔሮም ኤርትራ ንኽትከይድ።ክንደይ ድኣ ፈትዮምና፧ በልኩ፣ግን ኣብዛ ጎኒ እዝነይሲ ገለ ስኽፍክፍ ድኣ ´ለትኒ ሓሻኩም ። ሕጂ ግን ኩሉ ነገር ከም ፓዝል ምስ ኣተሓሓዝኵዎን ብዙሕ ምስ ሓተትኩን ኣንበብኩን__ወለደይ ድማ ሓበን ዝነበሮም ኩሩዓት ሓበሻ ብዝምሃሩኒ ሓቀኛ መምርሒ ተኸቲለ ነገራት ኣጋጣጠምክዎ።
    ንስኻትኩም እውን፣መንእሰያት ደቀይ ከምዚ ናተይ ሰፊሕ ልቢ ይሃብኩም።ካብ ሳንዱቓዊ ኣተሓሳስባን__ነውራም ዝኾነ __ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝሰብር፣ናይ ወራዳታት ኣቦታትኩም ኣረኣእያ (ኢሳያስ እዚ ዝገብረና ዘሎ፣ዓጋመ ተምበኔታይ ስለ ዝኾነ እዩ)ዝዓይነቱ ድኹም ሕልና ገዲፍኩም ኣዎንታዊ መፍትሒ ኣናድዩ። ኣነ ከም ድምበዛናይ ሓማሴናይ ፣ተምቤነታይ ጥራይ ዘይኮንኩስ ፣ደምብያዊ ጎንደሬ እውን እየ ።

    ካብ ድንቁርና ኣቦታትኩምን ሕልና ዝጎደሉ ርእይቶ ኣዴታትኩምን ድሓኑ

    ይብል

    ዶክተር ልብምናን ምስትውዓልን ዝኾነ ኣቦኹምን ኣያኹምን
    ገጽ ላም ዩጎዝላቭያ ኤርትራዊ ምሕረቱ ሃብተ

    ተፈጸመ

  • Salem October 27, 2013

    @ Cowface
    What a very confused analogy or article is it? Please write clearly and unambiguously and unequivocally. what is your intention, what is your need? Please make it clear.

    What I believe and what I am 100% sure is, at this time Eritrea and all Eritreans are looking for FULL FREEDOM. Freedom to live, freedom to express, freedom to think, freedom to own, freedom to determine their own fate and destiny freedom…. freedom… freedom……period! Moreover, Eritreans are demanding rule of law, democracy and full implementation of their constitution.
    If you are really and truly concerned about Eritrea and Eritreans support the young movement by giving the right information and the right direction. Don’t be a stumbling block. I have tried to read and grasp the meaning and the sprite of your article I found it very pathetic and unconstructive.

    SALEM Asmara

    • COW FACE October 28, 2013

      Respected Salem ,

      I do not believe I am a stumbling block ,I assume you are young & may God bless you for that.
      Salem ,In order to figure out where to reach ,you need to know where you have been & how you got where you are now.
      I am being your compass ,ie. trying to show you why your generation is in the mess they are…PLEASE READ THE ARTICLE ABOUT HOW PRESIDENT ISAIAS’s ORGANIZATION HAD ETHIOPIAN AGENDA ,I HAVE BEEN SAYING THAT FOR YEARS .Trust me I am lamp in darkness ,I may tell you what you do not want to hear & as a young person you wanted a short cut so that the pain can go away soon ,I understand your situation .
      Do the young movement even know how they got here ,I doubt it .And which young movement ,the ones from bologna or the ones from Debrezeyti ? Kitfo or Lasagna ? Salem ,please concentrate on the consequence of just overthrowing PFDJ ,without clear national agenda & reconciliation . SOLUTION DOES NOT COME BY OVERTHROWING ISAIAS .
      I wish it did.

  • Seb Qedem October 27, 2013

    ሞት ልዕሊ ሞት ልዕሊ 350 ግዳያት ላምፐዱዛ ንከንቱ ኣይክከውንን ኢዩ።350 ግዳያት ላምፐዱዛ ንከንቱ ኣይክከውንን ኢዩ።ሞት ልዕሊ 350 ግዳያትሞት ልዕሊ 350 ግዳያት ላምፐዱዛ ንከንቱ ኣይክከውንን ኢዩ። ላምፐዱዛ ንከንቱ ኣይክከውንን ኢዩ።

  • dekibat October 27, 2013

    Eritrean women are taking charge and leadership in protesting. WOW Isais and his generals must be pissing in their pants by now.For decades Eritrean girls and married women(Promiscous) became concubines and mistress of Isias and his military leaders.Women adored Isias and his generals for the sexual freedom and hence the spread of sexually transmitted disease to eritrea. Mothers happily alulate that their young girls are going to the rape camp to be raped repeatedly by many soldiers to fulfill their duty to their country and to come home pregnant.Those mothers should have drowned in the Mediterranean sea.So eritrean girls raped and dehumanised and made to believe their sole purpose of existence is to give sexual pleasure to men from eritrea to sinai to libya, to UN soldiers to arabs and to other african, arab, asian countries because that is their national service and duty to their country and all those crab brainwash. Even after all these horrific, barbaric almost all women were silent and some women are still his supporters. Now the women are awake from their hypnosis and I believe The vampire and his military leaders are planning for safe exit depending if more women are joining the protest and become vocal. as for the males you are hopeless and coward.You could not even defend when our sisters are raped by one or two boduins and libyans and sudanese when you can overpower them because you were the majority, simply you cowardly chose to continue your journey to your destination while you left our little girls to be raped in the desert of Sahara and Sinai.So thank you to the women who were leading the protest and now try to galvanize the entire eritrean women along your side. It is not only the dictator and his followers are pissing and shivering in fear but also the libyans, Egyptians,rashaidans,sudanese,human trafickers and other predators because their days are over.

Post a Reply to BINGO! Cancel Reply