Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓመታዊ ንግደት ማርያም ደዓሪ ኣብ ሳን ሆዘን ከባቢኣን

ዕድመ ንኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ሰላምን ፍቅርን ዓመታዊ ንግደት ደዓሪ ንቀዳም ሰነ ዕለት 04, 2016 ከነውዕሎ ተቀሪብና ኣሎና። ኩሉ ኤርትራዊ ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ምሳና ሓቢርኩም ንክትጽልዩን ብሓጎስ ንክትውዕሉን ንዕድመኩም።  ጸሎት ምህለላ ማርያም ዝጅምረሉ ግዜ ስዓት 12  ፋዱስ

ዕድመ ንኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ሰላምን ፍቅርን

ዓመታዊ ንግደት ደዓሪ ንቀዳም ሰነ ዕለት 04, 2016 ከነውዕሎ ተቀሪብና ኣሎና። ኩሉ ኤርትራዊ ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ምሳና ሓቢርኩም ንክትጽልዩን ብሓጎስ ንክትውዕሉን ንዕድመኩም።  ጸሎት ምህለላ ማርያም ዝጅምረሉ ግዜ ስዓት 12  ፋዱስ ኢዩ።

ብደሓን ምጹ!

ANNUAL PILGRIMAGE OF MARIAM DAARI IN THE BAY AREA!

ALL ERITREANS IN THE GREATER BAY AREA WHO LOVE PEACE ARE INVITED TO THE ANNUAL MARIAM DAARI PILGRIMAGE.  THIS IS A DAY THAT WE COME TOGETHER FOR FAMILIES, PRAYER, PLAY, AND FUN.

WELCOME!

DATE JUNE 04, 2016

LOCATION: KELLY PARK (FAMILY CENTER)

                         1600 SENTER ROAD

                         SAN JOSE, CA 95112

PRAYER TIME: 12:00  P.M.

PROGRAMS INCLUDE CHILDREN  AND ADULT ACTIVITIES.

PLEASE JOIN US FOR A QUALITY TIME.

THE BAY AREA CATHOLIC  COMMITTEE

SAN JOSE, SAN FRANCISCO, OAKLAND, BERKELY, & SANTA ROSA

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Jerry May 31, 2016

    “ኤርትራዊ ደላይ ሰላምን ፍቅርን” Excellent thought folks in diasora!I’m one of them. May Our Lady St. Mary bless you all.

    • Jerry June 1, 2016

      ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን ሕዝበ እግዚኣብሔር ኣብ ስደት ዘሎኹም፤ “ካብ ጸልማት ናብቲ ዜገርሞ ብርሃኑ ናይ ዝጸወዓኩም ኣምላኽ ዕቤቱ ምእንቲ ክትነግሩ” (1ጴጥ 2፣9)”ኣብ እምነትኩም ሕያውነትኩም ወስኹ፤ ኣብ ሕያውነት ፍልጠት፤ ኣብ ፍልጠት ከኣ ምግታእ ርእስኻ፤ ኣብ ምግታእ ርእስኻ ድማ ዓቅሊ፤ ኣብ ዓቅሊውን መንፈሳውነት፤ ኣብ መንፈሳውነት ከኣ ሕውነት፤ ኣብ ሕውነት ከኣ ፍቅሪ ወስኹ” (1ጴጥ 1፣5-7)በዚ ናይ ሓዋርያ ጴጥሮስ መልእኽቲ ደልዲልና ንሕብረተሰብና ኣብ ሕንጸቱን መጻኢ ጕዕዞኡን ልዑል ዝኾነ ኣበርክቶን ምስክርነትን ክንህብ ንኽእል። እኖና ማርያም ኣብ ሕዝብናን ሃገርናን ነባርን ሓቀይናን ሰላም ካብቲ እተፍቅሮ ወዳ ከተማልደልና ንለምን።

Post a Reply to Jerry Cancel Reply