Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን፡ንመጀመርታ ግዜ ብምስታፍ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ገሩ። እቲ ብምረሻ  ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ

ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን፡ንመጀመርታ ግዜ ብምስታፍ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ገሩ።
እቲ ብምረሻ  ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ 1 ሽሕ ዝበጽሑ ወከልቲ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተሳተፍዎ ኪኸውን እንከሎ፡ ኣዝዩ ብርክት ዝበለ ህዝቢ ድማ ኣብ ጎደናታት ብምውጻእ ብኣንክሮ ተዓዚብዎ። እቶም ኣብቲ ሰልፊ ዝተሳተፉ ደለይቲ ለዉጢ በርገን ን ከባቢኣን፡ ‘’ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር  ምልካዊ ስርዓት ንዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ደግፉ’’፣ ‘’STØTT DET ERITREISKE FOLKETS KAMP MOT DIKTATURET I ERITREA’’ ዝብል ጭርሖ ብምንብልባል ኣቓልቦ ብዙሓት ኖርወጃውያን ክረኽቡ ክኢሎም። ብዘይካ’ዚ ንህልዊ ኩነታት ሃገርና  ብስእልታትን ፣ታብላታትን ዝገልጽን፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወርድ ዘሎን ከቢድ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዘረድእ ዝርዝራዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ጽሑፍ ብምድላው፡ እንዳተዘዋወሩ ንተሳተፍትን ተዓዘብቲ እቲ ሰልፊን ዓዲሎም ከምኡ ዉን ን JONAS GAHR STØRE ሓላፊ of the Labour Party  ብዛዕባ ሑሉው ኩንታት ኤርትረዉያን ፣ብዛዕባ ህግድፍ ሰልየትን ፣ኮራኩርን ሓትቲ ዑቅባ ደብዳብ ኣብ ኢዱ ሂብናዮ ።
ብዕልት 4/ 5/ 15 ብNorsk Folkehjelp Solidaritetsungdom Bergen ዘዳልዉዎ papirbåter‬*ህጹጽ ረድአት ን ማእከላይ ባሕሪን* መደብ ብምትሕብባሪ   ንዝኽሪ እቶም ብኣሰቃቒ ኣገባብ ኣብ ሊብያ ዝተሰየፉን፣ነቶም ቑጽሪ ኣልቦ ግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ዝኾኑ ኣሕዋትንናን ኣሓትናን  ብሓዘን ዘክርናዮም  ኣስታት 250 ስባት ዚትሳትፊዎ  ዚተፈላለያ ማሕበሪትን ቃልን ኣሲሚዓን ከምኡ ውን ብ2 ኤርትራውያን ደልይት ለውጢ ብዛዕባ ግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ሳሕራን ሑሉዉ ኩነታት ሃገርና  ቃልኦም ኣሲምዖም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Merebmlash April 16, 2016

    people of eritrea, take heed, there is a bright future and out victory is at hand, but if and only if we stand against our enemy toghether and fight for our a bright Eritrea.

POST A COMMENT