Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውሳኔ“ፍትሓ ነገስት”። – ትማሊ ዘይፈለጣ ጽባሕ ኣይትራኣዮን ኢያ!! – 6ይ ክፋል።

 ውሳኔ“ፍትሓ ነገስት”።      6ይ ክፋል።             06-04-14። ትማሊ ዘይፈለጣ ጽባሕ ኣይትራኣዮን ኢያ!! ውዕሎ መዓልቲ ውግእ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ገሊጸዮ ስለዝኾንኩ ንተክኒካዊ መዳያቱ ኣብዚሐ ኣይክዛረበሉን ኢየ። ብሃታሃታ ዝተጀመረ ጉዕዞ ወጋሕታ ንጀነራላት ፈረንጂ ብዘይተረድኦም ምኽንያት ካብቲ ብሰንሰለት ክተኣሳሰሩ ዝነበረ ኣበጋ ግሳኦም ተበታቲኾም

 ውሳኔ“ፍትሓ ነገስት”      6ይ ክፋል።             06-04-14።

ትማሊ ዘይፈለጣ ጽባሕ ኣይትራኣዮን ኢያ!!

ውዕሎ መዓልቲ ውግእ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ገሊጸዮ ስለዝኾንኩ ንተክኒካዊ መዳያቱ ኣብዚሐ ኣይክዛረበሉን ኢየ።

ብሃታሃታ ዝተጀመረ ጉዕዞ ወጋሕታ ንጀነራላት ፈረንጂ ብዘይተረድኦም ምኽንያት ካብቲ ብሰንሰለት ክተኣሳሰሩ ዝነበረ ኣበጋ ግሳኦም ተበታቲኾም ብኪሎሜተራት ዝኣክል ሃጓፋት ተራእየ። ብተወሳኺ ቅርጺ መሬት፡ መራሕቲ ዝሓዝዎ ካርታን ሓበርቲ ቦታ ደቂ መሬት ዝህብዎ መኣዝንን ምቅዳው ኣብዩዎም ብምጥፋኦም ነገራቱ ንሰበስልጣናት ጣልያን ጋን ኮኖም። ንኣብነት እ ቲ ዓሳክር ደቂ ኤርትራ ዝበዝሕዎ ጸጋማይ ወገን ናይ ብ.ጀነራል ኣልቤርቶኒ ራብዓይ ብርጌድ ክኣትዎ ዝተዋህቦ ቦታ፡ ሃጼ መ ነሊክ ዝዓረዱሉ ወሳንን ዝበረኸን ቦታ ብምንባሩ፡ ብጸልማቱ ተጸጊዐሞ እናመሰሎም ጸሓይ ብራቕ ሓደ መጋቢት እንክርአ ገ ና ናይ ኪሎ ሜተራት ራሕቂ ከምዝነበሮ ንብ.ጀነራል ብሓባሪኡ ተነግሮ።

አእ! ውግእ መቸም ውግእ ጥራይ ኢዩ። ከምዘይጅመር የለን ድማ ካብተኣተወስ ተጀመረ ድኣ። 17 ሽሕ ን120 ሽሕ ብመጠን ሓደ ንሸውዓተ ምኾነ። ‘ተዋጊኡ’ ዝተባህለ ብርጌድ ግና ብግብርስ ኣይጥቓ ናይቲ ዝተጸበይዎ ዝናኡን። ድሕሪ ክልተ ሰዓታት ተኹሲ ድማ ዓሳክር ጣልያን (ኤርትራውያን) ብብዝሒ ኢዶም ክህቡ ተራእዩ። ድሕሪኦም’ሞ ኣየናይ ጻዕዳ ከትክል? መራሒ ኦም ብ.ጀነራል’ውን ኣብ ጻልጣ መሬት በይኑ ምትራፉ እናገረሞ ኢዱ ክህብ ተገደደ። ብኣሃዝ ንምቕራቡ ካብቶም ካብ 2500 ዘይበዝሑ ኣብቲ ውግእ ዝኣተዉ ዓሳክር ደቂ-ኤርትራ፡ ንተዓዛቢ ብዘየእምን መልክዑ 800 ‘ተማሪኾም ’ ተባህለ።

ድሕሪ ዕንወት ብርጌድ ዓሳክር ዝተረፋ ሰለስተ ብርጌዳት’ውን ኣብ መጻብቦን ዕልቕልቕን (ጎጃም ብጎጃማ) ኣትየን ዝተኮሳ እን ተተኾሳ ዝወደቐ እንተወደቐ ንዋዕዋዕታ፡ እልልታን ሓዞሓዞን ምንም ክቕይርኦ ብዘይምኽኣለን ኣብ ድሕሪ ፍርቂ መዓልቲ ካ ብ’ቶም ነፈጽቲ ፈረሰኛታት ንላዕሊ ዝነፈጸ ነፊጹ፡ ዝተገደየ ተኸምቢሉን ዝተማረኸ ድማ ተማሪኹ ቀርም ቀራርም ምስኮነ፡ ኢቲዮጲያ ሙሉእ ዓወት ተበሰረት። ውግእ ዓድዋ ድማ ብዓወት ናይቲ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ወዲ መሬት ንነባሪ ታሪኽ ተሰነደ።

ኣስተዋጽኦ ኤርትራውያን ኣብዚ ውግእ’ዚ እንታይ ነይሩ? ጻማኦምከ?

ከምቲ ዝተባህለ ነገር መንነቱ ንዓኹም ገዲፈ ተራ ናይቲ ብድርብ ገጽ ወይ ድማ ብ’ናይ ምስጢር ዘብዐኛ’ ዝተጸውዐ ባሻይ ኣውዓሎም መዳርግቲ ኣይነበሮን። ንሱ በቲ ሓደ ብጉጉይ ሓበሬታታት ንሓቀኛ ምስሊ ሰራዊትን ዕርድታትን ኢቲዮጲያ ከዊሉ ንፈረንጂ ከምትህውትት ገይርዋ። ውህደትን እምነትን ስለያዊ ስራሓት ድማ እቶም ቀንዲ ኣዕኑድ ዓወት ኢዮም። ንኣብነት ን ሱ ንጉስ ክሃድሙ ከምዝተበገሱ ኣምሲሉ ሓሽለዀ። ጣልያን ሓቂ መሲልዋ ብዘይእኹል ምቅርራብ ብተበ-ተብ ተበገሰት። ሰ ራዊት ንጉስ ግን ተረጋጊኡ ንርቡጽ ወራሪ ኣብ ዕጹው ሳንዱቕ ደርገሞ። ”በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ” ኮነት ሽዑ ነ ገር። እዚ ኢዩ ወተሃደራዊ ውህደት ማለት። ጣልያን ከይተበገሰት ግዜ እንተትወስድ ግን ሰራዊት ኢቲዮጲያ ብዋሕዲ ስንቂ ተጠቒዑ ስለዝነበረ ኣብቶኽሲ’ውን ኣይምበጽሐን። ብዘይብኡ ነቒሉ ብምንባሩ ከምቲ ጀሚርዎ ዝነበረ ምተበተነ ነይሩ።

በቲ ካልእ ኣብ ዓድዋ ሙሉእ ተሳትፎ ሓርበኛታት ኤርትራ ከምዝነበረ ግዜ ቀሊዕዎ ኢዩ። ሃጼ መነሊክ ኣብ መደርኦም “ከሺ ኣማራ ኣንድ ኣበራ” ማለቶምሲ እንታይ ትብሉዎ? ውዕሎ ኣበራ ምስሰራዊቱ ጥራይ ኣይኮነን። ውዕሎ ሰራዊት ባህታ ሓጎስከ? እቲ ማእለያ ዘይነበሮ ”ሽፍታ” ተባሂሉ ሽሙን ዓላማኡን ዝተበከለ ብውልቅን ጉጅለን ነነፊጹ ምስቲ ግምባር ሓበሻ ዝተሰለፈ ኸ? እቶም ተጠሊሞምን ብ”ዕድመይ ይፍታሕካ” ተቐፊዶምን ዝጸንሑ ጅግናን ብቑዕ መራሕ ኲናትን ራእሲ ወልደሚካኤል፡ ኣብ ውሽጢ ናይዚ ብሃጸይን ንግስትን፡ ብ6 ራእስታት፡ ሓደ ፊተውራሪን ሓደ ንጉስን (ናይ ጎጃም) ዝምራሕ ሺሾ ሓይሊ፡ንሰ ራዊት ኤርትራ ማእኪሎም እንታይ ዝኣመሰለ ትንግርቲ ከምዝገበሩ ብኢቲዮጲያውያን ብፍጹም ተነጊሩ ኣይፈልጥን።

ንኣብነትን ነገራቱ ንምሕጻርን እቲ ኢዱ ሂቡ ክንሱ ከምዝተማረኸ ዝተወርየሉ ኤርትራዊ ወተሃደር’ኮ ብውሽጢ ውሽጥስ ህላ ወ ራእሲ ወልደሚካኤል፡ ህላወ ደጊያት ኣበራን ሰራዊት ደጊያት ባህታ ሓጎስን ከምዝሰምዐ’ሞ ክሳብ ድማ ምስቲዮጲያ ተበጺ ሑ ዝነበረ ስምምዕ ስለዝፈለጠ ብጋናኡ ወገኑ መምዩ’ ዩ ኣብቲ ውግእ ኣትዩ። ብኣውራኡ በቲ ባዶ ጓጉድ ነቲ ዘይተሓለበ ጻባ ኢቲዮጲያውያን ገሲሙ ብኣጋኡ ተስፋ ጎሲዑ’ዩ ናብ’ቲ ውግእ ዝተደርገመ። ኣድማዕነት ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ዲፕሎማሲ ው ውግእ፡ ካራባታ ተተሓኒቕካ እንተተለፍለፈ ተቐላዒ ብዘይምዃኑ ዝፈልጥ ጥራይ ኢዩ ዝፈልጦ። ብኡ እንተተረዳዲእና ብመ ጠን መዐቀኒ ዓይነትን ብዝሕን ሰራዊት ካብ ክንድኦም ቁሩብ ቁራቦ፡ ልዕሊ ሲሶ ‘ተማሪኹ’ እንተተባህለ “ተማሪኾም” ዘይኮ ኑስ “ኢዶም ሂቦም” ወይ ድማ “ሰሊሞም” ኢዩ ዝበሃል። ኢቲዮጲያ ንርእሶም ክሳብ ከምኡ ዝኣመሰለ ጽቡሕ እንጄራ ከጋጥ ሞም ኣይሓሰቡሉን’ሞ ኣይሕሱብ ካብሓፈሱ እቲ ዓወት ምስካሙ ብዘይምኽኣሎም ልዕሊ ንቡር ተሰፊጦም፡ ግደፍዶ ከምመ ቃርብቲ መኣዲ ክኮላለሱስ፡ ‘ንቐደም በሉ” ’ውን ኣይወጾምን።  እዃድኣ ጥጁእ ተንኮላቶም ጋህዲ ክገብሩ ተጓየዩ።

ብመሰረት “በፍትሓ ነገስት” (ናይቲ ግዜ ቅዋም መንግስቶም) ዝተወስደ ውሳነ።  

ዓወትሲ ኣካን’ዃ ተጋሒጡ። ዓወትካ ምዕቃብ ግን ዝኸበደ ስራሕ ስለዝደሊ ሃጼ ብዝኣተውዎ ውዕል ጉዳይ ኤርትራን ኤርት ራውያንን ዝመጸ ንጽርቲ ኣጠማምታ ነይራቶም። ክንድዝኾነ ሽዑ ነበረት እታ ምላቑ ሓቂ (ከሺ ኣማራ….) ዝተሰምዐት። ሕሹ ኽ ምስተጀመረ ግን’ቲ ነገር ከምዘይውጻእ እምባ ኣብቅድሚኦም ምስተገተረ “እንታይ ንግበር” ዝብል ከቢድ ወጥሪ ዓሰሎም። እታ ውዕል ሓንትን ድምቕትን ነበረት። ንጣልያን ካብገጽ ኤርትራ ምድምሳሱ ባቃ። ደቂ-ገርሂ ልባ (ምሩኻት ኮኑ ዕዉታት ሰ ራዊት ኤርትራ) ኢቲዮጲያውያን ግደፍዶ ክንድኡ ዓወት ረኺቦምስ ጥልያን ንሃገሮም ከይድይቦም ንመሬት ኤርትራ ከምዓው ደ-ውግእ ተጠቒሞሙሉ ብምንባሮም ሰናይ ፍቓድ ጃንሆይ ኮይኑ እግሪ-እግሩ ከይዶም ክሕምሽሽዎ ክሕገዙ ተኣማመኑ።

“እንታይ’ሞ ንግበር”? መዃንንቲ፡ ንግስቲ፡ ራእስታትን ካልኦት ዓበይትን መኸሩ ይበሃል። ሕልና ብጥልመት ክትፍተን እንከ ላ’ዩ “ገሃንመ-እሳት” ዝበሃል። ጣልማይ ዋላ ሽሕ እንተሓየለ፡ እንተረቀቐ፡ ቅድሚ ኣብላዕላይ ኣብዛ መሬት ክራታዕ እንከሎ ዘሎ ወልኢ ኣየርኢኹም። ሃጼ መነሊክ ኣዝዮም ሃብሮም ምንባሮም ይውረ ኢዩ። ኣውራ “ንጸላኢኡ ፈታዊኡ ዝገብር ኢዩ ጅግና” ዝብል ጽኑዕ ኮርዒዳ እምነት ነበሮም ይበሃል። ስለዚ ኣርሒቖም ብምሕሳብ ንሃገሮም ካብ ሓደጋ ዘናግፍ ማይ ዘይጠ ዓመ ዝበልዎ ብልሓት ተበላሓቱ። ከምዚ ዝስዕብ ማለተይ ኢየ፡-

1፡ ዋላ’ዃ እቲ ውግእ ብዋጋሞት ውፉያት ናብ ረብሓኦም እንተተቐየረ ብዓወቶም ስለዝሰምበዱን ስለዘይተኣማመኑን ብግዜያ ዊ ዓወት ክተዓሻሸዉ ኣይደለዩን’ሞ፡ ጣልያን ተቐይሙ ደጊሙ ከይወሮም ክተአማመኑን ንሱ’ውን ክተኣማመንን ምእንቲ፡-

ሀ. ኩሎም ምሩኻት ወተሃደራት ጣልያን ብጽቡቕ ክተሓዙን ጽንጽያኦም ከይተተንከፈ ምስመሰሎም ክፍትሑን።                 ለ. ነባሪ ዝበልዎ ዘየዳግም ውዕል ከምዘድልዮም ሽዑ’ውን ዘተዩሉ። ኣብቲ ዝሰዓበ ሂወቶም ድማ ኣብ ኣዲስ-ኣበባኦ ም ምስቲ ስዑር ጣልያን ደጊሞም ተወዓዓሉ። ሽዑ ጣልያን ዶባታ ዝተነጸረ ናጻ ኢቲዮጲያ ክኣምን እንከሎ ንጉስ ድ ማ ዳግማይ ውጫለ ኤርትራ ናቶም ኮይና ከምዘይትፈልጥን ደጊሞም ከምዘይሓቱላን ኣደልዲሎም ፈረሙ። ዘመና ውያን ተረኽቲ ነዚ ዳግማይ ውዕሎም ካልእ ቁንቁኛ ከውጽኡሉ እንተሰሚዕኩም ኣይትተሃመሉ።

2፡ ኣብ ጽባሕ ዓወቶም ንብዛዕባ ጉዳይ ኤርትራውያን ዝመጸ ውሳነ ኣዝዩ ከበዶም። ክብሉ ክብሉ ሽዑ’ውን ማይ ዘይጠዓመ ሓሳባት ተኣከበሎም። ንወገን ዕዉት ኤርትራዊ ሓይሊ ንሽመትን መዓርግን ተመኽንዩ ኣዲስ ኣበባ በጺሖም ክመጹ ተነጊርዎ ም ብሃወኽ ተላእኩ። ድሒሩ እንክርአ ግን ካብ ሽዋ ሃገሩ ዝተመልሰ ዜጋ ኣይነበረን። ገሊኡ ዘጓነፎ እዝጊ ዋናኡ። ገሊኡ ግን ጤሳ ተዓዲልዎ ወዲ-መሬት ከምዝተሰመየ ሰሚዕና። ሕሉፍ ሓሊፉ ድሒሮምስ “ሽዋ ሓማሴናይ” ኢሎም ከባጭዉሎም ተሰ ሚዖም። እቲ ሽዑ ዝተሸርበ ተመሊሱ ሃገሩ ሓራ ከውጽእ ኣብዝሓተተሉ ሂወትካ ዘሕልፍ መርድእ ተነግሮ። ካብታ ዝተዋህበ ቶ ቦታ ተንከስ እንተኢሉ ብዘለዎ ክሓቅቕ ምዃኑ።

3፡ እቲ ምስጢር ለካ ብመሰረት ዓንቀጽ 13. ውዕል ውጫሌ ንረብሓ ስዑር ጣልያን ንምርግጋእ ዝዓለመ ነበረ። ኣብቲ ንጸጥ ታዊ ኩነታቶም ዝምልከት ጥልያን ንኩሎም ኣንጻሩ ዝመከቱ ኤርትራውያን “ሸፋቱ” ኢሉ ይሰምዮም ነበረ። ንሳቶም ድማ ኣ ብ ሞንጎ ሽፍትነትን ገድልን ዘሎ ፍልልይ ከየስተብሃሉ ኩሉ ብዓመጽ ኣንጻር መንግስቲ ወሲዶም ሽፍትነት ከምምግዳል ኢዮ ም ወሲዶሞ። ኢቲዮጲያ ንርእሳ ነዞም ዳሕረዎት ወለዶ ተጋደልቲ ክሳብ መወዳእታ “ሸፋቱ” እናበለትና ኢና ሓሊፍናዮ። እቲ ውዕል እምበኣር ዝኾነ ‘ሸፍታ’ (ብውልቂ ኮነ ጉጅለ) ዶብ ጥሒሱ ምስዝሰግር ኢቲዮጲያ ሒዛ ንጥልያን ከተረክቦ፡ ከምኡ ድ ማ ጣልያን ክትገብር፡ ዝብል ብምፍርራሞም፡ ኮር ተገልበጥ ኢቲዮጲያ ነቶም ትግራይ ከምደጀኖም ገይሮም ንጣልያን ክወቕ ዑ ዝተለሙ ኤርትራውያን ከተዕቁብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሃጼ መነሊክ እናተሰማምዑ ከይተረድኦም ድሮ ተጠሊሞም ነበሩ ። ስለዚ ተስፋ ወዲ-ኤርትራ ማይ ዓሚኹ ብምትራፉ “ሓሻካ” ‘ዃ ክውሕደና።

ዕድል ናይዙም ናይ ኲናት ሙሩኻትከ ብመሰረት ፍትሓ-ነገስት እንታይ ኮነ?

ሰናይ ቅነ!

ጎደፋ፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
44 COMMENTS
  • bitew ahferom April 5, 2014

    ኢትዮጵያውያንን ኤውሮጳውያንን ጸሓፍቲ ታሪኽ ኤርትራ በሪዞም እቲ ኤርትራውያን ብናይ ጸላእየይ ጸላኢ ፈታውየይ እዩ መምርሒ ነቲ ንኢትዮጵያን ንኤርትራን ክወርር ዝተላዕለ ጣልያን ክሃርምዎ ባንዴራ ኤርትራ ሒዞም ብመልክዕ ስሙር ግንባር ኣብ ውግእ ዓድዋ ምስታፎም ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ዝገልጽዎም ሓሳዊ ታሪኽ ንቃወም።
    ኣብርሃን ኣጽብሃን እኳ ንግራስያኒ ቡምባ ክድርብዩሉ ከለዉ ኤርትራ ወይ ሞት እናበሉ እዮም ጌሮሞ።ኣምሓሩን ተጋሩን ግን ታሪኽና ኣራሲሖም ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ከቕርብዎም ንዓና ንኤርትራውያን ጸርፊ እዩ።ታሪኽ ንምሃር ኣሕዋት።ከምቲ ወያነ ምእንቲ ህዝቢ ትግራዩ ኢሉ ኣብ ሳሕል ዝወደቐ ኤርትራውያን ድማ ምእንቲ ኤርትራ ኣብ ውግእ ዓድዋ ወዲቖም።

    • Paradiso April 5, 2014

      ወይ ሓሶት፤ ከመይ ቦግ ተብላካ።
      ኣብ ውግዕ ዓድዋ ባንዴራ ኤርትራ ይትረፍ ኤርትራ ወይ ኤርትራዊ ዝበሃል ኣይነበረን። ኣንቱም ኤርትራውያን በጃኻትኩም መዋረዲናን መሕሰሪናን ኣይንወስኽ። ሓሲርናዮን ተዋሪድናዮን ዘሎና ይእኽለና።

      bitew ahferom ይጽሕፍ: “ባንዴራ ኤርትራ ሒዞም ብመልክዕ ስሙር ግንባር ኣብ ውግእ ዓድዋ ምስታፎም ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ዝገልጽዎም ሓሳዊ ታሪኽ ንቃወም።
      ባንዴራ ኤርትራ ሒዞም ብመልክዕ ስሙር ግንባር ኣብ ውግእ ዓድዋ ምስታፎም ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ዝገልጽዎም ሓሳዊ ታሪኽ ንቃወም።”

  • bitew ahferom April 5, 2014

    ኣንታ ዓጋማዊ ኖህ
    ሕቶኻ ኣይቅቡልን እዩ።እታ ኤርትራዊ ኖህ እየ ኢልካ ትሰርሓ ዘለኻ መርከብ ሒዛትና ናብ ተምቤን ስለ ትጉዓዝ ካብ ትግራይ ንኸይድ ብማይ ኣይሂ ክንውዳእ ንመርጽ።ዓጋመ ዘብለካ ዘርእኻ ኣይኮነን ኣረኣእያኻ እምበር።ካብዚ ምስ ሰጎግናካ ናብ ኣዝማሪኖ (ዓጋሚኖ)ኬድካ ብሽም ወይሰብደቀይ ማህቡላ ዝጽሓፍካዮ ርእይቶ ኣንቢበዮ።እንሆ ንኤርትራዊ ህዝበይ የቕርቦ።
    Weysebdeqey Mahbula · Top Commenter
    ኣንታ ዝኽረ ልቦና፣

    እንታይ ጌርናካ ኢና እቲ ሕማቕ ናይ ኢትዮጵያ ኮሎኒ ከለና ተዘክረና።ህዝብና ማዕረ ክንደይ ባዕሊጉ ከም ዝነበረ ኣይትዝክርን ዲኻ፧ ደረት ዘይብሉ ብዕልግና ሱቕ ኢልካ ፣
    ጣፍ ክም ልብኻ፣
    ሽኮር ከም ልብኻ ፣
    ቆልዑ ስድርኦም የዕብይዎም ማንም ደቅኻ ካብ ትሕቲ ዓራት ጎሲሱ ኣውጺኡ ንውግእ ዝሰዶም የለ ፣ጅግንነት ዘይነበሮ ጊዜ። ሎሚ ግን ኩሉ ነገር ተሰሪዕካን ኣርባዕተ ሰዓት ተጸቢኻን፣ብስነስርዓት ሓንቲ ባኒ ንሓሙሽተ ቤተሰብ። እቲ ብረሲደንትና ከምቲ ኢየሱስ ብኽልተ ጎጎን ሓሙሽተ ዓሳን ንሓሙሽተ ሽሕ ህዝቢ ዘብልዔ ብረሲደንትና እሰያስ ግን ንሓሙሽተ ሚልዮን ህዝቢ የጥሚ ፣ምኽንያቱ ብስብሒ ልቡ ተዓቢሱ መታን ከይመውት።ከምቲ ኣብ ኣማሪካ OBAMA CARE ዘሎ, ኣብ ኤርትራና ውን MUDADA CARE ኣለና !!! እልልልልልልልል
    ወላዲ ኣዕጽምቲ ደቁ ክደሊ በረኻ ክንዲ ዝወፍር ሰብ ተባላሽዩ ፣
    ኣዝማድካ ምብጻሕ፣
    ብበትኽስያንን ሕጊ መስጊድን ተመርኲስካ ተፋቲኻ መርዓ ምግባር ።
    ብሓቂ ጀግንነትን ሞትን ዘይብሉ ሕማቕ እዋን ኔሩ።ሰብሲ ድሙ ድሙ ስትዩ ዓወት ንሓፋሽ ኢሉ ተመርዕዩ ኣብ ሰሳልስቲ ሰበይቱ እናፈትሔ ክምርዖ ከሎ እዩ ናይ ጀጋኑን ተቓለስትን እምበር፣እቲ ብጊዜ ኮሎኒ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጅግንነትን ውግእን ሞትን ኣካላትካ ምቝራጽን ዘይነበሮ ሕማቕ እዋን ኣይተዘክረና።
    ኣብቲ ሕማቕ ናይ ኮሎኒ ኢትዮጵያ ጊዜ ,
    ሰብ ከም ናይ ላምፔዱሳ ኣብ ባሕሪ ኣይሕምብስ ፣
    ስቕ ኢልካ ቦሪንግ ይብሉ ደቅና ኣሰልቻዊ ጊዜ እዩ ኔሩ።
    ወጻኢ እንተደሊኻ ኣብ ክንዲ በታ ጸጋ ኤርትራ ዝኾነት ,
    ገመል ተወጢሕካ ብበረኻ ትወጽእ ተጠሊዕካ ብኣይራቦርቶ፣
    ኣቤት ሕማቕ ጊዜ ዝኽረ ልቦናየ ኣይተዘክረና ።ብጊዜ ኮሎኒ ኢትዮጵያ፣ህዝቢ ዋጋ ስለ ዘየውጽእ ንራሻይዳ ኣይሽየጥ ፣ንበደዊን ኣይሽየጥ ኤህ ኮሎኒ ኢትዮጵያስ ኢዶም ኣይስኣኑ።
    ዝኽረ ልቦና ወደይ እዛ ሕስምቲ እዋን ሓደራ ከይተልዕላ፣
    ህዝብና ንመዓልቲ ሓንቲ ጊዜ ፣ኣብ ዓዱ ብርስንን ሓምሊ ኣድግን እናበልዔ ብጥዕና ከይነብር,……………………….. ንሽዋ ኸይዱ ንምዓልቲ ሰለስተ ጊዜ፣ጮማ እናበልዔ ብኮሌስተራል /Cholesterol ተወዲኡ።
    እውይ ስጋ ቐሺ ምሕጹን… ንብዓት እኳ ስዒሩኒ !!!!!!
    ዝኽረ ልቦናየ ሓደራ ነቲ ሕማቕ እዋን ከይተልዕሎ ብቐሺ ሓንጣል ይግዝተካ !!!

    ዓጋማዊ ኖህ, ሓንቲ ፌቨር ግዳ ዘይትገብረልና ኪድ ገዛ ተጋሩ ኼድካ ሓዳሽ ትግራውነትካ ኣመርቃ።ንሕና ህዝበ ትግርኛ ኤርትራውያን ኢና።ብዳሕና ይኺዱ ወዲ ስባጋዲስ ለ

    መገዲ ሰላም ይግበረልካ ኣንታ ጨው እግሩ

  • THE ERITREAN NOAH April 5, 2014

    ዝኸበርካ ቢተው ወደይ ነዛ ጽዕብ ዘላ ህያው ሕቶ ናይ ዝሓተትኩኻ ክንደይ ኢልካኒ።
    I QUOTE MYSELF…………………………….
    ክቡር ቢተው ኣሕፈሮም፣

    ኣነ ዝኣመንኩሉ ርእይቶ ሂበ፣ግን ዓጋመን ልኡኽ ኢሳያስን ዝብል ልኻያት ተለኽየ።ኣየጕህየንን ነብሰይ ስለ ዝፈልጥ።ዓደይን ዓውደይን ገሊጸ እምበር ኣብ ድሕሪት ሞኒቶር ናይ ኮምፕዩተር ኮይነ ጉሓፈይ ኣይጉሓፍኩን።ንዝሕግዘና ነሞግስ፣ንዝጎድኣና ነለሊ ፣ብዕቤት ጎረባብቲ መንፈሳዊ ቅንኣት ይሓዘና፣ዘይመማሰውቲ ኣይንኹን ፣መንነትና ኤርትራውነትና ማንም ዝወስደልና የለን፣ግን ቀቢላዊ መንነትና ድማ ኣይንቐይር።ሓቅነት መምርሒና ትኹን እየ ኢለ።ብዘየገድስ ፣ደቀይ ስለ ዝኾንኩም ሕማምኩም ሕማመይ እዩ።
    ሕጂ ሓቅኻ ወይ ተጋጊኻ ክብል ኣይኮንኩን ፣እንታይ ድኣ ቀላል ሕቶ እየ ክሓትት።
    እዞም ኣልሻባብ፣ወየንቲ ዝበልካዮም እንድሕሪ ከምኡ ኮይኖም ፣ኢሳያስን ወያነን ኣሜሪካን እስራኤልን፣ ኣንጻር ሃገራውነትና እንተኾይኖም ድኣ እሞ ሕብረት ዘይብልና፣ባዕልኻ ከም ዝገለጽካዮ እውን ናይ ኩናማ ፣ናይ ዓፋር ፣ናይ መታሕት እንድሕር ተወዲቦም ናይ ትግርኛ ጥራይ ተሪፉ ማለትካ ድዩ፧ ከመይ ጌርና ኢና ክንወጾ፧

    ሓወቦ ኤርትራዊ ኖህ …END OF QUOTING MYSELF.

    ክቡር ወደይ ፣
    ኣነስ ኣብ ኣሰና ዝዓደመኒ ሰብ ኣይነበረ፣ዝሰጎጐኒ ሰብ እውን የለን።ከምታ ነቦታትካ ዝመኸርክዎም ን ኣኻን ንመሳቱኻን እውን ክመኽረኩም ፈቲነ።ኣይትዓወትኩን ።ሓላፍነት ይወስድ።ሕርቃነይ ስዒሩኒ። ግን ሕልናይ ንጹህ እዩ።ድሓን መገዲ ጨርቂ ይገበረልኩም እዚ ወደይ።ካብ ርእይቶይ ምሃብ ሰሚዔ ብምሕታት ዶ ኾን ሰብ የረድእ እዩ ኔሩ እቲ ዕላማይ።ግን እዚ ኣ እውን ቀጭ ቀጭ ተብል እንተኾይና ኣነ ንመንእሰያት ኤርትራ ከድሕን እዩ መደበይ ኔሩ እምበር ንሰብ ቀጨውጨው ከብል ኣይተበገስኩን።እዚ ኣ እውን ትትረፈኒ።ግን ኣነ ተጋግየ፣ ህዝቢ ድማ ብማጂክ ተሓባቢሩ ሓዳሽን ሰላምን ኤርትራ ክሃንጽ ይትምነ።ይጣራጠር፣ግን ብሓቂ ይትምነ።

    ኢዱ ከም ጲላጦስ ዝሓጸበ ግን ሰላም መንእሰያት ኤርትራ ካብ ምትምናይ ኩሉ ጊዜ ዝጽሊ ሓወቦኹም ኤርትራዊ ኖህ።
    ድሓን ኩኑ ኣይትሕመቑ እዞም ደቀይ።
    እንደገና ምሕረቱ ሃብተ ጳውሎስ ወዲ ገሽናሽም ድምበዛን እየ፣ብዲማርኬሽን ንትግራይ ኣትያ እንተኾይና ኣይፈልጥን፣ኣነ ክሳዕ ዝዝክሮ ግን ሓማሴናይ “ሓሻካ” ምዃነይ እዩ።
    ይባርኽኩም ደቀይ።

  • bitew ahferom April 5, 2014

    ዓጋማዊ ኖህ
    ከምቲ እቶም ትፈትዎም ኣምሓሩ ዝበልዎ ባቄላ ቀረ ፈስ ቀለለ።ፋጆሊ ተረፈ ጥራጥ ተረፈ እንድዩ መገዲ ጨው ይግበረልካ።ጨው እግሩ ቻው.

  • The Tigrayan April 5, 2014

    ጎደፋ – A divided Tigray-Tigrigi under the treaties of Menelik and Italy was more painful for Tigrayans than anyone … So mixing the truth with our own biases and ELF/EPLF wish-wash, let us not spoil the real history as if Eritreans had the colonial ‘Eritrean’ mentality from Alpha to Omega …!!!

    Bitew Ahferom I like these: “…ካብ ትግራይ ንኸይድ ብማይ ኣይሂ ክንውዳእ ንመርጽ” Really? But Eritreans are already in Tigray and Ethiopia. What are you and your like going to do? What would you guys say if Eritreans say let us be united with Tigray and form the great land of our fathers the Da’mats, Axumites, and Agazian and federate with the rest of Ethiopia? “ብናይ ጸላእየይ ጸላኢ ፈታውየይ እዩ መምርሒ ነቲ ንኢትዮጵያን ንኤርትራን ክወርር ዝተላዕለ ጣልያን ክሃርምዎ ባንዴራ ኤርትራ ሒዞም ብመልክዕ ስሙር ግንባር ኣብ ውግእ ዓድዋ ምስታፎም ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ዝገልጽዎም ሓሳዊ ታሪኽ ንቃወም” ….kkkkk …. Well, Italy didn’t waste much time to invade Ethiopia after Emperor Yohannes IV died fighting Mahdists in Gonder and after it controlled Eritrean highlands … So how come Eritreans got a national feeling so quickly, got a flag, participated as soldiers of an independent nation? “ኣብርሃን ኣጽብሃን እኳ ንግራስያኒ ቡምባ ክድርብዩሉ ከለዉ ኤርትራ ወይ ሞት እናበሉ እዮም ጌሮሞ።ኣምሓሩን ተጋሩን ግን ታሪኽና ኣራሲሖም ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ከቕርብዎም ንዓና ንኤርትራውያን ጸርፊ እዩ” Here you turned from sarcastic to funny …. And so, Zeray Deres did not do his heroic act when he saw the Lion of Juddah symbol in Roma but he did what did only for an Eritrean national feeling, no? And Lorenzo Tazaz was an Ethiopian Foreign Minister not for the sake the country in general but Eritrea only … General Michael Amanuel Andom who hails from Hamassien and Tigray was Ethiopian leader under DERG after Hailesellasie just for the sake of Eritrea and not the country at large … The story continues …..!!

    • bitew ahferom April 5, 2014

      The Tigrayan

      እዚ ብኢሳያስን ኣኮታቱ ተጋሩን እስራኤልን ኣሜሪካን ሽርኪ ኤርትራ ከም ግሃነብ እሳት ኢትዮጵያ ከም መድሓኒት ጌሮም ዝቐረጽዋ መታን ህዝበ ትግርኛ መንነትና ክሒድና ተጋሩ ክንከውን ኢትዮጵያ ትሕሸና ክንብል እዩ።
      ወያነን ኢሳያስን ብተንኮል ህዝባዊ ወያነ ሓርነት መታሕት ወይ ኤርትራዊ ኣልሸባብ መስሪቶምልና ኣለዉ።ምናልባሽ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ጭሕሙ እንተላጽዩ ክሳዱ ክቑረጽ ጀሚሩ ይኸውን።ኣቕሊልና ኣይንርኣዮ።
      ኤርትራና ሓሙሽተ ጸላእቲ፣ብሕልፊ ወያነ ዝኹሕሉ ተመሲሎም ዘንቁሩ ኢሳያስ ካብ ማዕድናትና ዝተረኽበ ኣታዊ ንትግራይ እንዳሕለፎ ኣብ መቐለን ዓዲግራትን ዩኒቨርሲታት ይስርሓሉ ኣሎ።ሕጂ እንተዘይከቲትና ከም ዝሞትና እዩ።
      ኤርትራዊ ታሪኽ ከም ዘርእየና ዘርኣይ ደረስ ከም ናይ ቼ ጉቬራ ዓይነት መንፈስ ኔርዎ።ናይ ጎረቤት ሃገር እሞ ኣፍሪቃዊት ባንዴራ ክረግጽ ኣይደለየን።ኤርትራዊ ጭርሖ እናተዛረበ ኤሪትሬያ ፕሪሞ እናበለ ክሳዶም ቆሪጽዎም።ኢትዮጵያውያን ባዕልኻትኩምን ኤውሮጳውያንን ከም ድላይኩም ዝምሃዝኩሞ ታሪኽ ንሕና ኤርትራውያን ኣይንቕበልን።

    • waEro April 6, 2014

      You are a true Tigrian who still care about Eritrea like Meles.

      • WaEro April 6, 2014

        I am referring to The Tigrayan, not the cow face.

  • Paradiso April 5, 2014

    ወይ ሓሶት፤ ከመይ ቦግ ተብላካ።
    ኣብ ውግዕ ዓድዋ ባንዴራ ኤርትራ ይትረፍ ኤርትራ ወይ ኤርትራዊ ዝበሃል ኣይነበረን። ኣንቱም ኤርትራውያን በጃኻትኩም መዋረዲናን መሕሰሪናን ኣይንወስኽ። ሓሲርናዮን ተዋሪድናዮን ዘሎና ይእኽለና።

    bitew ahferom ይጽሕፍ: “ባንዴራ ኤርትራ ሒዞም ብመልክዕ ስሙር ግንባር ኣብ ውግእ ዓድዋ ምስታፎም ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ዝገልጽዎም ሓሳዊ ታሪኽ ንቃወም።
    ባንዴራ ኤርትራ ሒዞም ብመልክዕ ስሙር ግንባር ኣብ ውግእ ዓድዋ ምስታፎም ከም ኢትዮጵያውያን ጌሮም ዝገልጽዎም ሓሳዊ ታሪኽ ንቃወም።”

    • bitew ahferom April 5, 2014

      Paradiso,

      የኢትዮጵያ ህዝብ ታሪክ ዝብል ነበረ ያ ነበረ ኣንቢብካ ኤርትራ ባንዴራ ኣይነበራን ኣይትበል።ኤርትራውያን ምእንቲ ኢትዮጵያ ዝስውኡሉ ምኽንያት ኣይነበረን ምእንቲ ባንዴራ ኤርትራ እምበር።እታ ሕቡራት መንግስታት ዝተኾቡልና ባንዴራ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ።ኤርትራ ናይ ባዕላ ሕጊ እንዳባን ባንዴራን ኔርዋ ክኸውን ኣለዎ።

      • Paradiso April 5, 2014

        ኣንታ ሓውና ኣብ ቅርዓት ወጺኻ ብዙሕ ሃተፍተፍ ኣይትበል። ብዝዕባ ሕጊ እንዳባ እንተደሊኻ፣ ኣብ መረብ ምላሽ ወይ መሬት ባሕረ ነጋሽ ከም ኩሉ ዓዲ ሓበሻ ዘኩርዕ ታሪኽ ኣሎ። ይኹን እምበር ዘሎን ዘየሎን ሓዋዊስካ ሰብ ኣይተደናግር።

        bitew ahferom ይጽሕፍ: “ኤርትራውያን ምእንቲ ኢትዮጵያ ዝስውኡሉ ምኽንያት ኣይነበረን ምእንቲ ባንዴራ ኤርትራ እምበር።”

        ወይ ሓሶት፤ ከመይ ቦግ ተብላካ።
        ኣብ ውግዕ ዓድዋ ባንዴራ ኤርትራ ይትረፍ ኤርትራ ወይ ኤርትራዊ ዝበሃል ኣይነበረን። ኣንቱም ኤርትራውያን በጃኻትኩም መዋረዲናን መሕሰሪናን ኣይንወስኽ። ሓሲርናዮን ተዋሪድናዮን ዘሎና ይእኽለና።

  • ahmed saleh April 5, 2014

    Menelik signed an agreement with the
    colonizers ( Italians ) not to claim Eritrean land , that means Eritrea was
    not part of Ethiopia .
    Now is this findings also a lie ? Just curious to see the reaction .

  • Dala ksha April 6, 2014

    Godefa
    God bless you,that is exactly my grandfather told about what happened in the war of adwa.please keep writing .if we don’t know our past we will not know our future.even now some thing is being cooked to dismantle our nation.

  • Dala ksha April 6, 2014

    No wonder my grandfather called them Deki maytelamit.the problem is we never learn from our mistakes. They betrayed Raisi Weldemiceal they betrayed awalom,Abera hailu they betrayed Gebha,EPLF.and still going on

  • Belay Tewelde April 6, 2014

    ኣንቱም ሰባት እዚ ፓራዲዞ ዝብሃል ሰብሲ ክንደይ ይጻረፍ! ካን ካብዘን ነግራማት ኣንስቲ ገዲዱ! ኣይሓፍርን ከኣ ፓራዲዞ ዝብል ስም መሪጹ። ሓውና፡ ክትምልስ ከልኻ ብስነስርዓት መልስ። ኤርትራ ኤርትራ ምባል በቲ ስሩዕ ናይ ኣቦታትና ባህሊ እንተ ኸድካ’ምበር ናይ ወዲኒታት ቃላት እናተጠቐምካ ኣይኮነን። ስለዚ፡ ንሓሳባትካ ብኣገባብን ብስነስርዓትን ክተረድእ ፈትን። ከምዚ ዓይነት ብስድነት ዝተላዕጠጠ ቃላት እናተዛረብኩም ሃገር ክተምጽኡ ትሓስቡ። በጃኻትኩም ቅድሚ ምጽሓፍኩም ቁሩብ ሕሰቡ። ጸርፍን እንክሔራን ዋጋ የብሉን። ሃናጺ ቃላት ተጠቐሙ። ትርድኡ ሰባት እንተ ኾንኩም እዚ ይኣኽለኩም ይመስለኒ።

    • ahmed saleh April 6, 2014

      Belay
      AYTIZENGHI’E NAY ASMAT KEYAYIRKA NI MITLAL NAY NEWIH EWAN BAHRIYAT ALEWO . AB ZIHALEFET NAY GODEFA ARTICLE COMMENTS
      IYU MESLENI GHELE KABTEN ZITIKEMELEN ASMAT TEKISYEN ALEKHU . ZEY GHILXI SEB HAYAL IYU NIKHITEAMNO .

    • Wedi Hagher April 6, 2014

      “ኣንቱም ሰባት እዚ ፓራዲዞ ዝብሃል ሰብሲ ክንደይ ይጻረፍ! ”

      Belay Tewelde

      The guy who writes using different nicknames (Bokre,Paradiso ..etc) is a rootless who hates Eritrean identity.
      There are a few people out there who were born or lived most of their adult life as Ethiopians settled in Eritrea and never got chance to adapt to the new realities in post independence Eritrean or go back to their ancestral land. I really feel bad for them because they are full of hate and see to have chosen to

1 2 3

POST A COMMENT