Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕዉት ዑደት ዶክ ተወልደ ተስፋማርያም ወዲ ቫካሮ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ዝሓለፈት 14 ጥቅምቲ 2013 ካብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ን ኣስታት 450 ሰብ ዝኾኑ ወዲ ቫካሮ ዕዉት ናይ ሓድነት ሰሚናር ኣካይዱ። እዚ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ዘካየዶ ሰሚናር ዝሕሰብ

ዝሓለፈት 14 ጥቅምቲ 2013 ካብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ን ኣስታት 450 ሰብ ዝኾኑ ወዲ ቫካሮ ዕዉት ናይ ሓድነት ሰሚናር ኣካይዱ።

እዚ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ዘካየዶ ሰሚናር ዝሕሰብ ኣኼባ ደለይቲ ለውጢ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፡ ህዝቢ ንድሕነቱን ድሕነት ሃገሩን ክብል ዘለዎ ጸበብቲ ናይ ውድባውን ፖለቲካውን ፍልልያት ኣወጊዱ ብሓደ ሰሚሩ ንስርዓት ህግደፍ ብምእላይ ቅዋማዊ መንግስቲ ክተክል ጸዊዑ። ዓበይቲ ንመንእሰያት ጽላል ክኾንዎምን መንእሰያት ድማ ልክዕ ከምቶም ኣብ ካልኦት ሃገራት ዝርከቡ መዘናታቶም ኣብ ማእከሎም ዘሎ ዘይጠቅም ፍልልያት ኣወጊዶም መሪሕ ተራ ንለውጢ ክጻወቱን ብሓቂ ክውፈዩን ኣዘኻኺሩ። ከተማ ስቶክሆልም ሓንቲ ካብተን ስርዓት ህግደፍ ከም ናይ ኤውሮጳ ደጀን ክጥቀመላ ዝጸንሐ ከተማ ምንባራ ዘይርሳዕ ኮይኑ ደለይቲ ለውጢ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ብዝሖም  ብቅልጡፍ ናህሪ አንዳ ሰጎመን እንዳ ሰሰነን ይኸይድ ምስ ምህላው ደገፍቲ ህግደፍ ከምቲ ዝድለ ዝለመድዎ ናይ ፈንጠዝያን ጓይላን መድረኾም ክፈሽል ጀሚሩ ኣሎ። ሓደ ናይዚ ኣብነት ድማ ነቲ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ኣብታ ከተማ ብሚስጢር  ንደግፍቲ ህግደፍ ኣብ ዘካይዶ ዝነበረ ኣደራሽ ድንገት ብምኻድ እቲ ሚስጢራዊ ኣኼባ  ከም ዝፈሽል ምግባሮምን ዝርሳዕ ኣይኮነን።

ኣብቲ ሰሚናር ዝተረኽቡ ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ኤርትራውያን ካብ ርሑቕ ከተማታት ናይ ኣስታት ሰለስተ ሰዓትዝኸውን መንገዲ ተጓዒዞም ከም ዝተረኽቡን ኣብዚ ሓጺር እዋን ድማ ወዲ ቫካሮ ዳግማይ ናብታ ከተማ ተመሊሱ ሰፊሕ ሰሚናር ከም ዘካይድን  ነዚ ዝካየድ ዘሎ ዘመተ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ምትሕብባር ኤርትራውያንን ክቕጽል ምእንቲ ምስ ዝተፈላለዩ ጸለዉቲ ኣካላት ና ሃገር ሽወደን ክራኸብ ውጥን ከምዘለዎ ኣብቲ ኣጋጣሚ ሓቢሩ። መርኣያ ናቱ ድማ ሎሚ ዕለት 16 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ምስ ባይቶ ሽወደን ርክብ ኣካይዱ።

Vacaro_Stockholm_6

ውድቀት ንምልካዊ ስርዓት

ዝኽረን ክብርን ንሰማእታትና

ዓወት ን ውጹዕ ህዝቢ

ኣዳላዊት ሽማግለ ቫካሮ ኮንፈረንስ ስቶክሆሎም

aseye.asena@gmail.com

Review overview
33 COMMENTS
  • belay nega December 18, 2013

    My advice to the new appointed doctor,[WEDI VACCARO], for Eritrean diseases.

    Sir,

    An under dose medicine, will only emboldened the virus,and eventually complicate the diseases.
    Therefore, take your time to analyze the problem, before you rush for a short sighted solution.

  • jony December 18, 2013

    Dear dr.tewelde(wedi vacaro) if u were a honor person why u don’t talk before.Don’t worry about Eritrea, it only regards for Eritrean. u will no have a place in eritrea. u know money does no mean any thing.We always proud about Eritrea.

  • Semhar December 18, 2013

    Thanks ዶክ ተወልደ ተስፋማርያም ወዲ ቫካሮ for uniting all Eritreans allover the world!
    * This is the right time for all Eritrean organizations to unite against our #1 enemy the mad dog Isayas and his blind followers.
    *We must unite all the organizations under one front!
    *We must raise our Liberation Flag! (Semayawit Banderana)
    *All our provinces and Nationalities must unite!
    * God bless Eritrea and the courageous Eritrean Wedi Bakaro!
    * Let freedom ring in Eritrea!
    * The Eritrean Liberation Flag will rise up again!
    * Eritrea will be the land of the free and the home of the brave!!

  • simerrr December 18, 2013

    Fight for the people and the things you love, no matter what task or risk you may face, it will be worth it! Thank You wedi Vacaro. It is like the first walk on the Moon..thousands will follow your walk and the walk will bring us to our country Eritrea.May God be with you and with our poor people.

  • Truly Truly i say to you December 18, 2013

    ኣንቱም ሰባት! ከምቲ እስራኤላውያን ኣብግዜ ጸበቦም ናብ እግዚኣብሔር ኣብዘእውይሉን ኣብዝተማህለልሉ ዝነበሩሉ እዋን በብግዚኡ ነብያትን መረህቲን እናተንሰእ ካብ ጸበቦም የናግፎም ዝነበረ፣ ነኣና ኤርትራውያን ከኣ ክትቅበልዎ እንተደሊኹም፣ እነሆ ኣምላኽ ንሕዝባና ሃልዩ፣ ብቃልሲ መሪሁ ኣብ ዓድና ከእትዉና ዝኽእሎ ብቁኣት ርሕሩህ መስተውኣሊ መራሂቲ ከም ነብይ ሙሴ፡ ንዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮን) ንተባእ ተጋዳላይ ሃውና´ ኣማንኤል እያሱ´ከኣ፣ ከምቲ ቕዱስ መጽሓፍ ዝገልጸልና “ሙሴ ብጸሎት ምስ ኣምላኽ አናተራኸበ ንሕዝቡ ንዘምጽኣሎሞ ዝነበረ መምሩሂ” ወዲ ነዌ እያሱ´ከኣ ነቲ ካብ ሙሴን ኣምላኽን ዝተዋሃቦ መምርሂ “ነዚ ሕዝቢ ብግብሪ መሪሕካ ኣብቲ ዝድለይ ሽቶ ተብትጽሆም ንስኻ ኢኻ” ተባሂሉ በቲ ዝተወሃቡ ቃል ክዳን መሰረት፣ ምስ ሕዝቡ ብጽኑእ ተቃሊሱ ብኣወት ናብቲ ተስፋ ምድሪ ከምዘእተዎም፣ ብሃቂ “ሽም ይመርህ፡ ሽምዓ የብርህ” እዩሞ ነገሩ፤ ኣማንኤል ወዲ እያሱ´ድማ ከም ሽሙ ንሕዝባና መሪሁ ናብታ ተስፋ ምድሪ ንከእትው ብትብዓት ከም ነብይ እያሱ( ጆሽዋ) ተበጊሱሎሞ፣ ሃዬ ደቂ እሥራኤል ኣብኩሉ ዓለም ምስተበተነ ሕዝብኹም ብሃባር ንምቅላስ ተበገሱ። እግዚኣብሔር ነቲ ኣብላምፓዱዛ ዝፈሰሰ ንብኣት ናይኣዴታትናን ናይ ኣቦታትናን ርኢዎሎ´ሞ፣ ስልዝድግፈና ዓወትና ናይግድን እዩ።

  • Truly Truly i say to you December 18, 2013

    እዚ ናይ ወዲ ቫካሩን ናይ ወዲ እያሱ ናይ ሕብረት ኡደት ሃደ ዘረጋግጸልና ሃቂ እንተሎ፡ ከምቲ (ኣብዘጽኣት 17; 11-13 )ዝተጻሓፈ “ሙሴ ኢዱ ምስ ዜልዕል፡ እስራኤል ይስዕር ነበረ። ኣእዳው ሙሴ ኸኣ ረብረባ እሞ እምኒ ወሲዶም ብ ትሕቲኡ ኣንበሩ፡ ንሱውን ኣብ ልዕሊኡ ተቐመጠ። ኣሮንን ሁርን ከኣ ሓደ በዚ ሐደ በቲ ኾይኖም ኣእዳው ይድግፉ ነበሩ። ኣእዳው ኸኣ ጸሓይ ክሳዕ ኣትዐርብ ጸንዓ። እያሱ ድማ ንኣማሊቅን ንህዝቡን ብስሕለት ሴፍ ቀርደዶም። “ተባሂሉ ዝተጸሓፈ ኣስተውኢልኩም ተኾንኮም ወዲ ቫካሮ ኣብ ኹሉ መደርኡ ኣምላኽ ብምቕዳም ሕዝባና ንክምህለል ይመክር ስልዝነበረ፡ ናቱ ኢድን ጸሎትን ከሙሴ አንተውሰደድናዮ፣ ንኢሳያስ ብሴፍ ክቅርድድ ተበጊሱ ዘሎ ድማ ወዲ እያሱ አዩ። በዚ´ከኣ ናይመጽሓፍ ቅዱስ ትንቢት ኣብሃገርና ክፍጸም እዩ። ኣምላኽ ይሃግዘና። ኣሜን!

  • vero asmarino December 18, 2013

    sorry belay nega and jony you are reflecting the ideas of higdefawyan,sorry to say so the regime is going to hell we will back to our country like u and other followers u canot b/c your identity willnot allow u

    • belay nega December 19, 2013

      vero asmarino

      “to our country like u and other followers u canot b/c your identity willnot allow u”

      ዓዲ ዘይብሉ vero asmarino ይብል
      ትፈልጥ ዲኻ ብኢትዮጵያውነቶም ዝኾርዑ ግን ክአ vero asmarini ክምዘለው?

      The president will pass away like any human being,but our problem will be there unless we compromise we ourselves.

  • aba_chegora December 18, 2013

    Wedi vacaro is fighting for democracy in his own manner. I thinks however he needs to improve his communication skills.

  • Berehe Tesfazion December 18, 2013

    ኣነ ዝገርመኒ ናይ ህግደፍ ኣይኮነን እዚ ተቃዋሚ ብሃሊ ዋና ምስከረም ንወዲ ቫካሮ ብዛዕባ ባንደራ ክወቅስ እዚ ዕሉል ሕማቕ ካድር ተሓኤ ባንድርኡ ከዲዑ እንታይ ግበሩ ይብል ቲ ዘገርም እቶም ተቃወምቲ መርገም ሃለው ለው ከይበሉ ነዚ ዕሱብ ሓቁ ሓቁ ክህብዎ ኣለዎም፡፡

    • belay nega December 19, 2013

      ኤርትራ ሓንቲ ባንዴራ ጥራይ እዪ ዘለዋ

  • habtom December 18, 2013

    well done wedi vacaro see u soon london

POST A COMMENT