Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደሃይ ካብ ኤርትራ፣ ኣብያ ምኽታት ናይቶም ብግዴታ ዝዓጠቑ ሲቭል ኤርትራውያን ናብ ኣስመራ ልሒሙ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዕጡቓት ሲቪል ናብ ታዕሊም ብዝብል ምኽንያት ንምኽታቶም ትማሊ ቀዳም ኣብ ኣስመራ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ዝገበሮ ብተቓውሞ ህዝቢ ፈሺሉ። እቶም ጻውዒት ዝተገብረሎም ዕጡቓት ሲቪል በብዘለዉዎ ጠፊኦም ኣብቲ ናይ ቆጸራ ቦታ ምምጻእ ክኣብዩ ከለዉ፣

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ዕጡቓት ሲቪል ናብ ታዕሊም ብዝብል ምኽንያት ንምኽታቶም ትማሊ ቀዳም ኣብ ኣስመራ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ዝገበሮ ብተቓውሞ ህዝቢ ፈሺሉ።

እቶም ጻውዒት ዝተገብረሎም ዕጡቓት ሲቪል በብዘለዉዎ ጠፊኦም ኣብቲ ናይ ቆጸራ ቦታ ምምጻእ ክኣብዩ ከለዉ፣ ትሕቲ ዕድመ መንእሰያትን ቆልዑን ነቶም መኻይን ኣኸቲሎም ዝመጽኡ ዕጡቓት ወተሃደራት ኣእማን ብምድርባይ ተቓውሞኦም ገሊጾም። እቶም ወተሃደራት ከኣ ንመፈራርሒ ንሰማይ እናተሱ ናብ ዝመጽኡዎ ተመሊሶም።

ብቕድሚ ትማሊ ናብ ታዕሊም ክብገሱ ዝነበሮም፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብግዴታ ዘዕጠቖም ኣብ ካልእ ከባቢታት ኣስመራ ዝቕመጡ ሲቪል ኤርትራውያን ናብቲ ህግደፍ ዘዳለዉሎም ናይ ቆጸራ ቦታ ሰለዘይመጹ ‘ውን እቲ መደብ ፈሺሉ።

በቲ ልዑል መጠን ናይቲ ኣብያ ዝሰንበዱ ልኡኻት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከኣ ነቶም ኣብቲ ቦታ ዝተረኽቡ ሓደ ክልተ ዕጡቓት መዓልቲ ተቐይሩ እዩ ብምባል ኣፋንዮሞም።

ነቶም ኣብ መንደፈራን ደቀምሓረን ኣቐዲሞም ጻውዒቶም ዝነጸጉዎም፣ ንሰብ ልቸንሳ ድኳናቶም ዓጽዮሞም፣ ነቶም ልቸንሳ ዘይብሎም እሞ ክረኽቡዎም ዘይከኣሉ ድማ ድማ ኣስንቶም ይኣስሩወን ኣለዉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
35 COMMENTS
  • Massawa October 12, 2014

    I hope the news reported about resistance inside the country is true. That said, there is a malicious tactic used by Higdef frequently, and that is to discredit a reliable and popular news source by feeding it with false news. So, please take care. Double check every piece of news from multiple sources, if possible, before posting it here. Effective news media is the most important tool against tyranny. We need to make sure everything we say and do is based on facts and properly collected data samples.

  • Ti October 13, 2014

    That is very good news

  • hagos berhane October 13, 2014

    ant nay behaqi deu ezi zebahl zelo? emo hizbena hara kewtzana eu. ember nihnas zereba tirah qwena!!!

  • semere 2 October 13, 2014

    As I always say, communist regimes survive only because of sophisticated spy system. The rest is rotten. Once the resistance starts from inside, it is the end of the story. PIA had no power to stop the escape of 80 prisoners from Adi Abeto. Still worse he had no power to chase and arrest them. It is a clear sign that even his intelligence network is also fading. This is good news for us!! May God bring lasting peace to our beloved Eritrea!!

  • Truly Truly i say to you October 13, 2014

    ሓቂ ክንዛረብ ተፍቅዱልና ተኾይንኩም ናይ zigeremo “Ajewjew koynkum terifkum.” ሪኢቶ ብዙህ ኣበሬታ ዘለዎን ካብ ሓቂ ዝረሃቀ ኮይኑ ኣይስመኣንን እዩ ብብዙህ ምኽንያታት። እወ አቶም ዝፀወኦም ናይ ሰብኣዊ መሰል ተሓለቅቲ መረሕቲ ኢና በሓልቲን ኮታ ኩሎም ናይ ተቃወምቲ ውድባት መራሕቲ ኢና በሃልቲ ሓቁ እዩ ኣበይ ኣለዉ? ኣብ ውሽጢ ዘሎ ሕዝብና ስንኩላት መሰሎም ስለዝሓተቱ ክርሸኑ ከለዉ ብዓይኑ እናረኣየ ዘጽቀጠ፣ ደቆም በብመኣልቲ ብሕግደፍ እናተመንጠሉ ግዳያት ኣይ ካብ ዝመረጽዎ ትምሕርቲ፣ ሥራህ ኮነ ሀዳር ንከይረክቡ እናቦኸሩ እናተኣዘቡን፣ ካብ ኣዶም ሓጽ ኢሎም ከምዝጠፍኡ ምስተገበረ ከኣ ግዳያት ሸየጥቲ ኩሊት፣ ኣመጽቲ ታዊ ስጋዊ ርክብ ወዘተ ብምኳን ኣብ ማዕከላዊ ባሕሪን ላምፓዱዛን ደቁ ጢሂሎም ቀለብ ኣሳ ክኾኑ እናተኣዘበ ኣጽቂጡ ገለ ክገብር ዘይከኣለ ሕዝቢ፣ ነቶም ምሕረት ዝገበረሎም ብሜላ ካብ ኣዶም ከምዝወጽኡ ብምግባር፣ ኣብክንዲኣም ንሠራዊት ደማሂትን ንተወላዶ ደቂ ትግራይ ተተኪኦም፣ ነቲ ናይ ሃገር ቁጠባ ካብ ንእሽተይ ንግዲ ጀሚርካ ክሳብ ኣበይቲ ከምዝቆጻጸርዎ ብምግባር ንሙሉእ ሃገር ብኹሉ ሸነኽ ተቆጻጺሮምዎ እንከሎ፣ ከመይ ገሩ እዩ ሕጂ በቶም ብድኽነትን ብእድሜ ምድፋእ ኣቅሚ ዝሰኣኑ ዝተረፉ መሳኪን ኣረገውቲ ኃይሊ ሕግደፍ ተደፊኡ ካብ ሥልጣን ከልግስ ይክዕል እዩ ተባሂሉ ዝሕሰብ? ኣንቱም ሰባት ቁሩብ እባ ኣስተውእሉ!
    ኣነ ከምዝኣምኖ ኢሳያስ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ሃገር ሃብቲ በደቂ ትግራይ ተወለድቲ ክምዝበሃት ገይሩ ክሳብ ዘይወደዕ፣ ናይ ወጻኢ ኃይልታት መሳርሂ ብምዃን ነቲ ናይ ሃገር ሃብቲ ወርቂ ይኩን ንሃስ ብተዘዋዋሪ ከምዝዝመት ገይሩ ክሳብ ዘየወደዕ፣ ሕዝቢ ኤርትራ ተስፋ ቆሪጹ ምስ ኢትዮጵያ ይሕሸና ኢሉ ክሳብ ዘይተንበርከከን፣ ኣብ መውዳእታ ከምቲ ንሱ ነቶም ድኹማት ኤርትራውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ጄኔራላት ይኹን ኣምሃደርቲ ሰበስልጣናት ንግዚኡ ከመሳርሂ ተጠቂሙ ኣብ መወዳእታ ዝቀትሎም፣ ንሱውን በቶም ኃያላት መንግስታት ነቲ ናይ ሃገር ሃብቲ ዘሚቶም ምስወድኡ ከምቶም የእሩክት ኢሳያስ ሳዳም ሁሴን፣ ቃዛፊ፣ ሙባረክን ካልዖትን ኣብመወዳእታ ብናቶም ኃይሊ ክጠፍእ ተዘይኮይኑ፣ በዚ ንኸዶ ኣካይዳ ኢሳያስ ብሕዝባዊ ኣመጽ ክጠፍእ ወይ ከልግስ እዩ ኢልካ ምሕሳብ ናይ ከንቱ ከንቱ እዩ።

  • Truly Truly i say to you October 13, 2014

    ክቡራት የሕዋት ካብ ኣርዕስቲ ወጻኢ ዝዛረብ ዘለኹ ኮይኑ ከይስምኣኩም። ክንዴኹም ነቲ ኣብ መስከረም ኔት ወጺኡ ዘሎ ዜና “Eritrea’s Mine Deal Threatens Western Interest: Eritrea’s Profit 40% vs Tanzania 4%”ነቢብኩሞ ከምዘለኹም ኣይፈልጥን
    ወይ ጉድ!ኣምሃሩት ክምስሉ ከለዉ “ዶሮን ሲያታሉሏት በመጫኝያ ጣሏት” ይብሉ። እቲ ትርጉሙ ድማ ዶርሆሲ ያኢ ከም ቡኡራይ ተቆጺራስ ክትሕረድ እንኮላ ከም ቡኡራይ ኃያል ኮይኑ ምእንቲ ክስመዓ፣ ብናይ ቡኡራይ ኣይነት ገመድ ኣሲሮም ስለዝሃረድዋ ሃበን ይስመዓ ንምባል እዩ። ። መቼም ሕዝብና ንሥራሕ ዝኸውን ኣዕምሮን ጥበብን ኣይተኣደለን እንበር፣ ብምስላዊ ዘረባስ ንነገራት ብጥበብ ምግላጽ ካብቶም ጸኣዱ ስለዘይሓምቅ ነቲ ናይ ዜና ዕላማ ጸኣዱ ብኸመይ ክብለጹሉ ከምዝደለዩ እቲ ምስላ ኣጸቢቁ ዝገልጾ ይመስለኒ። ኣይፋለን እንተተበሃለ ምናልባሽ ነቲ ጉዳይ ብከምዚ ዋዛ ምስቁምነገር ብካልዕ ምስላ ምግላጹ ብዝብለጸ ብሩሕ ገሩ ስልዝገልጾ ኣቦታት እንታይ ይብሉ “ከልቢ´ሲ ካብቲ ናይ እዝኑ ሥጋ ቆሪጽካ ምስትሕቦ ናይ ካልዕ ከልቢ ሥጋ ቆሪጽካ ዝሓብካዮ ስለዝመስሎ ብኣቢ ሽውሃት ይበልዖ” እዚ ኹሉ እንታይ ንምባል እዩ ሕግደፍ ከኣ ዎዮ ካብቲ ናቱ ኣበይቲ ደሴታት ዘሚትካ ገለ ክልተ ንኣሽቱ ደሴታት ተመሊሱልካ ኢልካ ምስትነግሮ ክም ኣወት ይቆጽሮ፣ (ከምቲ ን የመን ዝተወሃበ ደሴታትና ንምግላጽ እዩ።) ከምኡውን በቲ ናይ ባድመ ምስምስ እቲ ኣብ ሕቶ ክኣትው ዘይነበሮ ግዛእትና ከይተረፈ ተዘሚቱ ንወያኔ ተኣዲሉ ከብቅእ፣ ንሕግደፍ ንገለ ክፋል ባድመ ስለዝተዓወትካ ይግበኣካ እዩ ኢሉ ስለዝተፈርደ እቲ ካልእ ብጉርሂ ዝተዘምቶ ናቱ ግዝኣት ከይኣጠጦ ንሕዝቢ ብፍርዲ ተኣዊትና ኢሉ ከምዘደናግሮ፣ ሕጂ ድማ ዝገደደ፣ ንታንዛንያ መመሰሊ ገርካ፣ 40% ሃብቱ ከምዝተቆጻጸሮ ገርና ተጠበርናዮ ኣይክርድዖን እዮ ኢሎም ጸኣዱ ስለዝተበልሁሉ ፣ነቲ ካብ ኣካሉ ዝዘመትናዮ ስጋ ይኹን ሓብቲ ኣይርድኦን ኢሎም ይጥብርዎ ከምደለው ንምግላጽ እዩ። ከምቲ ዝበልኹኹም ካብ ኣርእስቲ ንምውጻ ደይኮነ፣ ከምቲ ኣብ ላእሊ ዝገለጽኩዎ ሪኢቶ ሕግደፍ ብተቃውሞ ሕዝብና ደይኮነ ድወድቅ፣ ነቲ ናይ ሀገር ሓብቲ ኣዘሚቱ ምስወደዕ፣ ከም ቃዛፊ፣ ሳዳምን ሙባረኽን በቶም ኃያላን ምስጠፈእ እቲ ተዘርፈ ሃብትናም ብሰብኣዊ ሀገዝ ገለ ክፋሉ ተመሊሱ ክወሃበና እንከሎ ከምቲ ናይ ከልቢ ምስላ ካብ ካልዕ ዝረከብናዮ ሥጋ ወይ ሃብቲ ኮይኑ ንከይስምኣና
    ብኣግኡ ንምግላጽን ንምትሕስሳብን እዩ። ኣቦታትና ሓቂ ተዛሪብካ ኣብዝመሰዮ ሕደር ዋላ ሞት ተኾነ ስለዝብሉ ምእንቲ ሕዝበይ ዝመጽዕ ይምጻዕ ሃቂ ተዛሪብካ ምሟት ክብረተይ እዩ። ካብ ጎይታይ እየሱስ ክርስቶስ ስለዝተመሃርኩዎ ሃቂ ” ነቲ ነፍስን ስጋን ኣብ ገሃነም ኬጥፍእ ዚከኣሎ ደኣ ኣዚኹም ፍርህዎ እምበር፡ ነቶም ንስጋ ዚቐትሉ፡ ንነፍሲ ግና ምቕታላ ዘይከኣሎም ኣይትፍርህዎም። ወንጌል ማቴዎስ 10ይ ምዕራፍ 28

  • ahmed saleh October 13, 2014

    Our high post government officials forgot where they come from not to understand their own
    young age experience about repression and the resistance it creates . Regardless the news
    credibility , certainly the silenced majority will rise up one day like every country in
    the world . People should look themselves in the mirror instead politically infused blame
    game to defeat their daily life’s real enemy which is DARKNESS and HOPELESSNESS .
    It is the life they lived in , It is their daily life problem and It is their call . Many
    selfish Eritreans inside or outside refused to share their pain . Time to stand up , be it .

    • ahmed saleh October 13, 2014

      Many unfortunate parents especially the Eritrean mothers health conditions deteriorated to shorten
      their life expectancy because of inflicted mental distress .
      It is disturbing and depressing issue to think about our society . Too sad .

  • Tamrat Tamrat October 13, 2014

    Experience inherited from Derg:

    In 1974 ethiopia had only 40,000 soldiers. Derg part of the military junta took over the militar. EPRP started to shoot derg members in a hit and ran manner and agitating massmovement. Derg was terrified but the creazy Siad Bare started war from East. Mengistu mobilized the Whole nation to destroy Siad Bare. In

    • Tamrat Tamrat October 13, 2014

      cont.

      In 6 monthes he recurited 300,000 militias. Siad Bare was crashed but Mengistu is recuriting more through indefinte military service to half a million because Mengisty had learnet that the militia had another job to do ie to silence the mass. Most of them were not educated, they were braine washed easily. So when the military number hit max, oppostions parties crashed like flies. Only those who started arm struggel continuded their fight and won at last.

      My Message is that isaias used the same Method ie he needed more soldiers due to 1998 war but he knew too that the military can be used to intimidiate the civils so he continued to recurite upto 300,000. For 5 million People, 300,000 is more than scarry.

  • ኣርዓዶም October 13, 2014

    ምስ ትሩልይ ትሩልይ እሰማማእ እየ ኣነ፡ ደቂ ትግራይ ናብ ኤርትራ፡ ኤርትራውያን ናብ ከልበትበትን ስደትን ኮይና ኣለና። ሃገርና ገዲፍናሎም፡ ተጋሩ ድማ ዝዓበዩን ዝን ኣሱን፡ ንግድታትናን ሃገርናን ተቖጻጺሮሞ እንዳርኣና፡ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ ብምልሻወይ ብኣረግቶት ክትስእ ምሕሳብ ሕልሚ ጥራይ ኢዩ። ተጋሩ ጀጋኑ ኢዮም፡ ብምልኡ ኢትዮጵያ እሞ ድማ እቲ ዝበለጸ ቦታታትን ንግድታትን ብምውራስ፡ ነምሓራን ደቒ ካልእ ክልታትትን ኣብ ትሕቲ ግሮም ገይሮም፡ሕጂ ድማ እታ ዘይትድፈር ዝነበረት ሃገርናን ህዝብናን፡ ብተጋሩ ካብ ትግዛእ እንሆ ዓመታት ቆጺሩ።
    ንሕና ድፋዓት ክንሕልወሎም ከለና፡ ደቒ ትግራይ ድማ ብሽም ኤርትራውያን ነጋዶን ሲቪልን እንዳመሰሉ ኣብ ዝመችኦም ቦታታት ኤርትራ ክሰፍሩን ክቖጻጸሩን ኪኢሎም። ኣብ ወጻኢ ተኾኑ፡መብዛሕትኦም ተጋሩ ኢዮም ናብ ኤርትራ ዝገሹን ብሽም ኤርትራውያን ኣብ ቐይሕ ባሕሪ ምስ ደቖምን ኣንስቶምን ክዕንድሩ ዝውርሑ፡ ንሱ ጥራይ ዘይኮነ፡ ንኤርትራውያን ደቒ ኣባት ከም ኣቕሓ ኣብ ዘቐመጥዎም ክገብሩ ብምግዳድ፡ ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ፈረድትን ሓደግትን ኮይኖም ዘለው ተጋሩ ብሽም ኤርትራውያን ይዕንድሩ ኣለው።
    ስለዚ ሎሚ ኤትራውያን፡ይትረፍ ንሃገር ክከላኸሉ፡ ካላሽን ኣብ መንኮቦም ከሎ ነዛ ነብሶም ምክልኻል ከማን ጸበባ ኢዩ ዝኾም። እምበር ደቒ ባዕዲ ኣብ ውሻጠኻ የእቲኻ ግዳም ክትሕሉ ምውዓል ትርጉም ኣልቦ ኢዩ።

    • yohannes October 14, 2014

      Aradom, Aradom

      what you are saying is what the enemy of Eritrea want to say, I don’t think you are Eritrean, please red history. you yourself you are tigrian , tigrians means those who speak Tigrigna, Amhara neans those who speak Amharic etc, ‘
      I am sorry, when in Sudan I asked to some one who is Habesha by origin but who don’t wont to be called Habesha, when I asked him why because all the Tigrigna speaking women are prostituted for these reason he don’t to be called Habesha.
      myself I am very proud Habesha , and my fathere is Habesha and my mother is Habasha who have defend theier dignity until know.
      I don’t know from which region and village you are , and I am able to tell you where you come from.
      to help you , if you are from Hamasien you are mixed from Amhara and tigraway, if you are from Seraye you are 100percent tigrwy, if you are Akegulayz you are from the fames Agame people who hve created , Hembasha, Ngera, Kicha, Helibet , shiro, Zigni, silgio,gogo, Gat , Hanza, hebesti, brkuta , kolo.
      you eat only gat because you are uncivilized

  • Truly Truly i say to you October 13, 2014

    In one side there is a news under title, ““Eritrea’s Mine Deal Threatens Western Interest: Eritrea’s Profit 40% vs Tanzania 4%”
    Other side under title “Burundi, Eritrea, East Timor top global hunger index” they telling us Eritrea and Brundi as tops listed in hunger.
    Can someone explain to me the logic behind about the reliability of these two controversial news that seen at Meskerem net please? I mean PFDJ by its cleverness by profiting 40% if could threaten the western interest, how could be then Eritrea ranked at the top in hunger listed over the dummy Tanzania which profits only 4%? This is why i say above,
    ““ዶሮን ሲያታሉሏት በመጫኝያ ጣሏት” and ““ከልቢ´ሲ ካብቲ ናይ እዝኑ ሥጋ ቆሪጽካ እንተሃብካዮስ ናይ ካልዕ ከልቢ ሥጋ ቆሪጽካ ዝሓብካዮ ስለዝመስሎ ብኣቢ ሽውሃት ይበልዖ” ዝበልኩ።
    ንምኳኑ ነዚ ጉዳይ ክቡር ሓውና ኣማንኤል እያሱ ኣብ ስያትል ምስ ሕዝቢ ተራኺቡ ኣብ ዝገልጾ ዝነበረ መደረ ኣባየናይ ደቃይቕ ከምዝተዛረቦ ዘኪረ ንምግላጽ ቁሩብ ግዜ ኣይረኸብኩን እንበር ብተመሳሳሊ ጽቡቕ ገሩ ብካልእ ምስላ ገሊጽዎ ከምዝነበረ ይዝክር።

    • yohannes October 14, 2014

      I would like to increase you for your information , Eritreans are 5,000,000 and equal to the resident of Dar Es Salaam the biggest town of Tanzania.
      my friend Truly , truly do you want to know what we are , in Italian we are FANFARONI it means people who say lay, and talkative .
      Eritreans most Eritreans are FANFARONI do you these Eritrean character we have a FANFARONI government like the people.
      the government normally they are the reflection of the habitants.
      look the Italians they are so FANFARONI they Eritreans copied from them and they remain the same like them. Eritreans they have to go and serve their GOITANA in Italia a Roma and speak broken Italian.

POST A COMMENT