Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ከባቢኣን፡

  ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት  ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ ክሪስቲ ፒት ፓርክ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ  ክንገበር ምኻኑ

 

ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት  ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ ክሪስቲ ፒት ፓርክ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ  ክንገበር ምኻኑ ንሕብር።

 

Christie Pit Park

750 Bloor street west

Sunday April 24

6:00 PM

 

ኤረትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • ብርሃነ April 23, 2016

    መአረምታ ንሰንበት 24 እዩ እቲ መደብ

  • Aብርሃነ April 23, 2016

         ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ከባቢኣን፡

    ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንሰንበት ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ ክሪስቲ ፒት ፓርክ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ ክንገበር ምኻኑ ንሕብር።

    Christie Pit Park
    750 Bloor street west
      Sunday April 24
    6:00 PM

    ኤረትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ
    Eritrean Justice Seekers Toronto

  • Berhe Tensea April 23, 2016

    I will be there.

  • Berhe Tensea April 25, 2016

    This demonstration to highlight the plight of the Eritrean people was very successful, and the main television stationin the city of Toronto was there to cover the event and it aired it every hour along with other news. Toronto TV Stations have never ever covered the PFDJ ghailan dankeran festivals and other occasions organized by them.
    The hasusat and telamat days are numbered, death to PFDJ and its ignorant tatulas, who get zero benfit from it.

Post a Reply to Berhe Tensea Cancel Reply