Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ

ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1555 ጀሚሩ ክሳብ 2014 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ጸኒሑን ኣሎን። እቶም ንኤርትራ ዝገዝኡ ስርዓታት ቱርኪ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡እንግሊዝ፡ ኢትዮጵያን ኢሰያስን ኢዮም። መግዛእቲ ቱርኪ ካብ 1555 ክሳብ

ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ

ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1555 ጀሚሩ ክሳብ 2014 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ጸኒሑን ኣሎን። እቶም ንኤርትራ ዝገዝኡ ስርዓታት ቱርኪ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡እንግሊዝ፡ ኢትዮጵያን ኢሰያስን ኢዮም። መግዛእቲ ቱርኪ ካብ 1555 ክሳብ 1865 ንከባቢ 300 ዓመታት፡ መግዛእቲ ግብጺ ካብ 1865 ክሳብ 1885፡ መግዛእቲ ጣልያን  ካብ 1885 ክሳብ 1941፡ መግዛእቲ እንግሊዝ ካብ 1941 ክሳብ 1952፡መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ 1958 ክሳብ 1991፡ መግዛእቲ ኢሰይያስ ካብ 1991 ክሳብ እዚ ዕለት እዚ ይገዝእ ይርከብ። ኩሎም ገዛእቲ ስርዓታት ብዕላማኦም ማዕረ ኢዮም። ብባህሪኦም ድማ ተመሳሰልቲ።  ዕላምኦም ምግዛእ ክከውን ከሎ ባህሪኦም ድማ ጭካነ፡ ቅትለት፡ ማእሰርቲ፡ ጭቋነ፡ ዕብለላ፡ ስልጣን፡ ትምክሕቲ፡ ስርቂ፡ ምልኪ፡ ምጉሕጓሕ ሃብቲ ወዘተ ኢዩ።

ህሉው ገዛኢ ህዝብን መሬትን ኤርትራ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ውን ልክዕ ከም ኣቦታቱ እዞም ኩሎም ዝጠቐስክዎምን ካልእ ሓድሽ ህዝቢ ኤርትራ ርእዩዎ ዘይፈልጥ ባህርን ይውንን። ኤርትራ መሬታን ህዝባን ኣብ ትሕቲ ሙሉእ መግዝእቲ ኢሰይያስ ትርከብ። መግዛእቲ ኤርትራ ኣብዚ ግዜ’ዚ ብክልተ መልክዕ ክንሬኦ ንክእል ኢና።

  1. ናይ ህዝቢ መግዛእቲ

ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ ውን ከም ቀደሙ ካብ መግዛእቲ ኣይተላቀቐን። ካብቶም ቀዳሞት ገዛእቲ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ግዝያዊ ገዛኢ ውን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘወርዶ ዘሎ ሃስያ ጸብጺብካ ዝውድእ ኣይኮነን። ልዕሊ ዝኾነ ይኹን እዋናት መግዛእቲ ድማ መሪር እዋን የሕልፍ ኣሎ። ህዝቢ ይግፋዕ፡ ይእሰር፡ ይጭወ፡ ይዕፈን፡ ይግረፍ፡ ይጠፍእ ኣሎ። ትሕቲ መሬት ኤርትራ ቤት ማእሰርቲ ኮይኑ ተቐመጥቱ ድማ እምቢ ንመግዛእቲ ዝበሉ ደቂ ሃገር መንእሰያት እዮም። ኣብ ልዕሊ መሬት ኤርትራ ውን ብሓይሊ ዝስተገደዱ፡ እዚ ኩነታት ናበይ ገጹ ኢዩ፡ ንእገለ’ስ ገለ ንግበር ንድሕነት ሃገር እንተበልክዎ’ስ እንታይ ኮን ይብለኒ፡ ኣሕ ልዕሊ 125 ሽሕ ስውኣት ኤርትራስ መብጽዕኦም ተጠሊሙ፡ 30 ዓመት ቃልሲ’ስ ን ስልጣን ሓደ ሰብ ኮኑ፡ ወዘተ ዝብሉ ኣብ ኣእምርኦም እንዳመላለሱ ዝኣስሩ፡ ዝገፉ፡ ዝዕፍኑ፡ ዘፈራርሑ፡ ዝስልዩ፡ ዝገርፉ ዕጡቓት ደቂ ሃገርን ወጻእን መሊኦሞ ይርከቡ። ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ነቶም ዝሓለፉ ገዛእቲ ንዕኡ ውን ከም ዘይምሕሮ ዝተገንዘበ ናይ ዘበና ገዛኢ ድማ እቲ ብካልኦት ቀዳሞት ገዛእቲ ዘይተፈጸመ ሜላ ይጥቀም ኣሎ። ገለ ካብቲ ፍሉይ ሜላታት ድማ ንመንእሰያት ኤርትራ ኣብ ባዕልኻ ዝውላዕካዮ ኲናት ምህላቕ፡ እቶም ዝተረፉ ንከይወልዱ ንገዝኦም ብዕረፍቲ ንኸይንቀሳቐሱ ምኽላእ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዝኸፍኤ ኣጋፊዕካ መሬቱ ገዲፉ ከም ዝስደድን መንነቱ ከም ዘጥፍእን ምግባር። እዚ ንምፍጻም ድማ መሰረታዊ ነገራት ከም መግቢ ፡ማይ ፡ ጥዕና፡ ጽሩይ ኣየርን (ኣብ ቤት ማእሰርቲ)ምክላእ፡ ህዝቢ ዓቕሉ ምስ ጸበቦ መውጽኢ ከይስእን ዶባት ምክፋት፡  ነቲ ዝጎድል ዘሎ ህዝቢ ድማ ብ ናይ ትውልዲ ኣሕዋቱ ማለት ትግራዎት ምትካእ እዮም። ኣብ መወዳእታ ክተርፉ ትጽቢት ዝግበረሎም በቲ ገዛኢ ሓይሊ ድማ ሓጎስ ክሻን ኢሰይያስን ምስደቆም፡ ተካእቲ ህዝቢ ኤርትራ ጉጅለ ደምህትን ኮይኖም ብዕልቲ ቤት ክልቲኦም ግና ከም ህዝበን ዶባት ከፉት ኢዩ።

  1. ናይ መሬት መግዛእቲ

ብዙሓት ተንተንቲ፡  ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ነጻ ኣይወጸን ዝብሉ ኣለዉ። ኣነ ግና መሬታ ውን ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ እዩ ዝርከብ ብሃላይ እየ። ነዚ ዘርጋግጹ ሓቅታት እስከ ንርኤ። ቁጠባ ኤርትራ ሓደ ሰብ ይእክቦ (ሓጎስ ክሻ) ክልተ ሰባት ይፈልጥዎ (ሓጎስን ኢሰያስን) ሓደ ሰብ ድማ ይጥቀመሉ ግዝያዊ ገዛኢ ኤርትራ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ፡ ሓለውቱ ድማ ደምህት። ንኣብነት ምህርቲ ኣእካል ኤርትራ ብህዝቢ ተዘሪኡን ተኣኪቡን ናብ ባዶ ትሽዓት ብሓይሊ ይሽይጥ፡፡ ጀራዲን ብ መንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት ተተኺሉ ፍርያቱ ናብ መራሕቲ ሰራዊት ናይቲ ገዛኢ ሓይሊ  ይርከብ፡፡ ኣግራብ መሬት ኤርትራ ነዳዲ ተሳኢኑ፡ ንመስርሒ ድፋዕን ብዝብል ምኽኒት ተቖሪጾም ይሃልኩ፡፡  ማዕድናት ተጓሕጒሖም ናብ ጁባ እቲ ገዛኢ ይኣቱዉ፡ መሬት ኤርትራ ደጀን ደምህት ኮይኑ።

ብሓፈሻ መሬትን ህዝብን ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቀጥታዊ መግዝእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ይርከቡ።

ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ እዚ መንነትን  ሃብትን ሃገርና ዘጽንትን ዝግብትን ዘሎ ገዛኢ ሓይሊ ሕጂ እንድሕሪ ዘይተኣልዩ ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ ውን ክቕጽል ኣይክእልን እዩ። ኣብዚ ግዜ እዚ ድማ  መዓልቲ ናጽነት ኢልካ ን24 ግንቦት ምጽምባል መዓልቲ ጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ምጽምባል ማለት ኢዩ።  24 ግንቦት ከምቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓሰባን ዝተጸበያን ምዓልቲ ናጽነት ዘይኮነትስ መዓልቲ ሓድሽ መግዛእቲ ኢያ። ነዛ ዕለት እዚኣ ድማ ከምተን ዝሓለፋ ንሓድሽ መግዛእቲ ባብ ዘርሓዋ መዕልታት ኮይና ክትሓልፍን ክትፍለጥን ህዝቢ ኤርትራ ድማ ናጽነት መሬቱን ህዝቡን ዝረኽበላን ዘረጋግጸላን መዓልቲ ንምርካብ ቃልሱ ከሓይልን መዓልቲ ናጽነት እንዳበልካ ን24 ግንቦት ብዳንኬር ካብ ምሕላፍ ክቁጠብን ይግባእ። ምኽንያቱ መዓልቲ ናጽነት እታ መዓልቲ ናጽነትካ ክትከውን ዝሓሰብካያ ዘይኮነትስ እታ ናጽነት ህዝብኻን መሬትካን ዘረጋገጽካላ ዕለት ስለዝኾነት።

ሕጊ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ

ካብ ሓውኹም ሓሚስ

ደላዪ ፍትሒ

18/05/2014

aseye.asena@gmail.com

Review overview
67 COMMENTS
  • asghedom May 19, 2014

    Hamis ,can you go to study history, what was Eritrea before 1555, a country called Eritrea. the ottoman empire was only in Massawa, and in the low land of actual Eritrea. it passed to Egypt , which was under ottoman empire itself . Mr. . Hamise do you know who kick out Egyptians from the low land of Eritrea. if I will tell you , you will never believe it. since they have lost their name due to Eritrean historical ignorance of Eritreans , better call them the people of Mereb.If I say Tegaru you will never accept it.
    Ras Alula is the one who get back all the land until Kassala and take back the land of Eritrea.
    why Eritrean they don’t go to school to understand the ABC of history and give proper account about Eritrean history if there is any.
    how Eritreans called Alula colonizer while he lost all his time fighting against Egyptians and Italians. it is written in the Egyptian history , since Eritrea has no history events done in its Owen territory the battle of Gura , the battle of Godagudi.
    what about the battle between Alula and Italians in Degali.
    Eritreans historically you are zero even geographically absolutely ignorant. that is way you are so confused and confusing all the people they are becoming wilds. Essays Afewerki is a colonizer it is really amazing .how you can write such rubbish article.
    please, please stop confusing people.
    is isayas afewerik is Tigrian, why Eritrea have no men to liberate herself. Alula liberate Eritrea from Egyptians , fought against the Italians, and Afewerki liberate Eritrea from Amhara, helped even by his tigrian brothers where are the Eritreans so. where are so this all Jeganu that we are proud of them. How comes all the generals , the president, even those who write correctly of Eritrea are all Tigrians.
    Essays Afewerki is Pure Eritrean, other wise he is half cast of Muslim Arabs , who is creating confusion between two brothers.
    finally Eritrea have never been a country for your information, the concept of the country in Africa is of yesterday. you know Hazega was independent and Zazaga was independent, which Eritrea are you talking. not Eritrea to be one country , Hazaga and Zazega was not together. even akeleguzai seraye was divided in to several piss and lords , about which Eritrea are you talking.
    if I was me I have present it, differently. Issays is Eritrean , leader of Eritrea with the will of Eritrean people, Wedi Afom Birie, but all Eritreans have to recognize they have done a mistake and search solutions. he is dictator and make suffer Eritrean people and all Eritreans should be united to fight him. the big mistake of Eritreans is they don’t admit their mistake, they have never made mistake.
    when the things were good for the Eritreans , Issayas was a Lion, when the things are bad for the Eritreans Issayas is brut dictator, not only he is not even Eritreans.
    Very strange during the referendum , there was a big book and the map of Eritrea of all the villages, and when you go to vote they ask you where is your village , and the village should be in that map. and this is how we vote, when Issayas was voting his village is Zelot Hamasien Eritreawi finish and stop. Hateftef of all Eritreans is desperation and to hide their mistakes.
    Eritreans should not continue to do mistakes.
    Eritrea is indificulty , because of the Tigrians, the low land was under the Egyptians because of the Tigrians. The are united with Ethiopia because of the Tigrians, Mahber andante was tegaru.
    who liberate eritreans from amhara tegaru, ( this time no) they are Eritreans ,no, no why? because their leader is tigraway. are they Eritreans so weak or we like to talk and talk to underestimate the Eritreans. Eritreans specially the kebessa people have a wonderful history but unfortunately their children are cowards

    • THE NOBLE TEACHER May 19, 2014

      asghedom ,

      Do not waste your time trying to make juice out of rocks, the Filinstone’s maybe able too.You see you do not understand our (Eritrean )Vocabulary.

      World’s Vocabulary – Eritrean Vocabulary

      Independence Slavery
      Respect Bending for Bedouins
      alula Abanega /Hero Grazianni/Hero
      Friend Enemy

      The worst revenge Agames did on us is to give us our wish ,the miserable fake independence..IT WAS LIKE GIVING A 6 YEAR OLD KID COCAINE ,BECAUSE HE /SHE WANTED TOO.
      ኩሉ ትግራይ ስለ ዝነበረ እቶም ደቂ ትግራይ ነቶም ሓማሸን /ትግራይ ህዝቦም ክሕግዙ መጺኦም ፣ግብጻውያን ብሰይፊ ሰብ ናብ እስልምና ክቕየሩ ስለ ዝመጹ__ሓደ ከይትማርኹ ተባሂሎም__ሓደ ዝተማረኸ ግብጻዊ ኣይነበረን ፣ጀጋኑ ደቂ ትግራይን ሓማሸን ትግራዎትን_ዘይሓልፍ ትምህርቲ ሂቦሞም።ነቲ ሬሳ ምዓኮሮም ገልቢጦም ስጋ ሓሰማ ኣእትዮምሉ፣ሳላጣ ጌሮሞም__ሳዕድያ ኣዃንና ክብሉ ኮነን ትበል ሓውተ እኖኻ እናበሉ ከም ሳላመ ናይ ጣልያን ቆራሪጾሞም…ኣነ እዚ ዝፈልጦ ታሪኽ ስለ ዘንብብ እዩ፣።ድማ ወዲ ኩሩዓት ማሕበር ኣንድነት ስለ ዝኾንኩ፣
      እዞም ፋሽሽቲ ብመቐመጭኦም ሳልሳ ናይ ስፓጌቲ ኣእትዩ ኣጋላቢጡ እናገረፎምን፣በደዊን እንዳሓኾሮምን ዘይርድኡ ሰባት ብሰላም ክርድኡኻ ኢልካ ከይትሓስብ፣ ኣነ ህዝበይ እንድዮም __ቃላት ደቂ ሰበይቲ ዝጥቀም ዘለኹ ፈትየ መሲሉካ =??? ስድራይ ብሂወቶም እንተዝህልዉ እኮ ኣይወድናን እዩ እዚ ስዲ ወዲ ሰበይቲ ምበሉኒ።እታ ሓቂ ከየጥፋእካ ግን ብጸርፍን ብህዩምዩሌሽንን ክትገንሖም ከለኻ እዩ ዝርድኦም።እወ ከም ጊደወን ፣ተኽላይ ፣ገጄ፣ቢንያም__ወዘተ ዝኣመሰሉ እቲ ሓንጎል ናይ ኣቦታትና ተጋሩ ሓማሸን ዝሃቦም ለባማት ከምዚ ከማይ ኣለዉ
      ።ደቂ ከባሳ ኤርትራ (ተጋሩ ናይ ኤርትራ)ኣብ ውግእ ዓድዋ ዝውዓሉ__ኣብሓጎይ ሓማሴናይ ኣበራ__”ከሺ ኣማራ ይመረጣል ኣንድ ኣበራ” ዝተባህለሉ ጅግና እኮ ኢትዮጵያ ሃገርና፣ኣኽሱም መንግስትነትና ስለ ዝኾነ እዮም ተዋጊኦም።
      ኣኮይ ኣውዓሎም ቆራጽ ሰረወታይ__ምስ ደቂ ሃገሩ, ወትሃደራት ኢትዮጵያ ተሳማሚዑ ክመርሓኩም ኢሉ ኣዔሽዩ፣ንሰራዊት ፋሽሽትን ናይዞም ሕጂ ትኽ ዘብሉና ዘለዉ ኣብብሓጎታት ባንዳ ኣስካሪን, ኣብ ህጉም ሰራዊትና ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣእትዩ ኣዋሎም ዶቨ ቫ ??? ከም ዝብሉ ዝገበሮም፣እቶም ሓዲኦም ኣኮይ ሰረወታስይ_እቲ ሓደ ሓወይ ፣ሓው ገሽናሽም መረታ ሰበነታይ_ኣብርሃን ኣጽብሃን ንግራስያኒ ቁምቡላ ዘኾልሱ፣__…
      ግደፍ ኣስገዶም ወዲ ሓወይ፣ ኩሉ ኤርትራዊ ሙታንታ ኣዕራብ ኣይኮነን፣ኣብ ምዓኮር ፕሮ ኢታልያን ራቢጣ ኢስላሚያን ካቻቪተ ዘእትዉ ስድራ ቤት ዝወለዱና ኣለዉ፣እቲ መስተውዓልን ጅግናን ፈታው ሓዉን ህዝቢ ጸንዓ ድግለ __በደዊን ከይሓዅሩና እቲ ክቡር ውላዶም ፣ኣቦና ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ዝሃቡና እግዚኣብሄር ይባርኮም,ነዛ ውሽማ በደዊን ዝኾነት ኤርትራ ምስ ኣዲኣ ኢትዮጵያ ተጸምቢራ ክትነብር ዝሓገዘ ፣ድሓር ግን ወዲ ዓዲ ኽልተ ኣኽሱም ኣይተ ወለኣብ ወለማርያምን እቶም ካብ ኣኽሱም ናይ ደርቡሽ ተሓባቢሮም ንመዕቆቢኦም ንህዝቢ ትግራይ ዝወግኡን ተባሂሎም ናብ ኤርትራ ዲፖርትድ ዝተገብሩ ደቂ ኣኽሱም ጀበርትን ,ወትሃደራት ሱዳንን ኮይኖም (እቶም ሱዳን እውን ኣኽሱም ከዩኮኑ ይጣራጠር እየ)ብዝወልዕዎ ሽፍታዊ ውግእ ኣብዚ ጽሕጻሕ እዚ ንርከብ ኣለና።ስለዚ እዚ ቃልሲ ብደቂ ኣኽሱም ተጀሚሩ ብወዲ ዓድዋ ዝተፈረመ ናይ ሕሶት ናጽነት እዩ።እምበር ንሕና ኤርትራውያን ኩሉ ጊዜ ኢትዮጵያውነትና ምስ ኣመንና ኢና።ኣታ እዞም ኩሎም የውስጥ ኣርበኛ ተባሂሎም ሻሸመኔ ሓማሴን ጀግና ሰፈር ዝቕመጡ ፤ባንዳ ጣልያን ተመሲሎም ንፋሽሽቲ ናይ ውሽጢ ካንሰር ክ ኦዩኖም ሽንቅላጡ ዘውጽእዎ__ተጋሩ ካብ ሸነኽ ከበሳ እዮም።እቲ ዘይርሳዕ ሓወቦይ ከ ጅግና ዘርኣይ ደረስ__መምህር ዘርኣይ ወዲ ድግሳ ኣከለጉዛይ፣ከምዚ ከማይ ድምበዛናይን ወዲ መረታ ሰበነን ዝኾንኩ ንሶም እውን ኣባጥረግ።።ከምዚ ኢሎም ገጢሞምሉ,
      ዘር ኣይ ክንዲ ኣምበሳ
      ሞኽሲ ወዲ ድግሳ
      ነዛ ዓባይ ሞያኻ በየን ክቕልሳ
      ኣብ ሮማ ክንሳ
      ከላግጹ መጹ ጓሳ ወዲ ጓሳ
      ኣፉ ትም እንተበላ ዓይኑ እንተደቀሳ
      ወዲ ሓየት ረባዕ መሲልዎም ሬሳ
      ባንዴርኦም ረጊጹ፣እታ ናትና ኣንገሳ
      ንፋሽሽቲ ኣብ ገዛእ ሃገራ ልሓሳ___ወዘተ

      ዝኸበካ ኣስገዶም, እዚ ቆረጣ ዝብሃል ስትራተጂ ኣቦታትና ኣብቲ ቀዳማይ ወያነ ናይ ኣርብዓታት 1940 s ከም ዝተማህዘ ትፈልጥዶ ፧ ንጃንሆይ ሓራእራእ ምስ ኣበሉዎ፣እንግሊዝ ብኣይሮፕላን ጌሩ መቐለ ደብዲቡ።
      ይኣኽለኒ ወዲ ሓወይ ኣስገዶም, ታሪኽ ኣቦታተይ ተጋሩ ናይ ስግር መረብ ምሦዞም ተጋሩ ናይ ኤርትራ ዝኾንና መዅርዒ ታሪኽ ከለና እዚ ወስላታ ህዝቢ ከይተገርፈ ኣይርድኦን እዩ።ኣብ ውግእ ዶብ 1998 – 2000 ምስ ገረፍኩምና ኣኽቢርናኩም ኔርና፣ግን ናይ ነገር ዓጋመ__ኣሕዋትና እያቶም ፣ንሕና ልሻዕብያ ኢና ልስዓርናዮ እምበይ ልህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነይ ኢልኩም ኣኽቢርኩምና ኣባላሺኹሞ።

      ደመይ ይፈልሕ ኣሎ ወዲ ሓወይ
      ጥዕና ጥራይ
      ገለ ጣፍዶ ኾን ኣይምሰደድካን ወረ ጣፍስ ይትረፍ ነቲ ብርስን መብሰሊ ዝኸውን ማይ ልኣኸልና

      • Teclay May 20, 2014

        the noble teacher
        very nice historical reference.
        ዘር ኣይ ክንዲ ኣምበሳ
        ሞኽሲ ወዲ ድግሳ
        ነዛ ዓባይ ሞያኻ በየን ክቕልሳ
        ኣብ ሮማ ክንሳ
        ከላግጹ መጹ ጓሳ ወዲ ጓሳ
        ኣፉ ትም እንተበላ ዓይኑ እንተደቀሳ
        ወዲ ሓየት ረባዕ መሲልዎም ሬሳ
        ባንዴርኦም ረጊጹ፣እታ ናትና ኣንገሳ
        ንፋሽሽቲ ኣብ ገዛእ ሃገራ ልሓሳ___ወዘተ
        wonderful! I think there was also a song about Zeray Deres :
        ” Zeray kindi an besa zeray kindimbesa..
        ab maikel Roma gerkayom indaiti…..
        if you know this song say us pls….

        Any way it is good human being will not come back ,otherwise what could have said Zeray D when he heard , 150 of his grand grand children were bitten to death by one 11 years Arab kid.

        • THE NOBLE TEACHER May 20, 2014

          ቅጭን ወዲ ሓወይ ተኽላይ ፣
          እዚ ኩሉ ዘገርምን መስተውዓልን ውሱን ፍልጠት ዝደለብኩ_፡ሓማሴን ኣከለ ፣ኣስላማይ ክስታናይ ፣ይሁዲ ፍልስጥኤን ከይበልኩ ንፍልጠት ስለ ዝደለኹዋ እየ፣ኣብ ሞንጎ ተስዓን ት ሽዓተን ኣረገውቲ ጽሉላት ሓደ መስተውዓሊ ሽማግለ ምዃን የሕርረካ እዩ።ንጉስ ሰለሙን ኢልዎ እንድዩ።ጥበብ ስቅያት እዩ፣እምበር እቲ ደንደላ ድ ኣ ዓጋመ (ንነብሱ) እናጸረፈስ ይሑጐስ።
          ጥዕና ጥራይ ታሪኽካ ፍለጥ ነቲ ቅኑዕ ተኸተሎ ነቲ ካካይ፣ካካይ በሎ__ወይ ናይ ምዓሮይ ወይ ናይ ሳንዳይ ኢልካ ትሕክሞ እንተዄንካ ኣይትምሃርን።
          ኣጆኻ፣ኣዮኹም ይብሉ ኣቦታትና

      • Biniam Abraham May 20, 2014

        THE NOBLE TEACHER,
        Thank you so much uncle for a great laugh, it was really very entertaining as well as educational. Please keep coming with more of the same great historical events. The ghedli generation offended and enraged by the “backwardness” of Ethiopia, they wanted to reconnect with their colonial past that is to their advanced italian masters. It is not the fathers that lived through the colonial era that abandoned their roots, but the generation born in post-colonial era. For the confused, self doubting post colonial generations though, to obsorb one (modernity), they had to entirely let go of the other (their roots). That is why they now find in a nice mess that was self made or ghedli generation made HELL which they throughly deserve every punishment.

      • Asghedom Woldeghiorghis May 20, 2014

        Dear my nobel brother , I agree with you and I always appriciate your idea. I know our grand fathers are heros and have diffend thier country. I don’t agree that we have been colonised from 1555 until know. I think the people of Mereb ( ALL THE TIGTIGRIANS ) was always indipendent and no one have subjected them except the italian coloniazetion, even these you know better you than me the reason.
        In any case thanks for you vast ecplanation about the two brother until now

    • Hagherawi May 19, 2014

      “Ras Alula is the one who get back all the land until Kassala and take back the land of Eritrea.”

      asghedom

      Don’t try to re-write history. Ras Alula was a shifta ring leader. His bandits roamed Eritrean highlands looting and killing innocent farmers. His army was defeated near Adi Sogdo (Asmara).

      • Asghedom Woldeghiorghis May 20, 2014

        Hagerawi read hidtory, it is the truth, not only he liberated the egyptians from Mahdists and accompained them to Massawa. EPlf did not thuought you history, but only insulting. ASMARA, WAS HIS HEAD QUARTER, BURHANU AND SHAWEL WAS HIS SOLDIERS. UNTIL NOW WE REMBER THEM.
        Be educate don’t insult learn from us it will help you.
        Read more the writing of nobil teacher it will help you.
        I am telling only the truth and the facts, I myself I don’t heat any one.
        you can espress yourself but open your hurt to learn. Ther is no computitio here .For your reference go and read a book writen by Fitorari Hasema from keren and you will see what he say about the people of Mereb people in general.
        then we shall have comone language.

  • Sorobeti May 19, 2014

    asghedom aka tezareb, aka sye etc

    Go and lick the shoes of your Amhra lords.

    • Sorobeti May 19, 2014

      correction

      asghedom aka tezareb, aka sye etc

      Go and lick the shoes of your Amhara lords.

    • THE NOBLE TEACHER May 19, 2014

      Sorobeti ,

      I hate to say this but ,stop being an ass ;I am SYE,TNT & Yugoslavo Eritrean ,When I change my name ,I inform.

      • Biniam Abraham May 19, 2014

        THE NOBLE TEACHER,
        This dikala of fascist Italian & savage Arabs product by the name of Sorobeti may be an ass licker of the Somali war lords, the Bedewuin/Rashaida or the Sicillian mafia! It is always a case of like a father, like a son and he may be missing the stinking asses that he was used to so just ignore the loser brother Noble. You’ve more better missions of teaching our young generation who are poorly let down and abused by different opportunists and the savage Arab dogs. Let the losers play with each other which they are good at praising and clapping to one another. They have got a long way to get to the real world of reality rather than their small fantasy world.

        • THE NOBLE TEACHER May 19, 2014

          Respected Biniam Abraham,

          The thing that bothers me is like the tigrinya saying goes “ሌባን ከም ኢዱ ሓሳውን ከም ኣፉ”..because they come up with more than one cyber names at a time ,they think everybody is doing it.
          When I change my cyber name ,I inmform ppl. This is not a contest. When more people start listenning to my truthful & sexy message ppl can not accept it ,they think all Eritreans are like herds who think alike ,to the most part it is ,but ,I told my real name upto 5th generation ,my village through my dad & mom .
          They can insult me the son of 1000 whores but not to think I am multiple people.I am OK with that.
          Do not worry,they are flies..የዶሮዎች ግራዝማጭ ነኝና እች ኣትበሉኝ እንደሚል ኣውራ ዶሮ ናቸው።ኣማራን ኣህያ ይላሉ ሃምሳ ሺ ኣድጊ በረኻታት ዘመዶቻችን ተወጥሖ የመጣ ኢሳያስ ረስተውት።

    • Eritreawit May 20, 2014

      Sorobeti,
      Do not respond to the the milti nick name Lunetic by the name of the fake noble teacher,sye, all the negative postings are from him just ignor him. I think it is time For demo.archive.assenna.com to take action.

      • belay nega May 20, 2014

        “Sorobeti,
        Do not respond to the the milti nick name Lunetic by the name of the fake noble teacher,sye, all the negative postings are from him just ignor him. I think it is time For demo.archive.assenna.com to take action.”

        Eritrawit,

        ብመሰረት መምርሒ ገዛኹም “ሰስጉ ንዓና ዓዓጽሙ ንጎረባብትና” 75% ሰማእታት ኤርትራ አሕዋተይ’ዮም ከምዘይበልኪ :ንሰማእታት ኤርትራ ዘቆናጽብ SYE [UNCLE] ትብልዮ ኔርኪ::
        ሕጂ ክአ ንአሰና መምርሒ ክትህቢ ትፍትኒ አለኺ:: እዚ ወብሳይት’ዚ ብዛዕባ ኤርትራ አፍልጦ ንዘለዎ ኩሉ የስተናግድ:: ዓቅሚ ዘለዎ ከኣ ይውጥርን ይውጠርን::

        • ERITRAWIT May 21, 2014

          belay nega,
          I respect you because you are Tegadalay hawey please talk direct with me I would appreciate if you respect my family.
          and please remember we are 2 Eritrawit in this form. It will be nice to see you sometime to agree on something with someone.

    • Asghedom Woldeghiorghis May 20, 2014

      Sorobeti, why the shoes of Amhara, if you want to sing ” Janohey Meziom Bisemay weileka Aslamay” this is your song we are talking not about Amhara but of our history, what makes you to go to Amhara again.

  • Yerhiwo May 19, 2014

    Dictator Isaias Afwerki (Wedi Medhin Berad)worst dictator in the world next to North Korean leader Kim Jung Un (who took after his father Kim Jung).

    Wedi Berad’s mafia regime is in the verge of collapse. Wedi Berad and his cousins Kisha (the treasurer), Yemane Monkey (messenger from hell) and DEMHIT murderers are causing tremendous death, genocide, torture, human right abuse, rape, arbitrary detention, etc. Isaias Afwerki, Yemane Monkey, Hagos Kisha and DEMHIT DONOT BELONG TO ERITREA!!!!!
    Dictator Isaias Afwerki hijacked Eritrean freedom that took more than 130 thousand life and deny Eritrean people normacy. Eritrean people can’t travel inside their own country without a permission! Young and old Eritreans are fleeing in droves to once considered an enemy land. DIA and his cousins Kisha and Monkey and his brutal generals, are taking this country to destruction.

    Wake up DEKEBAT eritreans….revolt, demonstrate everywhere until Dictator Isaias Afwerki, Yemane Monkey, and Hagos Kisha hide in sewer like their idol Geddaffi.

  • hayelom May 19, 2014

    Wey gud kinzareb tray edmena tewediu hantise keyefrena

  • wediAre May 19, 2014

    May 24 is always our independence day because the people of Eritrea got ride of Ethiopia from our land. Now we need to fight for justice and democracy. That’s is the way of freedom. We should not think one military group to give us freedom and justice right way because military is always dictatorship.

    • Tamrat Tamrat May 20, 2014

      I have no idea why i have to answer this way but person like Wediare forces me to compare the tplf government vs eplf.

      Tplf is the most democratic government compared to eplf taking the 23 struggel between the opposition and the government in Ethiopia and Eritrea. But that doesnt mean tplf satisfies ethiopians in their quest for free and democtaric land. Too long way to goo.

      The land locked Ethiopia has more than 16 ships in its shipping lines With the oldest in 1990s and the newest 2014 while the 12Km sea outlated Eritrea has 5 ships the newest is 1979. Off course Our shipping lines started while Eritrea was part of Ethiopia. Dont make this hard working People Your enemy instead invest in the present and the future. Get ridding of Ethiopians from Eritrea couldnt be part of the celebration, i think.

      What does this tell you mr wediAre?

  • THE NOBLE TEACHER May 19, 2014

    “ክነብሩ ደልየዮም፣ኣዝማደይ ሰብ ድምበዛን ጉሕጭዓ
    ንመሰል ኩሉ ኤርትራዊ______ተጣቢቐ እየ ብሽዓ”

    ኣይፈልጠካን _________ብጀካ ኴንካ ፓድረ ናይ ኮተሊኽ
    ንጹህ ፍሽኽታ ልብኻ__________ብመቝጸርያ ከተምልኽ
    ትግርኛኻ ኣስሓቐኒ፣________ብፍረ ሓዘል ዕላል ክትትርኽ
    ቅድሚ ሰብ እየ በኽየልካ____ ብመንግስቲ ሻዕብያ ክትሃልቕ
    ደምካን ደም ስድራኻን፣__ንመሬት ከቕይሖ፣ ከም ኣዋዘ ድልኽ
    ርስቲ ኣቦኻ_________ብዓመጽቲ ህዝበ ትግርኛ ክትዕሎቝ
    ሰብ ድያስፖራ በሉኻ _____ናይ ቀደም ጸላኢ ናይ ሃገር ህልኽ
    ኮነኑኻ ኣይሓዘኑልካን ____________ብጅምላ ክት ሃልቕ
    ሱቕ ኢለ ኣይርእን ፣________ከዛብ ነጻነት፣ ህዝበይ ከህልቕ
    ድርብ ጭቁን ወዲ ኩናማ ከእውየልካ እየ____መሬት ክደባልቕ !!!

    ብጀመርቲ ሰውራ _____________ክትሕረድ ሂወቱ
    ብጸበብቲ ሃይማኖታውያን፣ክዝመት____ኣጣሉ፣ ከብቱ
    ኢትዮጵያ መረጸ______________ትፍጽመሉ ድሌቱ
    ግን ዕሽነት ናይ ደርጊ________ደደብነት ናይ መንግስቱ
    ፊርማ ወያነ፣ ምስ ራሕርሓካ ናብ ብድሙ ድሙ ዝሃውተቱ
    ኤርትራ ተገንጺላ___________ ምስ ኮነት ናይ ሸፋቱ
    መሬትካ ተቐይሩ _____ኣብ ናይ ዝጭወዩ፣ዝዝመቱ ዝሞቱ
    በኽየልካ እየ ፣ኣነ ሓውካ ________ድምበዛናይ,ምሕረቱ !!!

    To add insult __________to injury
    ሓደሽቲ ኢሳያሳት ____________ኣጎድቲ ቀቢላዊ ጓህሪ
    ንሓራዲኻ ዘይተቐበልካ ______ ከም ጅግና ሰውራ ጀማሪ
    ንቐታሊኻ ስለ ዘየምለኽካዮ_________ከም ልዑል ፈጣሪ
    ናይ ህግደፍ ግልባጥ፣ኪዳን ሰጎጉኻ_____ ዘየሕንኾም ነውሪ
    ስለዚ፣ንበይንኻ ካብ ኮንካ_________ካብ ዘይብልካ ዝዘሪ
    ኣማራጺ ካብ ስኣንካ________ ደርብዮምኻ ማእከል ባሕሪ
    ዲሞክራስያዊት ሬፓብሊክ ኩናማ፣ሃገር_ መሰልካ እዩ ክትሓሪ
    ደቅኻ ክኾርዑ _____________ኣንስትኻ ክህባኻ ክብሪ !!!

    ምሉእ መሰልካ ክትጓናጸፍ ኣብ ጎንኻ ጠጠው ዝብል_
    ሓውካ
    THE NOBLE TEACHER

  • fake country collapsing May 20, 2014

    excellent poem, like eritra separated from ethiopia ,so does kunama republic.good point

  • m May 20, 2014

    wey gud zereba try koyna terffina

  • selamawit2 May 20, 2014

    THE TRIPLE FILTERS TEST.

    (author unknown)

    In ancient Greece, Socrates was reputed to hold knowledge in high esteem.
    One day an acquaintance met the great philosopher and said,

    “Do you know what I just heard about your friend?”

    Hold on a minute,” Socrates replied. “Before telling me anything, I’d like you to pass a little test.
    It’s called the Triple Filter Test.”

    Triple filter?”

    That’s right,” Socrates continued. “Before you talk to me about my friend, it might be a good idea to take a moment and filter what you’re going to say. That’s why I call it the triple filter test.

    The first filter is TRUTH. Have you made absolutely sure that what you are about to tell me is true?”

    No,” the man said, “actually I just heard about it and…”

    All right,” said Socrates. “So you don’t really know if it’s true or not.
    Now let’s try the second filter, the filter of GOODNESS. Is what you are about to tell me about my friend something good?”

    No, on the contrary…”

    So,” Socrates continued, “you want to tell me something bad about him, but you’re not certain it’s true. You may still pass the test though, because there’s one filter left: the filter of USEFULNESS. Is what you want to tell me about my friend going to be useful to me?”

    No, not really.”

    Well,” concluded Socrates, “if what you want to tell me is neither true nor good nor even useful, why tell it to me at all?”

  • Asghedom Woldeghiorghis May 20, 2014

    Dear my nobel brother , I agree with you and I always appriciate your idea. I know our grand fathers are heros and have diffend thier country. I don’t agree that we have been colonised from 1555 until know. I think the people of Mereb ( ALL THE TIGTIGRIANS ) was always indipendent and no one have subjected them except the italian coloniazetion, even these you know better you than me the reason.
    In any case thanks for you vast ecplanation about the two brother until now

    • ahmed omer May 20, 2014

      Asghodom it is no you fault to put down your rubbish in asena it is ASENA’S CONTINUING MISTAKES .Asena should stop your stink mouth to open if asena’s auditors respect Eritrean MARTYRS for free Eritrea .

      • THE NOBLE TEACHER May 20, 2014

        ahmed omer

        “ንዓመጽትን ዘረፍቲ ምግቢ ሓረስታይን፣ሰረቕቲ ቆለውዕን ሰማእታትን ጀጋኑን ኢሉ ዝጽውዕ ሕማም ኣእምሮ ዘለዎ ሰብጥራይ እዩ።”

        “Asghodom it is no you fault to put down your rubbish in asena it is ASENA’S CONTINUING MISTAKES .Asena should stop your stink mouth to open if asena’s auditors respect Eritrean MARTYRS for free Eritrea .” END OF QUPTATION

        ahmed omer,

        IF THE “MARTYRS” DIED TO SHUT PEOPLE UP THEN THERE IS NO NEED FOR OPPOSITION.BECAUSE THE “MARTYRS” DIED SHUTTING UP ,WITHOUT STANDING UP TO THE REGIONALIST ,ABISSINIAN EPLF, THEN WHAT IS THE USE. DEMOCRACY IS TOLERATING WHAT YOU FIND OFFENSIVE.
        AMANUEL IYASU IS THE EXAMPLE.ነቲ ኣሚኑ ዝተቓለሰሉ ቃልሲ ናይ ሸፋቱ እናበልኩዎ__ኪድ ወራዳ ሙታንታ ቀበሌ ኣነ ዶሽካ ክስከም ከለኽዑ ንስኻ መጣጕ ባኒ ናይ ቀበሌ ትዕድል ኔርካ ምበለኒ እሞ ምሰጎጐኒ፣ግን ዕረ እንዳጥዓሞ ነቲ ጽሑ,ፈይ የውጽኦ ኣሎ፣ምኽንያቱ ኦሮሞ ክቐትልን ሬሳ ጀብሃ ከዳግምን ዝወጸ ሽፍታ ስለ ዘይኮነ።ብዕድመ ንእሽቶ ስለ ዝኾነ እቲ ኣነ ዝርኣኹዎ ፈሽኳልን ናይ ባርያ ኣተሓሳስባን ናይ ዓበይቲ ኣያታቱ ክግምግም ኣይክእልን እዩ ።ሻዕብያ ናይ ጸጊቦም ዝወጹን፣ኩነታት ደርጊን ዕሽነትን ዘውጽኦምን፣ዝተገደዱን ፣ምቕታል ዝብርሆም ኣሳሲኖታትን እዩ ኔሩ።መብዛሕትኦም ዝወጹ ንዓና ከሳራጥዩን ደቀንስትዮ ድሙ ድሙ ኣስትዮም ክዕምጹን ኣይኮኑን።ግን ሰብ ብውጽኢቱ እምበር ብሃቐኑ/intention ኣይግመትን እዩ።እቶም ንኣሽቱ ቆልዑ ብሰክስ ዘባላሽዉChild sex molesters እውን እኮ ቆልዑ ስለ ዝፈትዉ እዮም ነቲ ነውራም ተግባር ዝፍጽምዎ።ሰይጣን ውን እኮ ክፍጠር መልኣኽ እዩ፣ድሌቱ እውን ነቲ “ጨቋኒ” መንግስቲ ኣምላኽ ክቕይር ኢሉ እዩ።ጭላንጭል ናይ ዲሞክራሲ ዘይብልና ንዓመጽትን ዘረፍቲ ምግቢ ሓረስታይን፣ሰረቕቲ ቆለውዕን ሰማእታትን ጀጋኑን ኢሉ ዝጽውዕ ሕማም ኣእምሮ ዘለዎ ሰብጥራይ እዩ።
        ሓትነታተይን ኣኮታተይን እኳ ሰራየ ስለ ዝኾኑ እኽሊ በሽ በሽ እዩ።መነዲኦም ወኪልዎም እዩ ካብቲ ዘይብሉን ዘይብላን ሓወቦይን ኣሞይን ድምበዛናይ ቅጫን ቆለውዕን ብግዲ ዘሪፎም ሂወት ድምበዛናይ ሂወት ሓዘንን ጓህን ዝገበርዎ።ኣነ ቅድሚ ኩሉ እኮ ናይ ህዝቢ እዩ ዝዓጅበኒ፣ነቲ ንደቂ ሓወቦይ ኣገዲዱ ንሽፍትነት ዘሕርዶምሲ ስዉእ ኦለ ከኽብሮ ???
        ኣነኮ ሓበን ዘለኒ ኤርትራዊ እየ።ይፈልጥI KNOW ሓበንን, ኤርትራውን ,ዝብላ ቃላት ብሓደ ከም ዘይከዳ።
        ኣነኮ ዓጋመ ንመንእሰያተይ እናድሓኑ፣ነቶም ዝሓዅርዎም በደዊንን ኣዕራብን ኣኽዋንና ዝብሎም ።ኣይኮንኩን !!!

        Look youngsters ,
        There are few that do listen to my wisdom than the idiocy of the masses.I believe in reality not fantasy or made up story !!!
        IF YOU LIKE MADE UP STORY GET THE FOTO OF YOUR RAPIST MARTYRS IN YOUR LIVING ROOM & WORSHIP IT. BUT DO NOT TRY TO STOP FREE SPEECH !!

        I HOPE THOSE THAT TOOK MY RELATIVES BY FORCE & HAVE THEM KILLED IN THE USELESS BANDITRY THEY BURN IN HELL !!
        YOU HAVE THE RIOGHT TO WORSWHIP YOUR JAILERS ,YOUR MOTHERS BEATERS ,YOUR SISTERS RAPISTS & THOSE THAT SELL YOUR BOYS PIMPS TO HOMOSEXUAL BEDOUIN ARABS..I DO NOTTTTTTTTTT !
        It is not Isaias & Manjus only selling Eritreans ,it is the drunkard bandits too !!!
        It is not Isaias that is prison guard !!

        Just leave me alone..

    • THE NOBLE TEACHER May 20, 2014

      Respected Asghedom Woldeghiorghis ,

      ርኤኻ ,ዝደለዮ ሕብረተሰብ ብስምምዕ ዝደለዮ ሃገር ክፈጥር ይኽእል እዩ።እቲ ሓቅነት ግን ሓራ የውጽኣካ።የመን እኮ ስዑዲ ዓረባዊ ኣይኮንኩን ክብል ኢሉ ኣይዓረብን እየ ኣይብልን እዩ።ትግራዋይ ናይ ኢትዮጵያ ኣሎ ፣ትግራዋይ ናይ ኤርትራ ኣሎ።ኣነ እኮ ኣብ ትግራይ ትግኚ ኣይኣምን ፣ ሓማሴን ሓማሴኒ ኣይሰብኽ፣ ሓወልቲ ናይ ኣኽሱም ካባይ ንላዕሊ ንሓደ ወዲ ኣኽሱም ይኹን ንሓደ ዓጋመታይ ኣይብጽሖን እዩ።እቲ ታሪኸይ ታሪኽ በይኑ ኣይገብሮን እዩ።እቲ ትግራውነተይ ትግራውነቱ ኣይገብሮን እዩ። መን ዝሃቦ፣ኣነ ሙታንታ ኣምሓራ ኣይኮንኩ ካልሲ ደቂ ትግራይ፣ታሪኹ ዝፈልጥ ፣ወዲ ኩሩዓት ማሕበር ኣንድነት፣ትማል ዝተጋገዮ ሎም ዝእርሞ እየ።ንዓጋመ ምጽላእ ንነብሰይ ምጽላእ ማለት እዩ።
      ንዓጋመ (ወዲ ትግራይ) ክቕየሞ እንተኾይነ እቲ ኣፋርን ኩናማን ንማሕረዲ ኣሕሊፍካ ኣይት ሃበና እዚ መንግስቲን እዚ ህዝብን ክሓርደና እዩ ኢሉ ንመለስ እናለመንዎ ከለዉ ፣ኢደይ እሱር እዩ ኢሉ ኣሕሊፉ፣ናብቲ በዚሓ/majority ዘይቅንዘወሎም ህዝብን ናብቲ ዝሓርዶም መንግስትን ኣሕሊፉ ምሃቡ እዩ።ግንከ እንታይ ክገብር ምኽኣለ? 1 ማሕስእ ከተድሕን ኢልካ 13 ኣባጊዕ ኣይተጥፍእን ኢኻ።
      ንዓና ኤርትራውያን ግን ሓደ ኣምሓራይ ወይ ትግራዋይ ኣሕዋትና ኢና ክብለና ከሎ ንርድኦ ፣”ንሕና እኮ ጫማ ኤርትራውያን ኢና ብዘይ ኤርትራውያን ክንነብር ኣይንኽእልን ኢና” ዝብለና ዘሎ እዩ ዝመስለና፣ኣነ ኤርትራዊ ስለ ዝኾንኩ ኣብቲ ልበይ ዘሎ ይፈልጦ እየ።
      “ናይ ማንም ወራዳ ባንዳ፣ኣብ ባድመ ሓራእራእ ለበልናዮ” እንተዝብሉ መኽበርናዮም፣ብፍጥረትና ወራዳታት ስለ ዝኾንንና ኣይኮነን፣ንደቅና ናይ ባርያ ኣተሓሳስባ ስለ ዘውረስናዮም እዩ።ኣነኮ ህዝበይ ስለ ዝኾነ ብሕርቃን እየ ዝመውት።ከምቲ ዘርኡ ዓርከይ ዝበሎ ኣንቱም ሰባት” ገዚፍ ኤርትራዊ እምበይ ዓይቢ ኤርትራዊ እኒኦዶ ፧

      ጥዕና ዘለዎ ኣረኣእያ ንባዕልኻ እዩ እሞ
      ኣጆኻ ይብል
      ሓወቦኻ TNT

      • ahmed omer May 21, 2014

        You so called …teacher you are really rubbish and weddi SHORMOTA I challenge you are not like any andinet supporters and ASIIYAS HIMSELF

        • THE NOBLE TEACHER May 21, 2014

          ahmed omer

          You really are Eritrean ,your lovely words do testify to it.

          Thanks Ahmed

1 2 3

POST A COMMENT