Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣፈኛ ህግደፍ:ኣብ ኤርትራ ግፍዕታት ኣይፍጸመን ኢዩ: ፕሮፈሰር ሸቲል ትሮንድቨል ኣይንኣምንን ይብል::

ተለቪዥን ኖርወይ ኣናርኮ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንኤርትራ ብዝምልከት ፍርሕን ናጽነትን ብዝብል መደብ ዘርጊሑ:: ጋዜጠኛታት ኣናርኮ ናብ ኤርትራ ብምኻድ ንኣፈኛ ህግደፍ የማነ ገብረመስቀል: ኣብ ልዕሊ እሱራት ዝፍጸም ግፍዒ ብደረቕ ስእሊ ኣሰንዮም ኣብ ዘቕረቡሉ ሕቶ: እቲ ኣፈኛ

ተለቪዥን ኖርወይ ኣናርኮ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንኤርትራ ብዝምልከት ፍርሕን ናጽነትን ብዝብል መደብ ዘርጊሑ:: ጋዜጠኛታት ኣናርኮ ናብ ኤርትራ ብምኻድ ንኣፈኛ ህግደፍ የማነ ገብረመስቀል: ኣብ ልዕሊ እሱራት ዝፍጸም ግፍዒ ብደረቕ ስእሊ ኣሰንዮም ኣብ ዘቕረቡሉ ሕቶ: እቲ ኣፈኛ ኣብ ታሪኽና ዝፈጸምናዮ ግፍዒ የልቦን: ነቶም ኣብ ኤርትራ ዝተማረኹ 100ሽሕ ወተሃደራት መግዛእቲ እውን ኣየጋፋዕናዮምን ክብል መሊሱ:: ንሱ: መንእሰያት ካብ ሃገሮም ከምዝወጽኡ ዝገብሩ ዘለዎ ኣሜሪካን ካልኦት ጸላእትናን ኢዮም ኢሉ:: ንኩነታት እቲ ብ2001 ዝተኣስረ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ድማ: ብሞያኡ ዘይኮነ ብክሕደት ሃገር ከም እተኣስረ ጠቒሱ::

ኣብቲ መደብ ብተለፎን ዝተሓተ ተመራማሪ ፖለቲካን ሰብኣዊ መሰልን  ኣፍሪቃ ኖርወጅያዊ ፕሮፈሰር ሸቲል ትሮንቮል: ንመልሲ እቲ ኣፈኛ ከም ዘይኣምኖን: ንሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ብዝምልከት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሕቡራት ሃገራትን ዘቕረብዎ ጸብጻብ ከምዝኣምን ገሊጹ::ንሱ ብተወሳኺ መንእሰያት መጻኢ ዕድል ዘይብሎም ነብሶም ኽኢሎም ክወልዱን ክዘምዱን ከም ዘይክእሉ ሓቢሩ::

መንእሰያት ኣስመራ ኣብ ቅድሚ ካመራ ክዛረቡ ከምዝፈርሁ ምግላጾም ኣብቲ መደብ ተገሊጹ:: ኤርትራ ብኣንጻር እቲ ኣብ 1978 ዜጋታታ ንናጽነት ክቃለሱ ካብ ኤውሮጳን ኣሜሪካን ናብ ሃገሮም ዝውሕዙ ዝነበሩ:ሎሚ ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ካብ ዝሓቱ ሃገራት ኣብ ላዕሊ ከም እትስራዕን: ዜጋታታ ኣብ ባሕሪ ብብዝሒ ዝጥሕሉን ከም ዝኾነት ጋዜጠኛታት ኣናርኮ ኣብ መደቦም ገሊጾም::

ብሰንኪ ዋሕዚ ስደትን ምምዝባል ናብራን :ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 3 ሚልዮን ከምዘይሓልፍ ተሓቢሩ::

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Yerhiwo January 25, 2016

    Yemane monkey is the worst enemy of Eritrea that is even worse than his COUSINS Isaias Wedi Medhin Berad and Hagos Kisha! These three worst individuals along ruthless and greedy Eritreans are the cause of Eritrean misery!

    Dictator Isaias Afwerki and his puppets are living in fantasy world! Even though you can terrorize, torture, kill, arrest, lie and intimidate poor Eritrean people…but not twist the story and fool the journalists!
    Eritrea under DIA is a living hell where people flee in droves in search of freedom in so called free Eritrea.

    If DIA and his party HGDEF are honest…..allow the world to come and see Era-Ero or other 300 plus prisons and dungeons!!!!

    • quiky January 26, 2016

      Yemane g.meskel Charlie not monkey.two differnt individuals but both first generation Eritreans from agame parents.

  • Wedi Meriet January 26, 2016

    Aye Eretrawian
    All we are doing is complain about few individuals!
    Shifta is always shifta. Do not wait for some one else to give you your freedom.
    Either you go and get it or lets feed shefatu with our blood.
    We may say a lot but we are just kidding ourselves.

    • Ahmed Mohammed Jaber January 26, 2016

      10000 x Correct

  • Daniel Ghebremeskel January 26, 2016

    Ferst of all I don’t like to hedden
    I am one of the victims I was for 6 years in prison different prison now I can’t to explain it we Eritreans we have brutal dictatorship regim we don’t have right to to school to go do you our bizznes we don’t have fredoom spech
    I was in sawa from 1994 there is no limit for national service
    After so many problems know thanks god am seved my life am living in Norway
    Thanks Norway government and people

  • solomon Fisaha January 26, 2016

    ፓሮፈስር ሸቲል ትሮንደቨል ዝበለቶ ሓቅ እዩ ንዝስርዓት,እዝ ምእማን ማለት ነብሰ ቅቲለት ከም ምክያድ እዩ፡
    ነብስ ወከፍ ኤርትራዊ ንድሕነት ህዝቡ ሓቀኞ ምስኪርነቱ ክህብ ይግባእ።

    ብሓሶት ዝነብር ህዝቢ የሎን ስሪዓት ኤርትራ ካብ ዝምስረት ብሓሶት,ምፍርራሕ ምቕታል እንተዘይ ኮይኑ
    ብፍትሕን ርትዕን ሰሪሑ ኣይፈልጥ እዩ።
    2016/ጥሪ26

POST A COMMENT