Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወዲ እንተ ወሊደ… / ጓል እንተ ሓሪሰ…!

  ኣብዚ ዓዲ ጓና ናብራ ከርፋሕ ስደት ነፍሰ-ጾር’የ ዘለኹ ዳርጋ *ዝበሓተት፡   *ታሻዓይ ወርሓ ዝረገጸት ብሰላም ክሓርስ ኣምላኽ ተብቂዑኒ ስም መሪጸ ኣለኹ ንኣይ ዘቕንኣኒ! [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/05/enteharise_Mesinas.pdf"]

 
ኣብዚ ዓዲ ጓና ናብራ ከርፋሕ ስደት
ነፍሰ-ጾር’የ ዘለኹ ዳርጋ *ዝበሓተት፡   *ታሻዓይ ወርሓ ዝረገጸት
ብሰላም ክሓርስ ኣምላኽ ተብቂዑኒ
ስም መሪጸ ኣለኹ ንኣይ ዘቕንኣኒ!

aseye.asena@gmail.com

Review overview
18 COMMENTS
  • ERITRAWIT June 1, 2014

    Mesinas hawna lovely poem Amanule and Feven are our hero they gave us so much hope we know there is a light the end of the tunnel thank you.

  • Mesinas June 1, 2014

    ዝኸበርኩም ኣሕዋት፡ ስለ’ቲ እትገብሩዎ ዘለኹም ሞራልን ምትብባዕን ኣዝየ እየ ዘመስግነኩም። እንተ ኾነ እዛ ነዞም ክልተ ሃባርም ተቓልስቲ ፍትሒ ዝኾኑ ኣሕዋትና ናይ ምምጓስ ሓሳብ መበገሲኣ ኣነ ኣይኮንኩን። ናይ ሓንቲ ነፍሰ-ጾር ሓብትና ርእይቶ’ያ። ብሓቂ ጥንስቲ ስለ ዘላ፡ ኣጋጣሚ ኣብ ዕላልና “መሲናስ ሓወይ፡ ብሓቂ’የ ዝብለካ ወዲ ወይ ጓል እንተ ወሊደ፡ ኣማኑኤል ወይ ድማ ፌበን ኢለ’የ ዝሰምዮ ወይ ዝሰምያ” ስለ ዝበለትኒ’የ ነዛ ናዕታ ክጽሕፋ ወሲነ። ስለዚ፡ እቲ ምስጋና ንኣይ ዘይኮነስ ንኣኣ’ዩ ዝግባእ። ምኽንያቱ፡ ነዞም ብልብን ካብ ልብን ዝጽዕቱ ዘለዉ ጀጋኑ ሰራዊት ፍትሒ፡ ነቲ መዘና ዘይብሉ ጻዕሮም ብዕምቈት ስለ ዘስተውዓለት። የቐንየለይ።

  • rahwa June 1, 2014

    yekenyelna Mesinas hawna. nska wn neti nayta kbrti habti grum zereba bkemzi zbele mesati naata slezehlefkalnan beti wetru tgebro aberkton nemesgnekan nednkekan. keep it up brother Mesinas. yoditn danieln kalot ahwatnan ahatnan kea (Assenna team) aytresaayom. neza beten chekok ilna zrekebnayen kurub kurabo tkayed Assenna bgzeom gulbetom zgebruwo zelewu welentawi emam ab trik Ertra tesenidu kinebr iyu.
    awet nwusuat
    wdket namexti

  • Makda June 1, 2014

    ሓቂ ብሓቂ ጀጋኑ። እታ ካብ ኩሉ ዝመሰጠትኒ እሞ ካኣ ከም ባህሊ ክንቅይራ ዘላትና ልምዲ…. ሰብ እንከሎ እንተሞጎስካዮ መመሊሱ ይብርትዕ መመሊሱ ይዉላዕ… ምስ ሞተ ግን እንታይ ይዓብስ? በዚ ኣጋጣሚ እዚ ን ኣማኒኤል, ፌቨን ከምኡዉን ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ከም በዓል ኤልሳ ጭሩም, ሜሮን , ኣባ ሙሴ, ዶክ ኣልጋነሽ, ዓዚዛ….. ኩሉኹም ኮታ እቶም ፍትሒ ንምንዳይ ብ ግብሪ ትሰርሑ ዘለኹም ደለይቲ ፍትሒ ሽምኩም ዘይጠቐስኩኹም ኩሉኹም ኣብ ልብና ኣለኹም። ዕድመት ጥዕናን ይሃብኩም። ኩሉና ድማ ኣብ ጎድኑኹም ኣለና, ኣጆኹም ክወግሕ ኢዩ።

  • Haile G. Tensae June 1, 2014

    Mesina
    It is beautiful poem keep it up!

Post a Reply to Makda Cancel Reply